ውሽጣዊ ኣእምሮ ውልቀመላኺ By assenna on July 22, 2015

ኣማኑኤል ሳህለ ወድሰብ ናብ ወርሒ ወይ ናብ ማርስ ብምኻድ ነዘን ጠፈራውያን ኣካላት ይድህስሰንን ይምርምረንን ኣሎ። ኣብ ውሽጢ ባሕሪ ጠሊቑውን ነቲ ምስጢራት መዓሙቕ ማያት የጽንዖን ይምርምሮን ኣሎ። ካብዚ ምርመራታትዚ ድማ ብዙሕ ኣርባሒ ዝኾነ ውጽኢታት ረኺቡን ይረክብን ኣሎ። ሽሕኳ ንዩኒቨርስ ምምርማር ከቢድን እተሓላለኸን ኣሸጋርን እንተ ኾነ: ነቲ ናይ ወድሰብ ኣእምሮ ምምርማር ግን ዝያዳ ምስጢራውን ንዓቕሚ ፍልጠት ወድሰብ […]

Exclusive: My Wife Escaped ISIS Posted on July 22, 2015 by Mark Micallef in Spotlight

Mussie could not believe his ears when he heard Nezreth’s voice for the first time in a more than two months. She had miraculously escaped ISIS in Libya after having been abducted with a group of men who ended up being beheaded and gunned down in the second terror film released from inside the warring North African state. […]

መራሒ ቻድ ነበረ ብገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ተኸሲሱ ኣብ ፍርዲ ቀሪቡ 21 July 2015

  መራሒ ቻድ ነበረ ሒሰን ሃብረ፣ ብገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ተኸሲሱ ብ ሰኔጋል ኣብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ። እቲ ካብ 1982 ክሳብ 1990 ንሸሞንተ ዓመታት መራሒ ቻድ ዝነበረ ሒሰን ሃብረ፣ ካብ ስልጣን ካብ ዝእለ ምእላዉ ድሕሪ 25 ዓመታት ብገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ተኸሲሱ ኣብ ቤት ፍርዲ ምቅራቡ፣ ተጎስዩ ዝጸንሐ ጉዳይ ፍትሒ እታ ሃገር ናይ መወዳእታ መዓልቦ ንምርካብ ምዃኑ’ዩ […]

ብ15 ሰነ 2015 ዝጀመረ ቀዳማይ ክፋል ካልኣይ ጉባኤ ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ 22-07-2015 ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ብ19 ሓምለ 2015 ተዛዚሙ

ብ15 ሰነ 2015 ዝጀመረ ቀዳማይ ክፋል ካልኣይ ጉባኤ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ብ19 ሓምለ 2015 ተዛዚሙ ኣቦ-መንበር ሰልፊ ሓው መንግስታኣብ ኣስመሮምን ካልኦት ኣባላት ፈጻሚ ቤት ጽሕፈትን ዝተረኽብሉ፡ ኣብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝርከቡ ኣባላት’ቲ ሰልፊ ዝተኻፈልዎ ቀዳማይ ክፋል ናይ ካልኣይ ጉባኤ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብ15 ሓምለ 2015 ኣብ ከተማ ጎንደር ኢትዮጵያ ብምዕሩግ ኣገባብ ከም ዝተኽፍተ ቤት […]

እስራኤል፣ ዜጋታት ኤርትራ ናብ ሩዋንዳን ኡጋንዳን ከይትሰጉግ ብተጣበቕቲ ዝቀረበ ጻውዒት ብቤት ፍርዲ ተነጺጉ

      መንግስቲ እስራኤል፣ ዜጋታት ኤርትራ ናብ ሩዋንዳን ኡጋንዳን ከይሰጉግ ብተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ዝቀረበ ጻውዒት ብቤት ፍርዲ እታ ሃገር ተነጺጉ። እቲ ቤት ፍርዲ ብዘይካ’ዚ፣ ናብ ሩዋንዳን ኡጋንዳን ክኸዱ ፍቓደናታት ንዘይኮኑ ዜጋታት ኤርትራ፣ ንዘይተወሰነ እዋን ኣብ ቤት ማእሰርቲ ክጸንሑ ንዝብል ውሳ መንግስቲ እስራኤል ንምቅዋም በቶም ተጣበቕቲ ንዝቐረበ ምሕንጽታ’ውን ኣይተቀበሎን።   ኣብ ሖሎት ዝርከቡ ክልተ ኤርትራውያን፣ […]

ሕ/ኤ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ናይ መወዳእታ ውሳኔ ንምብጻሕ ዘካየዶ ኣኼባ ምሉእ ብምሉእ ኣይተዓወተን

      ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ናይ መወዳእታ ውሳኔ ንምብጻሕ ብ20 ሓምለ ዘካየዶ ኣኼባ ምሉእ ብምሉእ ኣተዓወተን። እቲ ብሰኑይ ዝተኻየደ ኣኼባ ሚኒስተራት ውሽጣዊ ጉዳያት ሕብረት ኤውሮጳ፣ ን32 ሽሕ ስደተኛታት ናይ ምጥያስ መደብ ንምትግባር ኣፈናዊ ምርርድዳእ ክገብር እንከሎ፣ ናይ ልዕሊ 8 ሽሕ ስደተኛታት ጉዳይ ግና ዛጊት ኣብ ስምምዕ ክብጽሓሉ ኣይከኣለን። ኮሚሽነር ሕብረት ኤውሮጳ ዲሚትሪ […]