ምስጋና ገዲም ተጋዳላይ ጸጋይ ተኽለ (ጠቓሚየይ) By assenna on September 1, 2015

ገዲም  ተጋዳላይ  ጸጋይ  ተኽለ (ጠቓሚየይ)  ኣብ  1954 ሓምለ 4 ኣብ  ኣስመራ  ገዛባንዳ  ጥልያን ወይ  ከ ኣዲስ  ኣለም  ተወሊዱ። ኣብ  ኣዲስ ኣበባ  ብዕንጨይቲ  ጽርበት ማላት ፈለኛሞ  ክስ ርሕ  ድሕሪ  ምጽናሕ  ኣብ  1975 ናብ  ኤርትራ ብምምጻእ  ምስ  ተጋድሎ  ሓርነት ኤርትራ  ተሰሊፉ፡ ቅድም  ኣብ ማሕበር  ሰራሕተኛታት ተመዲቡ ኣብ  ሰሓርቲ ይንቀሳቀስ  ነይሩ ቀጺሉ  ኣብ ኣስመራን  ከባቢኣን  ተመዲቡ  ሃገራዊ ግቡኡ  […]

መግለጺ ጽላል ኖርወይ ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም 2015 By assenna on September 1, 2015

ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣቐዲሙ ዝተኻየደ ሰላማዊ ቃልሲ: ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ባሕቲ መስከረም 1961 ብረታዊ ቃልሲ ጀሚሩ።  ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ባዕዳዊ መግዛእቲ ጣልያን ኣብ 1890 ከም ሃገር ካብ ዝቖመትሉ ጀሚሩ  ህዝብና ብዝተፈላለየ መልክዕን ደረጃን ኣንጻር መግዛእቲ ተቓሊሱ ኢዩ። እዚ ብውሑዳት ሓርበኛታት ዝጀምረ ብረታዊ ተጋድሎ ኣብ መስርሕ ብተሳትፎ ሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ መግዛእታዊ ህላወ ኣብ ኤርትራ ተሳዒሩ ሃገርና […]

20000 demonstrate in Austria after migrant truck tragedy By Daren Flores on Sep 01, 2015 with Comments 0

  The crisis is intensifying due to a surge in migrantsfleeing war and poverty in Africa, Asia and the Middle East, and some European governments have refused to take in refugees and resisted EU proposals for a common plan to deal with the growing emergency. The UN says the continuing conflict in Syria is a […]

ሕብረት ደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ኤርትርያ UNITED DEMOCRATIC MOVEMENT OF ERITREA ዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራ

ህዝቢ ኤርትራ አብ ግዜ ፈደረሽን ዝተኸሎ ደሞክራስያዊ ምሕደራ ብዓመጽ ድሕሪ ምፍራሱ፡ ብረታዊ ቃልሲ ክጅምር ግድን ስለ ዝኾነ፡ አብ ጎቦታት አዳል መቓልሕ ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ብስዉኣ ጅግና ሓምድ እድሪስ ዓዋተ ቦኽሪ ጥይት መስከረም 1 1961 ተተኰሰት። መስከረም 1 ዝወለደቶ ብረታዊ ቓልሲ፡ ብዙሓት ጀጋኑ ብምኽፋል ድሕሪ 30 ዓመት ግንቦት 25 1991 ሃገራዊ ነጻነት ተረጋገጸ። እንተኮነ ግን ነጻነት […]

ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ አብ በርገን ባሕቲ መስከረም ብድምቀት አሕሊፎሞ!  Posted: 1:00 pm, September 1, 2015 by ENSF-HIDRI

  ብጻይ ፍስሃጽዮን ገብረ ብተቐማጦ በርገን ንኽጸንሕን ሰሚናራት ከካይደሎምን ብዝጠለብዎ መሰረት ቀጻሊ ሰሚናራት የካይድ ምህላው እቲ ሓበሬታ ወሲኹ ይገልጽ። አባል ማእከላይ መሪሕነት ግሃድኤ – ሕድሪ ብጻይ ፍስሃጽዮን ገብረ ብዝተገብረሉ ዕድመ መሰረት ቀጻሊ ሰሚናራት ንምምራሕ ናብ ከተማ ስታቫንገር ክቅጽል ምኳኑ ምንጪ ሓበሬታና የረጋግጽ።   ድሕነት ህዝብን ሃገርን ልዕሊ ኹሉ! ዓውት ንሓፋሽ ብተግባር!! ክፍሊ ዜናን ባህልን ግሃድኤ […]

US warns China over Bashir trip 5 hours ag

. View photo The International Criminal Court indicted Sudanese president Omar al-Bashir over war crimes and crimes against humanity in 2009 and on genocide charges in 2010, all relating to the conflict in Sudan’s Darfur region (AFP Photo/Ashraf Shazly) Washington (AFP) – The United States expressed concern Monday that Sudan’s President Omar al-Bashir plans to […]