ሰራዊት ሕድሪ ብህቡብ ድምጻዊ ዘርእሰናይ ግርማይ “ተዛረብ” ተሰንዩ፣ ንሓደ መስከረም ብክብ ዝበለ ስነ-ስርዓት ጸንቢሉ።

  ሰራዊት ሕድሪ ብህቡብ ድምጻዊ ዘርእሰናይ ግርማይ “ተዛረብ” ተሰንዩ፣ ንሓደ መስከረም ብክብ ዝበለ ስነ-ስርዓት ጸንቢሉ። ዕጡቕ ሓይልታት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ “ሰራዊት ሕድሪ”፣ ነቲ ብወርሒ መስከረም 1961 ተጀሚሩ ኣብ መፈጸምትኡ ከይበጽሐ ብስርዓት ህግደፍ ዝተጨውየ ሕድሪ ሰማእታት ንምትግባር ኣብ ዝግበር ጽዑቕ ወትሃደራዊ ስርሓት ተጸሚዱ ድሕሪ ምቕናይ፣ ሓደ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብዕለት 04/09/2015 ኣብ […]

መንግስቲ ዓዲ እንግሊዝ ካብ ውልቀ መላኺ ሃዲሞም ናብ ሃገሩ ንዝኣተወ ኤርትራውያን ዕቑባ ይነፍጎም ኣሎ ክትብል፡ ዘ ኢንደፐንደንት ዝተባህለት ጋዜጣ ጸብጺባ።

መንግስቲ ዓዲ እንግሊዝ ካብ ውልቀ መላኺ ሃዲሞም ናብ ሃገሩ ንዝኣተወ ኤርትራውያን ዕቑባ ይነፍጎም ኣሎ ክትብል፡ ዘ ኢንደፐንደንት ዝተባህለት ጋዜጣ ጸብጺባ። መንግስቲ ዓዲ እንግሊዝ፣ ቁጽሪ ስደተኛታት ንምውሓድ ዘውጸኦ ውጥን ንምዕዋት ክብል፡ ብሰንኪ‘ቲ ብገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ዝኽሰስ ዘሎ ውልቀ-መላኺ ስርዓት፡ ሃገሮም ገዲፎም ንዝስደዱ ዘለዉ ኤርትራውያን ዑቕባ ይነፍጎም ኣሎ ክትብል ጋዜጣ ዘ ኢንደፐንደንት ኣብ ገጻታ ኣስፊራ። መንግስቲ ዓዲ […]

Inside Zuwara, the heart of Libya’s people-smuggling trade

Image captionThe beaches of Zuwara are littered with the belongings of those who attempted the dangerous journey to Europe  The walk along the beach in Zuwara was short, but in just 50 yards I found three dead bodies in the sand. They were all adult men, their corpses baking in the brilliant heat of the […]

ናይ መርማሪ ኮሚሽን ጸብጻብ ኮነ፡ ነቲ ጸብጻብ ብምድጋፍ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፍታት ውጽኢት ጻዕሪ ኩልና’ዩ

ናይ መርማሪ ኮሚሽን ጸብጻብ ኮነ፡ ነቲ ጸብጻብ ብምድጋፍ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፍታት ውጽኢት ጻዕሪ ኩልና’ዩ። ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራ ካብ ዝሕመስ፡ ኤርትራዊ ሰብኣዊ ክብረት ካብ ዝዋረድ ነዊሕ ዓመታት ኣቚጺሩ ኣሎ። ባህርን ተግባርን ጃንዳ ህግደፍ ዘቃልዕ፡ ዝምክት፡ ኢሉ’ውን ጠቕሊልካ ንምውጋዱ ዝዓለመ ውዱብ ምንቅስቓሳት ካብ ዝጅምር’ውን ከምኡ ልዕሊ ርብዒ ዘመን ኮይኑ ኣሎ። ልዕሊ’ቲ ብደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ዝካየድ ኣንጻር ምልኪ […]

European migrant crisis at a glance — from Turkey to the United Kingdom By Don Melvin, CNN Updated 4:45 PM ET, Thu September 3, 2015

(CNN)To read the headlines, one could conclude that Europe is a mess. Its response to the historic wave of people now migrating from the Middle East and North Africa has been muddled and incoherent. There is a patchwork of different policies. Train stations in Budapest, Hungary, sell tickets, then close down, then reopen. Migrant crisis […]