መማህራን፣ ኣብ ናይ ክረምቲ ዕረፍቶም ናብ ወትሃደራዊ ታዕሊም ክወርዱ’ዮም

Radio Erena: 06 July 2015 ኣብያተ ትምህርቲ ኤርትራ ናይ ክረምቲ ዓመታዊ ዕርፍቲ ኣብ ዝወጻእሉ እዋን፣ መማህራን ናብ ወትሃደራዊ ታዕሊም ክወርዱ’ዮም። መንግስቲ ኤርትራ፣ መማህራን ኣብ ናይ ክረምቲ ናይ ዕረፍቲ ግዜኦም ናብ ታዕሊም ክወርዱ ምውሳኑ፣ ነቲ ድሮ እናተዳኸመ ክመጽእ ዝጸንሐ መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ዘጋድድ ምዃኒ ይግለጽ። ብስም ህዝባዊ ሰራዊት ዝተጠርነፉ ክሳብ 65 ዓመት ዝዕድሚኦም ኣቦታትን ከምኡ’ውን ደቂንስትዮን […]

ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ሕሉፍ ጽልኢ ዘለዎ እስራኤላዊ ፣ ንሓደ ኤርትራዊ ኢዱ ቆሪጽዎ Radio Erena: 07 July 2015

  ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ሕሉፍ ጽልኢ ዘለዎ እስራኤላዊ፣ ንሓደ ኤርትራዊ መንእሰይ ግንቦ ኢዱ ቆሪጽዎ። እቲ 25 ዓመት ዝዕድሚኡ ኤርትራዊ መንእሰይ፣ ባርዲስካ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ኣውቶቡስ እናተጸበየ እንከሎ፣ ‘ስለምንታይ ትርእየኒ’ ብዝብል ሕሉፍ ጽልኢ ፈኪሩ ዝኸደ እስራኤላዊ ድሕሪ ሓሙሽተ ደቓቕ ተመሊሱ ብጎዞሞ ርእሱ ክትርትሮ ምስ በለ፣ ብኢዱ ስለዝተኸላኸሎ፣ ኢዱ ከምዝተቖርጸት ምስ ወኪል ሬድዮ ኤረና ኣብ ዝገበሮ ዝርርብ […]

I have been trying to verify ESAT’s report about military actions in Tigray, northern Ethiopia, by Ginbot 7 fighters over the past few days.

I have been trying to verify ESAT’s report about military actions in Tigray, northern Ethiopia, by Ginbot 7 fighters over the past few days. As of tonight, I could not find any one locally who can give me an independent confirmation other than an information about occasional clashes between various clans and tribes in remote […]

Ethiopia accuses Eritrea of war Ethiomedia July 7, 2015

  Addressing the parliament on Tuesday, Ethiopian Prime Minister Hailemariam Desalegn said his government has been informing the international community of its concern about Eritrea’s war-provoking activities in the region.SEATTLE (Ethiomedia) – Ethiopia warned on Tuesday that it may go to war against Eritrea because of what he called Asmara’s ‘destabilizing’ activities in the region. […]

ዑደት ብጻይ ፍስሃጽዮን ገብረ አባል ማእከላይ ባይቶ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ  አብ ሃገረ እስራኤል Posted: 11:01 pm, July 5, 2015

  ብጻይ ፍስሃጽዮን ገብረ አባል ማእከላይ ባይቶ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ   አብ ዝተፈላለያ ከተማታት እስራኤል ውድባዊ ዑደቱ ይቅጽል አሎ። እቲ ፈላሚ ርክቡ ብዕለት 03/07/2015 ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ………………

የኤርትራ መንግስት ትንኮሳ የሚቀጥል ከሆነ ለኢትዮጵያ ህዝብ ገልፀን እርምጃ ለመውሰድ እንገደዳለን – ጠ/ሚ ሀይለማርያም , July 07 2015

አዲስ አበባ፣ ሰኔ 30፣ 2007 (ኤፍ.ቢ.ሲ) የኤርትራ መንግስት ኢትዮጵያ እና ሌሎች አጎራባች ሀገሮችን ለማተራመስ የያዘውን አቋም የማይቀይር ከሆነ ኢትዮጵያ ተመጣጣኝ እርምጃ እንደምትወስድ ጠቅላይ ሚኒስትር ኃይለማርያም ደሳለኝ ተናገሩ። ጠቅላይ ሚኒስትሩ ዛሬ በህዝብ ተወካዮች ምክር ቤት ተገኝተው ባደረጉት ንግግር ላይ ከምክር ቤቱ “የኤርትራ መንግስት በቀጠናው እየፈፀመ ባለው የማተራመስ ድርጊት ለማስቆም ዓለም ዓቀፉ ማህበረሰብ ጫና እንዲፈጥር የማድረግ እና […]

ሃገርና ኤርትራ ሎሚ ዘድሕና እምብር ዝዛረብ አይትደልን እያ።by Micheal Beyene

ሃገርና ኤርትራ ሎሚ ዘድሕና እምብር ዝዛረብ አይትደልን እያ። ሎሚ አብ ዘበናት ዘይተረአ ግፍዕታት እንዳ ተገብረ፡ አብ ስራሕ ዝዕንቕፍ፡ አብ ሃለውለ ግዜ ከጥፍእ ዝፍትን፡ አንጻር ህግደፍ ክግበር ዝግበኦ ዕማማት ጠጠው ዘብለካ ፡ብመደብ ልኡኽ ህግደፍ ምዃኑ ክንርስዕ የብልናን። ስለዚ ኩሉ ተቓላሳይ አብ ዘለዎ ቦታ እጃሙ ከበርክት አንጻር ህግደፍ ውዓል ሕደር ዘየድልዮ እዋን እዩ። አብ ዝሓለፈ ሰሙናት ዝተገብረ […]

Eritrea: Council Asked information About G-15 members ,Asmara (HAN) July 7, 2015

Asmara (HAN) July 7, 2015 – Public Diplomacy and Regional Humanitarian News – UN Human Rights Council are preparing a resolution condemning Eritrea over G-15 members report. Resolution condemns Eritrea’s targeting of G-15 members; while President Afwerki responded: Council neither interested in facts nor human rights in Eritrea. The UN Human Rights Council has drafted […]