መርበብ ዩናይትድ ኤርትራ ሚድያ(ዩ.ኤ.ሚ)፡ ዕላማታቱን ተልእኾኡን ኣገዳሲ ሓበሬታ ናብ: ክቡራት ኤርትራውያንን ፈተውቲ ህዝቢ ኤርትራን

መርበብ ዩናይትድ ኤርትራ ሚድያ(ዩ.ኤ.ሚ)፡ ዕላማታቱን ተልእኾኡን ኣገዳሲ ሓበሬታ ናብ: ክቡራት ኤርትራውያንን ፈተውቲ ህዝቢ ኤርትራን ሰላምታና ብምቕዳም፡ ንሕና ኣዳለውቲ ዩናይትድ ኤርትራ ሚድያ (ዩ.ኤ.ሚ)፣ ኣብ ክፋል መስርሕ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ንሃገራዊ ናጽነትን ላኣላውነትን ብኣካል ዝተሳተፍናን ብዘይ ምቑራጽ ዝውሕዝ ልዑል ሃገራዊ ስምዒትን ፍቕርን ዘሎናን ኢና። ካብ’ዚ ብምንቃል ድማ ንተሞክሮታት ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ብጽሑፍን ቃልን ከምኡውን ስእላዊ ድርሰትን […]

ዕድመ ንፖለቲካዊ ሰሚናር ናይ ህዝቢ ምስ ዶር. አኽሊሉ ግርማይ

ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን አሕዋትን ኣሓትን ደቂ ሃገር!! ሰላምታ ብምቅዳም: ኣብዚ ፈታን ናይ ለበዳ ኮሮና እዋን ብጥዕናን ሰላምን ክትህልዉ ተስፋናን ትምኒትናን ገደብ የብሉን። እምባአርከስ ካብዚ ቀጺልና፡ ብመገዲ ቴሌኮንፈረንስ ሓደ ፖለቲካዊ ሰሚናር ናይ ህዝቢ አዳሊና ከም ዘሎና ክንሕብር ንደሊ። ነዚ ፖለቲካዊ ሰሚናር ምስ ህዝቢ ከካይድ ታዓዲሙ ዘሎ ጋሻ ከኣ፡ ክቡር ሓውና ዶር. አኽሊሉ ግርማይ እዩ። ዶር. አኽሊሉ ግርማይ […]

ኣገዳሲ ሐበሬታ ንኩልኹም ተቃለሰቲ ኤርትራውያን

ኤርትራውያን ፓለቲከኛታት እተን ሐሙሽተ ዝሰመራ ውድባት በዚ ኣብ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ትግራይን ኤርትራን ዘሎ ቅልውላው ቀዳምነት ብምሃብ ፡ሃገር ልዕሊ ኹሉ ብምባል ዝለዓለ ስጉምቲ ብምትሕብባር ዝግበር ዝርርብ ኣብ ኣንፈት ናይ ዓወት ይኸይድ ኣሎ።እቲ መስፍን ሐጎስ ዝሃቦ ሪኤቶ ኣብናይ ህልዉ ኩነታት ሃገርና እሞ ንኢሰያስ ካብ ሱሩ ምድምሳስ ኣገዳስን እዋናውን ኢዩ ስለዚ ንኽሕና ትግራይ ክሕግዙና ወላሐንቲ ተቃውሞ ክህልወና […]

እዞም ዝስዕቡ ጀጋኑ ስዉኣት 4 ካብ ሓደ ገዛ ንናጽነትን ሓርነት ዝተሰውኡ ጀጋኑ እዮም።Micheal Beyene

ኤርትራ ሃገርና ኣብ ትሕቲ ስርዓት ሃይለ ስላሰ ብዓመጽ፡ ሕጊ ፈደረሽንን ሕጋዊ ፓርላማን ሰማያዊት ምድራ ምስ ሓምላይ ጨናፍራ ምስ ኣፍረሱ፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ቁጠዐ ኣርእዩ፡ ብኡ መሰረት፡እቶም ቀልጢፉ ዝተረደኦም ተባዓት ኣቦታትና ተወላዶ፡ ሳሕል፡ ባርካ ፡ሰምሃር፡ ብረታዊ ቃልሲ ምስ ጀመሩ ፡ ኩሉ ኤርትራዊ ስዒቡ ካብ ነፍሲ ወከፍ ገዛ ጀጋኑ ኣሰዊኡ ሃገራዊ ነጻነት ክረጋገጽ ዝኸኣለ። ብፍላ ገለ […]