ፕረዚደንት ኦባማ ናብ ኢትዮጵያን ኬንያን ዑደት ንምክያድ ኣብ ዝተዳለወሉ፣ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኣልሸባብ መጥቃዕቲ ፈጺማ

ፕረዚደንት ባራክ ኦባማ ናብ ኬንያን ኢትዮጵያን ዑደት ንምክያድ ምድላዋት ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፣ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኣልሸባብ ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈርትን ሚሳይላትን ደብዳብ ኣካይዳ። ኦባማ ናብዘን ሃገራት ኣብ ዝመጻሉ፣ ኣልሸባብ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ከካይድ ይኽእል’ዩ ዝብል ስግኣት ብምህላዉ፣ ሓይልታት ጸጥታ ኣመሪካ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ፣ ክሊ ኣየርን ባሕርን ጽኑዕ ሓለዋ ንምክያድ ኣቐዲሞም ተዋፊሮም ምህላዎም ክግለጽ ጸኒሑ’ዩ። ኣልሸባብ […]

ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ፣ ንሑቲ ካብ ዓደን ንምጽራግ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ስርሒታት ምስ የመንን ስዑዲ ዓረብን ይተሓጋገዝ ምህላዉ ተሓቢሩ 20 July 2015

ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፣ ንሑቲ ካብ ከተማ ዓደን ንምጽራጉ ብሰራዊት መንግስቲ የመንን ስዑዲ ዓረብን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ስርሒታት ይተሓጋገዝ ምህላዉ ማዕከናት ዜና ዓረበ ይገልጻ ኣለዋ። ስዑዲ ዓረብ ኣብ ዓደን ከተካይዶ ድሕሪ ዝጸንሐት ደብዳብ፣ ወትሃደራዊ ሓይሊ ሑቲ ተዳኺሙ’ዩ ኣብ ዝተባህለሉ እዋን፣ ዘመናዊ ኣጽዋር ዝዓጠቑ ሰራዊት’ቲ ኣብ ስደት ዝርከብ መንግስቲ የመን ንዝበዝሐ ክፋል እታ ከተማ ከምዝተቖጻጸሩ ይንገር። ኣብ […]

ኣማኑኤል ኣስራት–ገጣሚ፡ ሃያሲ፡ ኣማእዛኒ ስነ-ግጥሚ ኤርትራ ኣብርሃም ተስፋልኡል On 14-Jul-2015 ኣማኑኤል ኣስራት–ገጣሚ፡ ሃያሲ፡ ኣማእዛኒ ስነ-ግጥሚ ኤርትራ

በቲ ኵነታት ጸምልዩ ጸኒሑኒ። “ኵነታት ሕማቕ’ዩ ዘሎ፣ ንሕና’ውን ኣይተርፈናን’ዩ” ኢሉኒ። ከምቲ ዝበሎ ድማ ድሕሪአን ኣብ ዝነበራ ውሑዳት መዓልታት ተኣሲሮም። ድሕሪኡ ኣብ ቀዳማይ መደበር ፖሊስ ስለ ዝነበሩ: መግቢን ሽጋራን ሒዘ እበጽሖ ነይረ። ነዊሕ ከይጸንሑ ድማ ኣድማ ምሕሳም መግቢን “ድሕሪ ሕጂ ኣይትምጽኡ ኣብዚ የለዉን” ዝብል መልሲ ኣባላት ቀዳማይ መደበር ፖሊስን ስዒቡ። ገጣሚ፡ ሃያሲ፡ ኣማእዛኒ ስነ-ግጥሚ ኤርትራ ብ1971፡ […]

ኲ ና ት ኢ ት ዮ -ኤ ር ት ራ ዘ ይ ተ ር ፍ እዩ ፡

ኲ ና ት ኢ ት ዮ -ኤ ር ት ራ ዘ ይ ተ ር ፍ እዩ ፡ እዚ ኲናት እዚ ካብ ድልየት ክልቲኡ ህዝብታት ወጻኢ ዝካየድ እዩ ክኸውን። ብኲናት ዝላደየ ህዝቢ ንኲናት ክድግፍ ዘይሕሰብ እዩ፣ ውላዱ ክመውት ዝደሊ ወላዲ እውን የለን።፡ ስስዐን ሕማም ምስፍሕፋሕን ሕማም ስልጣንን ዝጸንሐ ናይዚ ከባቢ’ዚ ሰበስልጣን ሕማም እዩ። ብናተይ ኣተናትና ሓጺር […]

ሓይልታት ኢትዮጵያን ሶማሊያን ኣብ ልዕሊ ኣል-ሸባብ ሓድሽ ዙር መጥቓዕቲ ከፊቶም

ሰራዊታት ኢትዮጵያን ሶማልያን ሓይልታት ምክልኻል ኢትዮጵያ ምስ ወታደራት ሱማሊያ ብምዃን ኣብ ልዕሊ ኣል-ሸባብ ወታደራዊ መጥቓዕቲ የካይዲ ከምዘለው ተፈሊጡ።ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብቲ ወታደራዊ ወፍሪ ይሳተፍ ዘሎ ኣብ ትሕቲ ፅላል ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሱማሊያ /ኣሚሶምን/ ብተወሳኺ ሓይልታትን እዩ።    ኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲ ኣሚሶም 4395 ወታደራት ምውፋራ ሓበሬታ ምንስቴር ምክልኻል ይገልፅ።ኣብዚ ናይ ሎሚ ወፍሪ ይሳተፍ ዘሎ ተወሳኺ ሓይሊ […]

ጭርሖ ድሕነት ህዝብን ሃገርብ ብማንታ መርገጽ ኣይዕወትን

ጭርሖ ድሕነት ህዝብን ሃገርብ ብማንታ መርገጽ ኣይዕወትን ዘይጸረዩ ናይ ፖለቲካ ዝራባዓት፡ ብዘይዝኾነ ፖለቲካዊ ሓላፍነትን ሰብኣዊ ሓልዮትን ከም ቃሕታኦም፡ ዝዕንድርሉ ዘለው ፖለቲካዊ፣ ቁጠባዊ፣ ምምሕዳራውን ጸጥታውን ኩነታት ሃገርና፡ ኣንፈቱ ኣጥፊኡ ካብ ዝዝርግ ነዊሕ ዓመታት ኣቑጺሩ ኣሎ። ነዚ ከም’ዚ ዝበለ ዝርገተ ሰላም፡ ደሞክራስን ልምዓትን’ዚ፡ ብኣጋ ብረብሓ ዝተኣሳሰረ ሰራውሩ ከይዘርገሐ፡ ዓገብ ዝብል ኣወንታውን ዘይዕጸፍን ተጽዕኖ ንምግባር ድማ ይከኣል ኔሩ’ዩ። […]

REFUGEES Eritrean translators ‘intimidating refugees’ in Germany

 Eritrean translators are deliberately mistranslated the testimonies of refugees during their hearings, according to dissidents’ groups in Germany. Some are even intimidating them into hiding human rights abuses. “He asked us, ‘Wait, where’s the part where I was tortured in prison?’ And we said, ‘that’s not in here.’ He was completely horrified,” Rut Bahta, co-founder […]