British Government backs the UN Commission of Inquiry report – July 17, 2015

Following a question from Baroness Kinnock of Holyhead the Minister of State of the Foreign and Commonwealth Office in the Lords, Baroness Anelay of St Johns, put on the record the UK Government’s backing of the Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea. Responding to the written question, Baroness Anelay said: “We recognise the important […]

South Sudan overturns expulsion of top UN official in Unity state

July 17, 2015 (JUBA) – South Sudanese minister of foreign affairs and international cooperation, Barnaba Marial Benjamin, has confirmed on Saturday that the national government had overturned the decision of Unity state government whose cabinet last week passed a resolution expelling the head of the United Nations mission in the area. The decision by the […]

መንግስትኣብ ኢሳቕ መን ኢዩ ነይሩ? ስለምንታይከ ኣብ 1979 ዓ. ም. ተቐቲሉ? (ቀቅድሚ መስዋእቱ ዝጸሓፎ ደብዳበ/ሰነድ ተተሓሒዙ ቀሪቡ ‘ሎ)

  መንግስትኣብ ኢሳቕ መን ኢዩ ነይሩ?ስለምንታይከ ኣብ 1979 ዓ. ም. ተቐቲሉ?ነዛ ጽሕፍቲ እዚኣ ከዳልዋ ዝደለኩሉ ምክንያት እቲ ኣብ ሓምለ1979 ዓ.ም.ዝተሰውኤ መንግስትኣብ ኢሳቕ ቑርብ መዓልታት ቐድሚ ምሟቱ ባዕሉ ዝጸሓፋ ጽሕፍቲ ሰለዝረከብኩዋን ታሪኽ ናይ ስውኣትና ተረሲዑ መታን ከይተርፍን ታሪኽ ናብቲ ሓዲሽ ወለዶ ንምስግጋርን ስለዝደለኩን ኢየ፡፡ እግረ መንገደይ ድማ ክፍኣትን ተንኮላትን ናይ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ምብራህ ጉቡኤይ ኮይኑ ስለዝስማዓኒ ኢየ፡፡ስለዚ […]

ኣምባሳዶራትን ስርሒት ሂወት ኣድሕንን። By assenna on July 15, 2015

ኣምባሳዶራትን ስርሒት ሂወት ኣድሕንን።         2ይ ክፋል፡   15.07.15፡ ድሕሪ ናይ ዕለት 26 ሰነ 15፡ ኣንጻር ህግደፍ ዝተገብረ ዓለማዊ ኤርትራዊ ሰላማዊ ሰልፊ እንታይ ስዒቡ”? እንተትብሉ እቲ ስ ርዓት ብሓያል ውቃዕ ከምዝተቦኽአ ብዝምስክር ሰምቢሩስ እንሆ ክሳብ ናብ ሙሉእ ለይቲ ብተሌፎናት ዘሕሸኹሹኽ ማእለ ያ ዘይብሉ ማይ ዘይጠዓመ ናይ መምሰልን መዘንግዕን ጎስጓስ ከምዝለሓዄ ሰሚዕና’ሞ እቲ ብላዕሊ ላዕሉ ብስም ‘ኣሕዋት ኢ […]

Part I of EPDP Second Congress Opens in Gondar for Members in Ethiopia and Sudan EPDP Information Office

Part I of EPDP Second Congress Opens in Gondar for Members in Ethiopia and Sudan EPDP Information Office The first part of the Second Congress of the Eritrean People’s Democratic Party (EPDP) opened on 15 July in Gondar, Ethiopia, in the presence of Party Chairman Menghesteab Asmerom, other executive committee members and congress delegates representing […]

ናይ መን ንዕቀት`ዩ ?!! (2)

ናይ መን ንዕቀት`ዩ ?!! (2) ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ነቲ ኣዚዩ ኣሰቃቅን ስዉኣት ክሳብ ክንደይ ከምዝተጠልሙን ዘርኢ ዘሕዝን ዛኣንታ ወ/ሮ ለተሃንስ (ኣደ 4 ስዉኣት) እናተኸታተልኩ ገና`ቲ መደብ ከይተወደኤ ነቲ ኣብ ልበይ ዝተኣጉደኒ ሓዊ ብጀካ ቀለመይ ኣልዒለ ምሕንጣጥ ካልእ ከጥፍኦ ዝኽእል ከምዘየለ ተገንዚበ፤ ……… ነቲ ” ጉቡኡ እምበር መሰሉ ዘይፈልጥ ህዝቢ ክትበሃል እንኮለኻ`ኮ ናእዳ ኣይኮነን ውርደት`ዩ። ኣብ ጉዕዞ […]

Italian protesters torch beds to try block migrant arrivals 11 hours ago

  . . Rome (AFP) – Residents in a chic Rome suburb and a northern Italian village staged angry anti-immigrant protests on Friday, with villagers setting mattresses ablaze in a bid to stop authorities from housing migrants. Authorities in the village of Quito plan to accommodate 101 immigrants in empty apartments, but several residents broke […]

ሓማስ፣ እስራኤላዊ ወትሃደር’ዩ ብምባል ቀይድዎ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ብእስራኤል ተኣሲሮም ምስ ዘለዉ ኣባላቱ ክለዋወጦ ፈቲኑ Radio Erena : 17 July 2015

    ጉጅለ ሓማስ ናይ ፍልስጤም ኣብ ቃዛ ሒዝዎ ዝጸንሐ ኤርትራዊ፣ ምስ እሱራት እስራኤል ክለዋወጦ ንዝገበሮ ፈተነ ብእስራኤል ተነጺጉ። እዚ መንነቱ ዘይተነጸረ ኤርትራዊ ብስም’ቲ ብሓማስ ተታሒዙ ዝርከብ ኣባል ሰራዊት እስራኤል፣ ምስ እሱራት ክለዋወጥ እኳ እንተቀረበ እስራኤል ግና ኤርትራዊ ምዃኑ ድሕሪ ምርግጋጻ መሊሳ ናብ ሓምጃስ ከምዘረከበቶ፣ ንጸብጻብ ቴሌቪዥን እታ ሃገር (channel 2) ብምጥቃስ ወኪል ሬድዮ ኤረና […]