ኤርትርዊ-ኣመሪካዊ ሲቪክ ማሕበር-ቦስቶን
ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ 23 ሰነ 2015 ኣብ ከተማ ጀነቫ ብመርማሪት ኮሚሽን ሕቡራት መንግስታት ብዛዕባ ግህሰት ሰብኣዊ መሰል ኣብ ኤርትራ ዝቐረበ ጸብጻብን ውጽኢቱን፡ ከማኡውን ነቲ ብ 26 ሰነ 2015 ንደገፍ ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ዝተኻየድ ዓቢይ ሰላማዊ ሰልፊ ብኤርትርውያን ደለይቲ ፍትሒ ንምግላጽ ንዶክተር ዳኒኣኤል ረዘነ ይዕድም።
ዕለት፡ ረቡዕ 16 መስከረም 2015
7፡30-9፡30 ድ.ቀ.
ቦታ፡ ኣዳራሽ ኤኣሲማ
590 Shawmut Avenue
Boston, MA 02118
ጊዜ ኣኽቢርኩም ንኽትመጹ ብትሕትና ንዕድም
ኤኣሲማ ቦርድ