ብረታዊ ቃልሲ 1961 ብመሪሕ ጅግና ስዉእ ሓምድ ኢድሪስ ዓወተ ሽግ ቃልሲ ኣብ ምሉእ ኤርትራ ተወሊዓ፡ Michael Beyene

ህዝቢ ኤርትራ፡ ሃገር ብዓመጽ ተጎቢጣ፡ ኣብ ኢድ መንግስቲ ኣምሓራ፡ ኣትያ ምስ ተባህ፡ ፓርላማ ምስፈረሰ፡ ሃገራዊ ሕጊ ካብ ስራሕ ደው ምስ በለ፡፡ ባንዴራ ብዓመጽ ወሪዳ ናይ ኢትዮጵያ ባንዴራ፡ ምስ ተሰቕለት፡ ትምህርቲ ትግርኛን ዓረብን ደው ኢሉ በምሓረኛ ምስ ተተከአ፡ ኤርትራዊ ዓቢ ይኹን ንእሽቶ፡ ብጭንቀት ተዋሒጡ እንታይ ምግባር ይሓይሽ፡ ዝብል ሓሳብ ኣብ ኩሉ ኤርትራዊ ሸንኮለል ክብል ድሕሪ፣ምጽናሕ፡ ብረታዊ […]

ዲክታቶር ኢሰያስ ንምንታይ ናብ ግብጺ ገይሽሁ UEM.

ካብቲ ንዕዘቦ ዘለና ኢሰያስ ኣብዚ እዋን ኢትዮጵያን ሱዳንን ግብጽን ዘሎ ጎነጽ ናይ ፈለግ ናይል ግርጭት ፍታሕ ከምጽእ ኢዱ የእቱ ምህላዉ ንርኢ ኣለና።ኣብ ዝሐለፈ ናብ ሰዳን ገይሽሁ ከምዝነበረ ይፍለጥ ኣብዚ ግዝየ ግን ከም ኣመሉ ኢሰያስ ንሰላም ክብትን እምበር ንሽግር ክፈትሕ ከምዘይኮነ በዚ ኣጋጣሚ በታኒ እምበር ዓራቒ ከምዘይኮነ ኩሉ ሰብ ዝርዶኦ ኢዩ ፡ ሕጂውን ናብ ግብጺ ምጋሹ […]

A Call to all Pro-Justice Eritreans in the Diaspora From: Eritrean Research Institute for Policy and Strategy (ጻውዒት ንኹሎም ሙሁራን ኤርትራውያን)

A Call to all Pro-Justice Eritreans in the Diaspora From: Eritrean Research Institute for Policy and Strategy It is time to bring together our professionals, build hope, and shape the future of Eritrea with compassion for our people, professional ethos and effective solutions. The repression of Eritreans under the brutal PFDJ dictatorship and the scale […]