European migrant crisis at a glance — from Turkey to the United Kingdom By Don Melvin, CNN Updated 4:45 PM ET, Thu September 3, 2015

(CNN)To read the headlines, one could conclude that Europe is a mess. Its response to the historic wave of people now migrating from the Middle East and North Africa has been muddled and incoherent. There is a patchwork of different policies. Train stations in Budapest, Hungary, sell tickets, then close down, then reopen. Migrant crisis […]

መልሲ ንሓወይ ገዛኢ ኪዳነ

ክቡር ሓው ገዛኢ ብዛዕባ ንወዲ ፊሊፖ ዝጸሓፍኩሉ ንኣኻውን  ስለ ዝወቐስኩ ዝሰደድካለይ ዝጸሓፍካያ መልእኽቲ ኣንቢበያ:: ነታ ኣብ ምፍልላይና ብዛዕባ ኣሕዋት ጦርዓን ጽንዓደግለን ዝጸሓፍካያ ከምዘይትፈልጣ ኮንካ ሕቶታት ኣቕሪብካለይ: ካብ ኣርካይቭ  ናይ ቶጎሩባ እኳ እንተወጸት ዓለም ምሉእ ዘንበባ ስለ ዝኾነት ኣነ ኣበይ ከምዝረኸብኩዋ ምሕባር ኣድላይነት የብሉን:: ኣነኳ ሽዑኡ ኮፒ ቅዳሕ ስለ ዝነበረኒ ጸገም የብለይን:: ገዛኢ ሐወይ ነታ ጦርዓ እትብል […]

ኤርትራውያን ጸሓፍቲ ኣብ መሸጣን ምዝርጋሕን መጻሕፍቶም ይብደሉ ከምዘለዉ ይገልጹ

ካብን ናብን ኤርትራ ዝግበር ንግዳዊ ንጥፈታት ዳርጋ ፈጺሙ ተዓጽዩ ኣብ ዘለወሉ ግዜ ኣብ ውሽጢ ሃገር ኮይኖም መጽሓፍቲ ዘሕትሙ ዘለው ዜጋታት  ብሰንኪ ዋሕዲ ዕዳጋ መጽሓፍቲ ኣብ መሸጣ ይህሰዩን ይኸስሩን ከም ዘለው ተፈሊጡ። ስሙ ክዕቀበሉ ዝመረጸ ነዚ ሓበሬታ ናብ ራድዮ ኤረና ዘመሓላለፈ ደራሲ ከም ዝገለጾ ድማ ድሕሪ እቲ ብክንደይ ሃልክን ኮለልን ዘሕተምዎ ዘለው መጽሓፍቶም፣ ብፍላይ ነቲ ካብ […]

ንግብሪ 2% ብዝምልከት ፖሊስ ስዊዘርላንድ መርመራ ጀሚሩ

  ፈደራል ፖሊስ ስዊዘርላንድ ብኤምባሲ ኤርትራ ንዝእከብ ዘሎ ዘይሕጋዊ ግብሪ ክልተ ካብ ሚእቲ ኤርትራ ብዝምልከት መርመራ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ዳይረክተር ፈደራል ፖሊስ ኒኮለታ ደላ ቫለ፣ ምስ ማዕከን ዜና ኤስ.ኣር.ኤፍ. ኣብ ዝገበሮ ቃለ መጠይቕ፣ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድ ካብ ዝርከቡ ዜጋታቱ ዝእክቦ ዘሎ ግብሪ ክልተ ካብ ሚእቲ፣ ዘይሕጋዊ ብምዃኑ እኹል መርትዖ ኣብ ዝተኣከበሉ እዋን ወግዓዊ ክሲ ክምስረተሉ […]

ሰብን ዕንጨይትን ተሰባሪ ኢዩ። 2ይ ክፋል፡ 01.09. 2015፡

ዕድመ ንምጅማር ብረታዊ ቃልስን ሓድሽ ዓመትን! ኣቶ ኢሳይያስ ብንጉሆኡ። ኣብ ዝሓለፈ ኣርእስትና ፖለቲካዊ ስራሓት ምስጢር ምዃኑ ኣዕሊልና ኔርና። ዝተሸራረበ ሽርሕን ጉርሕን ንምርግጋጽ እንተተ ደለየ’ውን ስኑድ ሓበሬታ ምጽባይ ንርእሱ ናብ ጌጋ ከምዘውድቕ ጠቒስና። እቲ ዝ በለጸ መፍለጢ ሓቅነት እምባኣር ኣብ ተግባር ዝተሞርኮሰ ሳንዱቕ ሞዛይክ ፖለቲ ካ ምንባብ ይምረጽ። ኣብ ኣናብባ ባዕላውነትን ዘይብቓዕትን ናብ ጌጋ ከየውድቕ ምጥንቃቕ […]