ክቡር ሓው ገዛኢ ብዛዕባ ንወዲ ፊሊፖ ዝጸሓፍኩሉ ንኣኻውን ስለ ዝወቐስኩ ዝሰደድካለይ ዝጸሓፍካያ መልእኽቲ ኣንቢበያ:: ነታ ኣብ ምፍልላይና ብዛዕባ ኣሕዋት ጦርዓን ጽንዓደግለን ዝጸሓፍካያ ከምዘይትፈልጣ ኮንካ ሕቶታት ኣቕሪብካለይ: ካብ ኣርካይቭ ናይ ቶጎሩባ እኳ እንተወጸት ዓለም ምሉእ ዘንበባ ስለ ዝኾነት ኣነ ኣበይ ከምዝረኸብኩዋ ምሕባር ኣድላይነት የብሉን:: ኣነኳ ሽዑኡ ኮፒ ቅዳሕ ስለ ዝነበረኒ ጸገም የብለይን:: ገዛኢ ሐወይ ነታ ጦርዓ እትብል […]
ብሓሙሽተ ውድባት ኤርትራ ዝተውሃበ ሓባራዊ መግለጺ ቁ-2።
http://www.jeberti.com/a15/Habarawi%20Meglexi%205%20poloticawi%20wdbat%20-%202.pdf
Jum’a Omar The first Eritrean female who joined the armed struggle 1966″
Jum’a Omar … “The forgotten icon in the Eritrean struggle for independence. The first Eritrean female who joined the armed struggle 1966” ~ Ramadan Abdalla
ኤርትራውያን ጸሓፍቲ ኣብ መሸጣን ምዝርጋሕን መጻሕፍቶም ይብደሉ ከምዘለዉ ይገልጹ
ካብን ናብን ኤርትራ ዝግበር ንግዳዊ ንጥፈታት ዳርጋ ፈጺሙ ተዓጽዩ ኣብ ዘለወሉ ግዜ ኣብ ውሽጢ ሃገር ኮይኖም መጽሓፍቲ ዘሕትሙ ዘለው ዜጋታት ብሰንኪ ዋሕዲ ዕዳጋ መጽሓፍቲ ኣብ መሸጣ ይህሰዩን ይኸስሩን ከም ዘለው ተፈሊጡ። ስሙ ክዕቀበሉ ዝመረጸ ነዚ ሓበሬታ ናብ ራድዮ ኤረና ዘመሓላለፈ ደራሲ ከም ዝገለጾ ድማ ድሕሪ እቲ ብክንደይ ሃልክን ኮለልን ዘሕተምዎ ዘለው መጽሓፍቶም፣ ብፍላይ ነቲ ካብ […]
ንግብሪ 2% ብዝምልከት ፖሊስ ስዊዘርላንድ መርመራ ጀሚሩ
ፈደራል ፖሊስ ስዊዘርላንድ ብኤምባሲ ኤርትራ ንዝእከብ ዘሎ ዘይሕጋዊ ግብሪ ክልተ ካብ ሚእቲ ኤርትራ ብዝምልከት መርመራ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ዳይረክተር ፈደራል ፖሊስ ኒኮለታ ደላ ቫለ፣ ምስ ማዕከን ዜና ኤስ.ኣር.ኤፍ. ኣብ ዝገበሮ ቃለ መጠይቕ፣ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድ ካብ ዝርከቡ ዜጋታቱ ዝእክቦ ዘሎ ግብሪ ክልተ ካብ ሚእቲ፣ ዘይሕጋዊ ብምዃኑ እኹል መርትዖ ኣብ ዝተኣከበሉ እዋን ወግዓዊ ክሲ ክምስረተሉ […]
ብምኽንያት ዝኽሪ መበል 54 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ብኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ዝወጸ መግለጺ
http://www.omaal.org/ar/PDF/Megltsi%20EDA%20bimikniyat%20bahti%20meskerem%20Septamber%202015%20tigrenya.pdf
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ ክፍሊ ዜናን ባህልን ዞና ኤውሮጳ
ሰብን ዕንጨይትን ተሰባሪ ኢዩ። 2ይ ክፋል፡ 01.09. 2015፡
ዕድመ ንምጅማር ብረታዊ ቃልስን ሓድሽ ዓመትን! ኣቶ ኢሳይያስ ብንጉሆኡ። ኣብ ዝሓለፈ ኣርእስትና ፖለቲካዊ ስራሓት ምስጢር ምዃኑ ኣዕሊልና ኔርና። ዝተሸራረበ ሽርሕን ጉርሕን ንምርግጋጽ እንተተ ደለየ’ውን ስኑድ ሓበሬታ ምጽባይ ንርእሱ ናብ ጌጋ ከምዘውድቕ ጠቒስና። እቲ ዝ በለጸ መፍለጢ ሓቅነት እምባኣር ኣብ ተግባር ዝተሞርኮሰ ሳንዱቕ ሞዛይክ ፖለቲ ካ ምንባብ ይምረጽ። ኣብ ኣናብባ ባዕላውነትን ዘይብቓዕትን ናብ ጌጋ ከየውድቕ ምጥንቃቕ […]
ምስጋና ገዲም ተጋዳላይ ጸጋይ ተኽለ (ጠቓሚየይ) By assenna on September 1, 2015
ገዲም ተጋዳላይ ጸጋይ ተኽለ (ጠቓሚየይ) ኣብ 1954 ሓምለ 4 ኣብ ኣስመራ ገዛባንዳ ጥልያን ወይ ከ ኣዲስ ኣለም ተወሊዱ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዕንጨይቲ ጽርበት ማላት ፈለኛሞ ክስ ርሕ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ 1975 ናብ ኤርትራ ብምምጻእ ምስ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተሰሊፉ፡ ቅድም ኣብ ማሕበር ሰራሕተኛታት ተመዲቡ ኣብ ሰሓርቲ ይንቀሳቀስ ነይሩ ቀጺሉ ኣብ ኣስመራን ከባቢኣን ተመዲቡ ሃገራዊ ግቡኡ […]
መግለጺ ጽላል ኖርወይ ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም 2015 By assenna on September 1, 2015
ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣቐዲሙ ዝተኻየደ ሰላማዊ ቃልሲ: ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ባሕቲ መስከረም 1961 ብረታዊ ቃልሲ ጀሚሩ። ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ባዕዳዊ መግዛእቲ ጣልያን ኣብ 1890 ከም ሃገር ካብ ዝቖመትሉ ጀሚሩ ህዝብና ብዝተፈላለየ መልክዕን ደረጃን ኣንጻር መግዛእቲ ተቓሊሱ ኢዩ። እዚ ብውሑዳት ሓርበኛታት ዝጀምረ ብረታዊ ተጋድሎ ኣብ መስርሕ ብተሳትፎ ሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ መግዛእታዊ ህላወ ኣብ ኤርትራ ተሳዒሩ ሃገርና […]