ቅድሚ 31 ሓምለ 2011 ናብ እስራኤል ዝኣተዉ ኤርትራውያን ናብቲ ብክፉት ቤት ማእሰርቲ ዝፍለጥ ሖሎት ክዳጎኑ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ሓድሽ ኣዋጅ ኣውጺኡ። እቲ ሓድሽ ኣዋጅ ቅድሚ 31 ታሕሳስ 2011 ናብ እስራኤል ንዝኣተዉ ሱዳናውያን’ውን ከምዝምልከት ጠቒሱ ኣሎ። በዚ ካብ 19 ሓምለ ኣብ ግብሪ ዝውዕል ሓድሽ ኣዋጅ መሰረት ኣብ እስራኤል ካብ ዝርከቡ 42, 143 ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን እቶም […]
ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ 2700 ስደተኛታት ድሒኖም Print Email Radio Erena: 16 July 2015
ኤርትራውያን ዝርከብዎም 2700 ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ከምዝደሓኑ ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ኢጣልያ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ብሮቡዕ 15 ሓምለ ዝተኻየደ፣ ኣብ 13 ጀላቡ ንዝነብሩ 2 700 ስደተኛታት ናይ ምድሓን ስርሒት፣ ሓይሊ ባሕሪ ጀርመንን ሓካይም ብዘይ ዶባትን’ውን ከምዝተሳተፉ ተሓቢሩ። ኣቐዲሙ ታጁራ ኣብ ዝተባህለ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ናይ ዝጠሓሉ ኣስታት 100 ሬሳ ከምዝተረኽበ ሰበ ስልጣን ኢሚግሬሽን እታ ሃገር […]
ግጭት የመን ካብ ዝጅምር፣ ዝበዝሑ ዜጋታት ኢትዮጵያን ሶማልን ዝርከብዎም 10 ሽሕ ስደተኛታት ናብታ ሃገር ኣትዮም Radio Erena: 16 July 2015
ግጭት የመን ኣብ ወርሒ መጋቢት ድሕሪ ምጅማሩ ጥራይ መብዛሕትኦም ዜጋታት ኢትዮጵያን ሶማልን ዝርከብዎም ልዕሊ 10 ሽሕ ስደተኛታት ናብታ ሃገር ከምዝኣተዉ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ወኪል እቲ ኮሚሽን ኣብ የመን ዮሃንስ ቫንደር ክሎው፣ ግጭት የመን ብ 26 መጋቢት ድሕሪ ምጅማሩ ኣስታት 10500 ሓደስቲ ስደተኛታት ከምዝመዝገቡ ብምርግጋጽ፣ ብሰንኪ እቲ ግጭት ነቶም ስደተኛታት ናብ […]
ልዕሊ ሸውዓተ ሽሕ ተምሃሮ ካልአይ ደረጃ ዞባ ማእከል ብሓይሊ ተገዲዶም ናብ ሳዋ ወሪዶም። By assenna on July 16, 2015
ብዕለት 15 ሓምለ 2015 ካብ ዞባ ማእከል ብሓይሊ ተገዲዶም ልዕሊ ሸውዓተ ሽሕ ተምሃሮ ካልአይ ደረጃ ናብ ሳዋ ወሪዶም። እዞም ናይ ዓሰርተ ሓደ ክፍሊ ትምህርቶም ወዲኡም ናይ ዓስርተው ክልተ ክፍሊ ትምህርቶም አብ ሳዋ ንኽመሃሩ፤ ከምኡ ድማ ናይ መበል 29 ዞርያ ሃገራዊ አገልግሎት ኮይኑም አገልግሎቶም ንክቕጽሉ ብዝብል ስም ናብቲ ወፈሪ ባርነት ተባሂሉ ድጽዋዕ ናይ ባርነት መሰጋገሪ ማእከል […]
ብኢትዮጵያ ኣቢሎም ናብ ሱዳን ድሕሪ ምእታዎም ብፖሊስ ሱዳን ዝተታሕዙ 15 ኤርትራውያን ብኣስገዳድ ናብ ኤርትራ ተመሊሶም ኣብ ሓሽፈራይ ተኣሲሮም ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሮም። By assenna on July 16, 2015
ብኢትዮጵያ ኣቢሎም ናብ ሱዳን ድሕሪ ምእታዎም ብፖሊስ ሱዳን ዝተታሕዙ 15 ኤርትራውያን፣ ብፖሊስ ሱዳን ኣብ ካርቱም ናብ ዝርከብ ኤምባሲ ስርዓት ኢሳይያስ ተረኪቦም ንሓደ ሰሙን ኣቢሎም ኣብ ቀጽሪ ናይቲ ስርዓት ምስ ጸንሑ ብኣስገዳድ ናብ ኤርትራ ተመሊሶም፣ ኣብ ሓሽፈራይ ተኣሲሮም ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሮም። ኣብ ዝሓለፈ እዋናት፣ ከምዚ ዝኣመሰለ ኩነታት ከጋጥም ከሎ፣ ወከልቲ ስርዓት ኢሳይያስ፣ እቶም ስደተኛታት ኤርትራውያን ምዃኖም […]
ፈስቲቫል ፍራንክፈርት 2015 ድሕሪ ዓወት ጀንቫ ኸ ናበይ? እንታይ ይገበር?
http://www.gereger.com/data/media/soZ6QGcXv.pdf
SC President, Gerard Jacobus van Bohemen (New Zealand) on Somalia – Security Council Media Stakeout (16 July 2015)
SC President, María Cristina Perceval (Argentina) … English SC President, Gerard Jacobus van Bohemen (New Zealand) on Somalia – Security Council Media Stakeout (16 July 2015) 16 Jul 2015 – Informal comments to the media by H.E. Mr. Gerard Jacobus van Bohemen, Permanent Representative of New Zealand to the United Nations and President of the Security Council […]
First risky step in an Eritrean’s journey to Europe By Emmanuel IgunzaBBC Africa, Tigray, Ethiopia 1 hour ago
A 20-year-old man from Eritrea is nursing serious leg wounds after being shot twice by people he says were Eritrean soldiers stationed near the border with Ethiopia. “Even after I fell down, I could hear the bullets whizzing past me,” Weldab tells me from a clinic bed in Mai-Aini refugee camp in Ethiopia. “I was […]
ኩሉ ወዲ ሃገር ብዛዕባ ጕዳያቱ ኣብ ዓዱ ንኽዛተ፡ ጠላም ስርዓት ህግደፍ ምእላይ ይኹን ቀዳማይ ጠመተ። By assenna on July 15, 2015
ስርዓት ጉጅለ ህግደፍ ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ኣጥምዩን ኣድኪዩን ብራዕዲ እንዳገዝኤ ንኸጥፈኦን ክበታትኖን፡ ብስልቲ ካብ ዝሰርሓሉ ዓመታት ከምዘቝጸረ ካብ ኤርትራውያን ዝተኸወለ ኣይኮነን። ኣብ ልዕሊ ህዝቡ ዝገብሮ ሽበራን፡ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን፡ ብማሕበረ ሰብ ዓለም ኣቓልቦ ከይረክብ ዝጥቀመሉ ሜላ፡ ምስ ገረባብቲ ሃገራት ኩናት ብምጽሕታርን ንግብረሽበራውያን ብምሕጋዝን ፡ሃገራት ብዛዕብኡ ክዛረባን ክኸሳን ክነብራ ምግባር ኢዩ። እንተኾነ ግን ህግደፍ ከም ዝሓሰቦ […]
ብምትሕብባር ሰበ-ስልጣን መንግስትን ነጋዶን ብግዕዝይና ዝማሰነ ህዝቢ ኣስመራ፡ ሰራቒ መንግስቲ ሰረቕቲ ክቆጻጸር ኣይክልእን’ዩ ክብል የማርር ኣሎ።
ኣብ ንግዲ ደቂ-ሰባት ዝተዋፈሩ ገበነኛታት ንምቁጽጻር ኣብ ዝግበር ንጥፈታት፡ ኤርትራውያን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ግንባር ቀደም ኮይኖም ክዋስኡ ከም ዝግባእ ተገሊጹ። መንግስቲ ብዘለዎ ሓይልን ሓላፍነትን ብሕጊ እናተመርሐ፡ ሕጊ ከኽብር፡ ውጹዓት ከይብደሉ ከይምዝመዙ ክከላኸል ትጽቢት ምግባር ንቡር’ዩ፡ ኣብ ኤርትራ ብፍላይ ከኣ […]