Ethiopian police have killed 30 armed people who tried to illegally enter the country’s territory from Eritrea, an official said Friday. Ethiopian forces have taken measures against the forces that are believed to be trained and supported by Eritrea, Assefa Abiyu of the Ethiopian Federal Police Commission told the state-affiliated Fana Broadcasting Corporation. He […]
Eritrean migrants face new asylum battle in EU By Martin Plaut, BBC July 11, 2015
Eritreans – struggling ashore or picked up at sea – form the second-largest group of migrants risking their lives to reach Italy, after Syrians.The exodus from Eritrea is complicating Europe’s efforts to tackle the Mediterranean migrant crisis. Eritrea, in the Horn of Africa, is not in the grip of war or famine. Yet around […]
መልእኽቲ ወጋሕታ 11-07-201
ኣብ ጉዳይ ሃገርን ህዝብን ስለምንታይ ዕሽሽ ንብል! ኤርትራውያን ናህና ፍሉይ መለለይ መንነት፡ ታሪኽ፡ ልምድታትን ጸጋታትን ዘለና ህዝቢ ኢና። እቲ ፍሉይ መለለይና ግን ብሰንኪ ሓደ ጸቢብ ጉጅለ ይሃስስ፡ ይዓኑን ይጠፍእን ኣሎ። ሕላገትና ተሓኺኹ ምስልታቱ እንዳሃሰሰ እንዳርኣና ከምዘይርኤና እንዳሰማዕና ከምዘይሰማዕና ምስቃጥና እታ ክብርና እንብላ ሃገር እቲ እንሕበነሉን ንኸርዓሉን ህዝቢ ህልውንኦም ከይጠፍእ ስክፍታና ዓዚዙ ኣብ መዋጥር ወዲቕና ኣለና። […]
Eritrea: government keeps tight restrictions on Church Catholic World News – July 10, 2015
The government of Eritrea, which has been cited by the UN for multiple human-rights abuses, exercises tight control over the Catholic Church, the charity Aid to the Church in Need (ACN) reports. Seminarians, like all young men, are required to undergo military training. Once they have received this training they are forbidden to leave the […]
ዓቢይ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ፈስቲቫል ህግድፍ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም-ስዊደን A Huge Public Rally against PFDJ Festival in Stockholm – Sweden
Written by SESADU Published: 10 July 2015 አገዳሲ ሕዝባዊ ጻዋዒት Svensk-eritreans samarbetsorganisation Important Public Announcementإعلانهام A Huge Public Rally against PFDJ Festival in Stockholm – Sweden مظاهرة حاشدة في ستوكهولم The Swedish- Eritrean Partnership for Democracy and Human rights/ SESADU in cooperation with other partners invites all activists for democracy and justice in Eritrea to […]
ኣገዳሲ ሓበሬታን መጠንቀቕታን
ዝኸበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን ኣብ ውሽጢ ዓድን ወጻእን ብሰንኪ ህግደፍ ትሳቐዩ ዘለኩም ደቂ-ሃገር ህግደፍ እዋን ዕራርቦኡ ቀሪቡ ብውሽጥን ደገን ኣብ ዝሰሓገሉ ዘሎ ግዜ ንሕና’ውን ነቲ ክሳብ ሕጂ ዓቕምታትና ብዘፍቅዶ ክንሰርሖ ዝጸናሕና ንኣሽቱ ጸረ ህግደፍ ስርሒታት ኣበራቲዕና ሎሚ ህግደፍን ተሓባበርቱን በብሓደ ዝግብኦም መቕጻዕቲ ንህቦም ምህላውና ንሕብር። እቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ዝተፈጸመ ተወፋይነትን ጅግንነትን ዝተሓወሶ ሰውራዊ ስርሒታት […]
ብቋንቋ ህግደፍ ናይ ጣዕሳ ፎርም መሊኦም ምስ መንግስቶም ተዓሪቖም ስድራ ቤቶም ክሪኡ ናብ ኤርትራ ዝተመልሱ ስደተኛታት ናብ ወተሃደራዊ ታዕሊም ክወርዱ ከም ዝተኣዘዙ ምንጭታት ሓቢሮም
ብቋንቋ ህግደፍ ናይ ጣዕሳ ፎርም መሊኦም ምስ መንግስቶም ተዓሪቖም ስድራ ቤቶም ክሪኡ ናብ ኤርትራ ዝተመልሱ ስደተኛታት ናብ ወተሃደራዊ ታዕሊም ክወርዱ ከም ዝተኣዘዙ ምንጭታት ሓቢሮም ካብ’ቶም ካብ ስርዓት ህግደፍ ኣምሊጦም፡ ብዙሕ መሰናኽላት ሰጊሮም ኣብ ሃገራት ምዕራብ በጺሖም ፖለቲካዊ ዕቑባ ምስ ረኸቡ፡ ኣብ ኤምባሲታት ህግደፍ ከይዶም፡ ብቋንቋ ህግደፍ ናይ ጣዕሳ ፎርም መሊኦም ምስ መንግስቶም ተዓሪቖም ዝበሃሉ ስደተኛታት፡ […]
ምስክነይቲ ኤርትራ እንታይ የጋጥማ ኣሎ? እዚ ስርዓት ብወግዒ ኲናት ኣውጁልና’ዩ።
ምስክነይቲ ኤርትራ እንታይ የጋጥማ ኣሎ? እዚ ስርዓት ብወግዒ ኲናት ኣውጁልና’ዩ። ብሚካኤል ፕላውት-ጋዘጤኛ ሰሙናዊት መጽሔት “ኒው ስቴይትስማን” 6 ሓምለ 2015 ህዝቢ ኤርትራ ነዚ ጨቋኒ ዝኾነ ስርዓት ዓለም ክትኩንኖ ክትእግዶ ክትቀጽዖ ዕለታዊ ይጽውዕ ኣሎ። እዚ ህዝቢ ዘይኢዱ’ዩ ረኺቡ። እቲ ስርዓት ንገዛእ ርእሱ ካብ ዓለም ተነጺሉ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ድማ ከም ዝንጸል ጌርዎ። ኣብ ኤርትራ ሎሚ ክልተ ጫፋት’ዮም ዘለው። […]
Goal achieved for Eritrea’s Teklehaimanot Published: 10 July 2015 Source: AFP
Great job ours Daniel Teklehaimanot! Proud of you, keep up excelling! Once the dictator is removed, you will achieve much more!!! Daniel Teklehaimanot said he had achieved his goal after snaring the Tour de France polkadot jersey from Joaquim Rodriguez on Thursday. The 26-year-old Eritrean was part of a three-man breakaway […]
ኣብ ደቡብ ሱዳን 3 ኤርትራውያን ብሓደ ዕጡቕ ክቕተሉ ከለዉ፣ ሓደ ካልእ ነጋዳይ ብኻራ ተቐቲሉ።
By assenna on July 9, 2015 ኣብ ደቡብ ሱዳን መሪዲ ኣብ ዝተባህለት ከተማ ደቡብ ሱዳን ብሰኑይ 6 ሓምለ፣ ኣብ ሰዓታት ስራሕ ሰለስተ ኤርትራውያን ብሓደ ዕጡቕ ብግፍዓዊ መንገዲ ከምዝተቐትሉ ምንጭታት ካብቲ ቦታ ሓቢሮም።እቶም ኣብ Eastern Equatorial State ግዳይ ናይቲ መጥቃዕቲ ዝኾኑ ኤርትራውያን፣ ኣቦን ወዱን ናይ ቀረባ ቤተሰቦምን እዮም። እቲ ዜና ናብ ኣሰና ኣብ ዝበጽሓሉ እዋን መንነት […]