On Mandela Day, UN joins call to promote community service and inspire change

Nelson Mandela, then Deputy President of the African National Congress of South Africa, raises his fist in the air while addressing the Special Committee Against Apartheid in the General Assembly Hall. UN Photo/P. Sudhakaran 18 July 2015 – The 70th anniversary of the United Nations’ founding provides the perfect opportunity to reflect on the life […]

መንግስቲ ሱዳን ኣባላት ዳዒሽ’ዮም ዝበሎም ሓደ ኤርትራዊ ዝርከቦም ሰለስተ ሰባት ቀይዱ

    መንግስቲ ሱዳን ኣባላት ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽ’ዮም ዝበሎም ሓደ ኤርትራዊ ዝርከቦም ሰለስተ ሰባት ቀይዱ። እቶም ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ፖርት ሱዳን ዝተቐየዱ ሰለስተ ኣባላት ዳዒሽ ሓደ ኤርትራውን ክልተ ዜጋታት ማእከላይ ምብራቕን፣ ምዃኖም ንምንጭታቱ ብምጥቃስ ሱዳን ትሪቡን ኣቐዲሙ ምሕባሩ ይዝከር። እቲ መንግስቲ ብዘይካ’ዚ ኣብ ሶርያን ዒራቕን ምስ ዝንቀሳቐስ ጉጅለ ዳዒሽ ንምጽንባር ካብ ዝተበገሱ 12 ተማሃሮ […]

ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባን ሰሚናርን ኣብ ኢንዲያናፖሊስ ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባን ሰሚናርን ኣብ ኢንዲያናፖሊስ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ካብ ጀኔቫ ናበይ? ህዝባዊ ምንቅስቓስ ካብ ጀኔቫ ናበይ? ህዝባዊ ምንቅስቓስ ካብ ጀኔቫ ናበይ?

http://gereger.com/data/media/Y3ozu4tjz.pdf

ደሃይ ካብ ወደብ ዓሰብ

ኩላትና ከም ንፈልጦ እቶም ብኢሰያስ ዝምወሉን ዝስልጥኑን ዝነበሩ ብስም ሑቱ ዝፍለጡ ተቓወምቲ መንግስቲ የመን፡ ሃንደበት ንየመን ዳርጋ ኣብ ምቍጽጻር ምስ ኣተዉ፡ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ብመሪሕነት ዓረብ ንዕብለላ ኢራን ኣብዚ ከባቢ ክቈጻጸራ ግድነት ኮይኑወን። ስለዝኾነ፡ ኢሰያስ ብህጹጽ ናብ ርያድ ተጸዊዑ። ሽዑ ከምኡ ዝብል መምርሒ ግዲ ተዋሂቡዎ ንበይኑ ጢልጢል እናበለ ከይዱ ጥራይ ዘይኮነ፡ ኣብ ርያድ እንታይ ከም […]

መበል 11 ርእሱ ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ከምልጥ ኣብ ዝፈተነሉ ኣብ ዶብ ብዝተተኮሰሉ ጠያይት ብኸቢድ ዝተወግአ ኤርትራዊ ደሃይ ናይቶም 10 መማጽእቱ ከምዘይብሉ ከምዝሓበረ ሓቢሩ።

መበል 11 ርእሱ ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ከምልጥ ኣብ ዝፈተነሉ እዋን ኣብ ዶብ ብዝተተኮሰሉ ጠያይት ብኸቢድ ዝተወግአ ወልድኣብ ዝተባህለ ወዲ 20 ዓመት ኤርትራዊ መንእሰይ፣ ደሃይ ናይቶም 10 መማጽእቱ ከምዘይብሉ ምዝራቡ ካብ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣረዲኡ።ኣብቲ ሓደጋ ጉዕዞ ስደት ኤርትራውያን ናብ ኤውሮጳ ኣብ ዶብ ኤርትራ እዩ ዝጅምር ብዝብል ኣርእስቲ ዝተጻሕፈ ናይ ዜና ትንታነ፣ እቶም […]