ህዝቢ ኤርትራ ከም ወትሩ ብሕጊ ዝመርሖ ሰብ የለን

Image result for eritrea isayas and Abiy mohamed

ህዝቢ ኤርትራ ንነዊሕ እዋናት ንቡር ሲኢኑ ከም ሐደ ዘኽታም ብዝይ ኣቦን  ኣደን ዝዓበየ ቆልዓ ኮይኑ ብሐደ ገባቲ ክጭፍጨፍ ጸኒሑን ኣሎን።ሃገረ ኤርትራ ቢኢሰያስ ተረሚሳ ህዝባን መሬታን ኣብ ሐደጋ ትርከብ ኣላ፡መቀጸልትኡ ውን

ኣብ ዓዲ ቀይሕ ብርኽት ዝበሉ ምስልምና ኣመንቲ ኣሕዋትናን ኣቦታትናን ከምዛኣሰረን ከሙኡውን ኣብ ኣስመራ ብስዉር ዜጋታትና ያኣስር ምህላዉ ምንጭታት ይሕብሩ።ይኹን እምበር ሕጂ ውን ኤርትራ ብ ኢትዮጵያ ኢድ ኣዙር ትማሐደር

ከምዘላ ኣብ ኩሉ ዜናታት ዝፍኖ ዘሎ መረጋገጺ ንርእዮ ንዕዘቦን ኣለና።

ኢሰያስ ንኣቢይ ናይ ውሽጥን ወጻእን ኣማሐዳሪ ከምዝገበሮ  ከምድላዩ ውን ዕንደራን ንዕቀትን ኣብ ርእሲ ህዝቢ ይፍጽም ምህላዉ በዚ ኣጋጣሚ ነዞም ህግደፋውያን ከነዘኻኽሮ

ንፈቱ።

 

 

 

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *