ደሃይ ኣብ ኤርትራ፣ ነጋዶ ኤርትራ ኣብ ወጥሪ

By assenna on July 9, 2015 እቲ “ሃብታም ኤርትራ ‘ምበር ሃብታም ኤርትራዊ ኣየድልየናን እዩ” እናበለ የዋሃት ዘታለለ ውልቀመላኺ ኤርትራ ኢሳይይስ ኣፈወርቂ ነቶም ኣብ መወዳእታ መዓልታት ሚኒስተር ንግድን ኢንዱስትሪን ነበር ኣቶ እስቲፋኖስ ከሎ ብፍራንኮ ቫሉታ ኣቑሑ ብግቡእ ኣቐሪጾም ብወደብ ባጽዕ ከእትዉ ዝተፈቕዶም ነጋዶ ኣቑሑቶም ናብ ባጽዕ ምስ ኣተወ ኣስታት 1400 ኮንተይነራት ብዘይ ሓደ ምኽንያት ተኣጊዱ ዳርጋ […]

To Hgdefawian Where are those Eritrean Heroes ? and what did they do to anyone? If they did anything, why not bring them to justice

What is the different between Mengustu Haiylemariam and Isseyas ? Eritrea: Council Asked information About G-15 members ,Asmara July 7, 2015 | UNITED… Eritrea: Council Asked information About G-15 members ,Asmara  July 7, 2015July 7, 2015United Eritrea MediaComment Asmara (HAN) July 7, 2015 –… UNITEDERITREAMEDIA.COM

ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ዝፈተነ ኤርትራዊ ኣብ ገለርያ ሞይቱ Radio Erena: 08 July 2015

ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ንምስጋር ዝፈተነ ሓደ ኤርትራዊ ኣብ ገለርያ ሞይቱ ተረኺቡ። ጠንቒ’ዚ ናብ ትማሊ ዘውግሐ ለይቲ ኣብ ገለርያ ሞይቱ ዝተረኽበ ኤርትራዊ፣ ገና ኣብ መርመራ እኳ እንተሎ፣ ኣብ መንገዲ ባቡር ንሰንኪ ዘሎ ኤሌክትሪክ ክኸውን ከምዝኽእል ይግመት። ኣብቲ ንእግሊዝን ፈረንሳን ዘራኽብ ገለርያ ሞይቱ ዝተረኽበ ኤርትራዊ፣ ኣብ ውሽጢ’ዚ ክልተ ቅነ ካልኣይ’ዩ።   ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር […]

ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ከካቢ ከሰላ ካብ ዝተጨውዩ 14 ኤርትራውያን እቶም ሽዱሽተ ናጻ ወጺኦም Print Email Radio Erena: 09 July 2015

  ዝሓለፈ ወርሒ ካብ ከባቢ ከሰላ ናብ መዓስከራት ስደተኛታት ሸገረብ እናምርሑ ካብ ዝተጨውዩ 14 ኤርትራውያን እቶም ሽዱሽተ ናጻ ወጺኦም። እዞም ሽዱሽተ ኤርትራውያን ናጻ ዝወጹ፣ ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ደቂ ሰብን ደላሎን ንምህዳን ኣብ ዘካይድዎ ዘለዉ ወተሃደራዊ ስርሒት’ዩ። እቶም ተጨውዮም ዝጸንሑ ሽዱሽተ ኤርትራውያን ኣብቲ ምስ ኤርትራ ዘዳውብ ሓፊር ዝተባህለ ከባቢ ብዕጡቓት ተታሒዞም ከምዝጸንሑ ፖሊስ እታ […]

Dead, 13 Missing After Migrant Boat Sinks in Aegean World | Agence France-Presse | Updated: July 09, 2015 18:41 IST

  ATHENS:  Greek and Turkish coastguards have recovered the bodies of five migrants after a boat sinking in the Aegean Sea and another 13 are still missing, officials said Today. Greece was using a helicopter, three patrol boats and a navy vessel to look for other survivors after 19 people were rescued. ‘Two bodies were […]

`ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ከም መሳርሒ ተጠቒምካ ዝግበር ምጉብዕባዕ ኣየሻቕለናን`ዩ` ዲፕሎማት ኤርትራ 14 hours ago

Amb.Tes.Gherahtu ኣብ ጉባኤ ቤት መኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ወኪል መንግስቲ ኤርትራ ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ ንኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ክገልጹ ኸለዉ፡ ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ፡ ኤርትራውያን ኢና እናበሉ ዑቕባ ዝሓቱ ዘይ-ኤርትራውያን ስደተኛት ብዙሓት ከምዘለዉ ሓቢሮም። ብዛዕባ ሃገሮም ክዛረቡ ኸለዉ ድማ፡ ኤርትራ ክሳብ 2018 ዝትግበር ዝሓዘቶ ሓዲሽ መደባት ከምዘሎ ድሕሪ ምጥቃስ፡ ኣብ ውሽጢ 3 ወይ 4 ዓመት ዝትግበር […]

መኸተና ይዕዘዝ!!…..ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ…8-7-2015.  Posted: 4:49 pm, July 8, 2015 by ENSF-HIDRI

ኣብ’ዞም ዝሓለፉ 24 ናይ ነጻነት ዓመታት፡ ኣብ ዕጹው ደምበ ድምጽና ከይተሰምዐ፡ ሰብኣውን ዲሞክራስያውን መሰላት ህዝብታትና ከም ሕሱም ክዳሃኽ ጸኒሑ እዩ፡፡ ህዝብታትና ካብ ሰብ ንታሕቲ ካብ ግኡዝ ኣቕሓ ንላዕሊ ዝኾነ ከርፋሕ ሂወት ከሕልፉ ጸኒሖም እዮም። ፍትሒ ዝበሃል………………

Eritrean ambassador insists her compatriots’ claims of persecution are an invention

        There are over 300,000 Eritrean refugees – and thousands more seeking asylum – across the world: a significant proportion of people from a country whose population is only around six million. But representatives of the Eritrean government will invariably dismiss claims of persecution, arguing instead that those who leave are simply […]