ሰይጣን ናይ ክልቴና መኣስ’ዩ ዝሕረድ? By assenna on July 12, 2015

ብቀሊል ኣዘራርባ ፡ውልቀ ሰባት፡ ስድራቤታት፡ ጉጅለታትን ሃገራትን ብዝተፈላለየ ምኽንያታት ንኣብነት ብጉዳይ መሬትን ይግባኣንን፡ ፍልልይ ስነ ሓሳብን  ረብሓታት ዘይምቅዳውን ካብ ብቃላት ምዝልላፍ ክሳብ ህይወት ሰብ ዝወስድ ረጽምታት ክኽሰት ይኽእል’ዩ። መብዛሕቶኦም ጉዳያት ድማ ከከም ኣመጻጽኦኦም ብዘተ፡ ሕድገታትን ካሕሳን መዕለቢ ይግበረሎምን እቲ ሓርፊፉ ዝነበረ ዝምድና ናብ ንቡር ይምለስን። ሓደ ክልተ ጉዳያት ግን፡ ብሰሪ ድርቅና፡ ድንቁርናን ምትህልላኽን ብኡሳት፡ ፍታሕ […]

ሕወሓት ነቲ ኣብ ጊዜ ሰውራ ኤርትራ ብደም ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ዝኣተዎ ቃል ኪዳን ዓቂብዎ’ዶ ኣሎ?

ሕወሓት ነቲ ኣብ ጊዜ ሰውራ ኤርትራ ብደም ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ዝኣተዎ ቃል ኪዳን ዓቂብዎ’ዶ ኣሎ? ታሪኽ ከም ዘለዎ ይዕቀብ’ምበር ኣይቅየርን፡ ኣይጽገንን፡ ኣይኩሓልን፡ ኮታ መድረኽ ምስ ተቐያየረ ንኣኻ ክጥዕመካ ኢልካ ነቲ ኩነተ ሓቂ ቀይርካ ካልእ መዝገብ ታሪኽ ክትደርስ ኣይትኽእልን፡ ኣብ ዘመነ ህግደፍ ግን ኩሉ ተቐያይሩ ኢ ዩ፡ ታሪኽ ተበሪዙ፡ ኣሽንኳይ’ዶ ናይ ጎረባብትኻን ፈተውትኻን […]

ملحق تشريعي من النظام الأساسي  للمجلس الوطني الإرتري للتغيير الديموقراطي تم إعداد هذه الوثيقة  استنادا على المادة 72 من النظام الأساسي للمجلس

    المادة (1) قيادة المجلس أ) الهيكل والتكوين : تتكون قيادة المجلس الوطني من : 1- رئيس المجلس الوطني 2- نائب رئيس المجلس الوطني 3- سكرتير المجلس الوطني ويفضل أن يجيد اللغتين  (عربي / تجرينية) 4-  يجب أن يتواجد أحدهم بالمقر الرئيسي . ب) مهام رئيس المجلس الوطني 1- يدعو لاجتماعات المجلس ويرأس جلساته […]

ملحق تشريعي من النظام الأساسي للمجلس الوطني الإرتري للتغيير الديموقراطي تم إعداد هذا الملحق استنادً على المادة 72 من النظام الأساسي للمجلس الوطني

  المادة (1) قيادة المجلس أ) الهيكل والتكوين : تتكون قيادة المجلس الوطني من : رئيس المجلس الوطني نائب رئيس المجلس الوطني سكرتير المجلس الوطني يجب أن يتواجد أحدهم بالمقر الرئيسي. ب) مهام رئيس المجلس الوطني يدعو لاجتماعات المجلس ويرأس جلساته العادية والطارئة . يوقع المعاهدات والاتفاقات والقرارات التي تصدر باسم المجلس، وهو الناطق الرسمي […]

ጥብቆ ሕጋጋት ህንጽ ሕጊ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ስዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ዓንቀጻት፡ ኣብ ሕገ ህንጻ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዓንቀጽ 72  መሰረት ዝተግበረ ለውጢ ኢዩ።

    ቅርጻን ዕማማትን መሪሕነታት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስውያዊ ለውጢ 1ይ ዓንቀጽ፡ መሪሕነት ባይቶ፡ ሀ) ቅርጻን ኣቃውማን፡ ኣቦ መንበር ባይቶ ምክትል ኣቦ መንበር ባይቶ ጸሓፊ ሓደ ካብኣቶም ኣብ ማእከላይ መደበር ኤሃባደለ ክርከብ ይግባእ። ለ) ዕማማት ኣቦ መንበር ባይቶ፡ ኣኼባታት ባይቶ ይጽውዕን፣ ህጽጹን ስሩዕን ኣኼባታት ይመርሕን። ብስም ባይቶ ዝወጽእ ውዑላትን ስምምዓትን ውሳኔታትን ይፍርም። ዕላዊ ኣፈኛ ባይቶ […]

Participants of 28th round National Service and 7th course Vocational Training Centre in Sawa graduate

Participants of 28th round National Service and 7th course Vocational Training Centre in Sawa graduate Sawa, 11 July 2015 – Participants of the 28th round National Service and 7th course of Vocational Training Centre in Sawa graduated today. In a speech he delivered on the occasion, President Isaias Afwerki explained that substantial investment is being […]

Eritrean migrants face new asylum battle in EU By Martin PlautAfrica specialist 10 July 2015

Eritrean migrants in Rome press for rights as refugees who fled from “a dictatorship” The exodus from Eritrea is complicating Europe’s efforts to tackle the Mediterranean migrant crisis. Eritreans – struggling ashore or picked up at sea – form the second-largest group of migrants risking their lives to reach Italy, after Syrians. Eritrea, in the […]

ባህልን ምዕባለን

ኣማኑኤል ሳህለደቂሰብ ተኣኻኺቦም እንዳታት ምስ ኣቖሙ፡ ነቲ ከም ባህሊ ኮይኑ ኪቕጽል ዝነበሮ ማሕበራዊ ልምድን ወግዕን ከማዕብሉ ጀሚሮም፡ ከምዚ ብምግባር ድማ ኣብ ውሱን ክልል ሓባራዊ ባህርይ ከጥርዩ ክኢሎም። ብሓደ ዝነብሩ እኩባት ሰባት ወይ ማሕበረሰብ ዚኽተሉዎ ክብርታት ወይ ወግዕታት ኣለዎም። ሰብ ኪሞቶም ከሎ እንታይ ይገብሩ? ከመይ ጌሮምከ ይቐብሩዎ። ተፈጥሮኣዊ ሓደጋ ኪወርዶም ከሎኸ? ኪሰትዩን ኪበልዑን ከለዉ እንታይ ኣቕሓ […]