“ካብ 2001 ኣትሒዞም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከቡ ጉጅለ 15ን ጋዜጠኛታትን ብሙሉኦም ብህይወት ኣለዉ፣” ሚ/ ጉ/ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ Radio Erena: 20 June 2016

Breaking News.     ካብ መስከረም 2001 ኣትሒዞም፣ ንኣስታት 15 ዓመታት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከቡ ኤርትራውያን ፖለቲከኛታትን ጋዜጠኛታትን ብህወይት ከምዘለዉ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኣ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ገሊጹ። ኣቶ ዑስማን ምስ ሬድዮ ፍራንስ ኢንተርናሽናል ኣብ ዘካየዶ ቃለ መጠይቕ፣ ንሃለዋት’ቲ ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ ብቐጻሊ ዝሕተተሉ፣ ናይ ሽወደንን ኤርትራን ድርብ ዜግነት ዘለዎ ዳዊት ኢሳቕን፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ […]

ስለምንታይ ውግእ ኩናት…..???? ብ ሚካኤል እንባየ (ኣራንቺ) Posted: 3:02 pm, June 15, 2016 by ENSF-HIDRI

ስለምንታይ ውግእ ኩናት…..???? ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ንኹልና ዘሰንበደ ኣብ ግንባር ዓልቴና መረብ ብውገን መስሓል ኣኽራን ክሳብ ውሽጢ ጾሮና ዝኣተወ ከቢድ ውግእ ከም ዝነበረን ማዕሪኡ ሞትን መውጋእትን ምምራኽን ከም ዘጋጠመ: ነባሪ እቲ ከባቢ ካብ ቤቱን ዓዱን ከም ዝተፈናቐለን ዕንወት ከም ዘጋጠመን ክፍለጥ ተኻኢሉ ኣሎ። ስለምናታይ ኣብ ጽባሕ ምዝርጋሕ ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት እዚ ኩናት ተላዒሉ.? […]

Situation has sparked a massive exodus from Eritrea, which after Syria is the second largest source of migrants GULF NEWS

UN probe reports ‘horrific abuses’ in Eritrea   Geneva: Eritrea’s government is responsible for systematic and widespread human rights abuses on an almost unprecedented scale, driving some 5,000 Eritreans to flee every month, a UN investigation said Monday. Wrapping up a year-long investigation, a UN commission of inquiry on the human rights situation in Eritrea […]

Africans facing genocide are making a modern-day Exodus, fleeing through the Sinai. But the Israeli government has no time for non-Jewish asylum seekers

  More than two million Christian pilgrims make the trip to Israel every year. They are corralled up the Via Dolorosa, via the trinket shops, and into the church of the Holy Sepulchre, where Orthodox monks have regular punch-ups over who gets to sweep the floor. Well-fed Americans gather around their floppy Bibles by the […]

ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ኣቦ መንበር መሪሕነት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብሰንኪ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ ኣዕናዊ ፖሊስታቱ መዓልቲ መዓልቲ ናብ ስደት ዝውሕዝ ዘሎ ህዝብና እናወሰኸ ደኣ እምባር እንዳነከየ ይኸይድ ዘይምህላው ሓደ መርኣያ ናይ ምብትታን ተርእዮ ምዃኑ ዘይከሓድ ሓቂ ኢዩ። እዚ ንብዙሕ ናይ ህይወትን ሞትን ሓደጋታት እናሰንጠቐ ብማእከላይ ባሕሪ ንምዕራብ ኤውሮጳ ክሰግር በብግዚኡ ዘጋጥሞም ናይ ምጥሓል ሓደጋታት ካብኡ እቲ ዝዓበየ ናይ ላምፓዱላ […]

መበል 32 ስሩዕ ዋዕላ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ይካየድ ኣሎ

  መበል 32 ስሩዕ ዋዕላ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጄኔቫ ይካየድ ኣሎ።   እቲ ብ13 ሰነ ዝፈለመ ስሩዕ ዋዕላ እቲ ባይቶ፣ ኣብ መኽፈቲ መደቡ ካብ ዘተኮሮም ነጥብታት ሓደ፣ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ኤርትራ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ይፍጽም ምህላዉ ዝጠቕስ ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን’ዩ። ላዕለዋይ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣምባሳደር ዛይድ ዓሊ ሑሰን ኣብ መኽፈቲ […]

ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ደገፍቲ ህግደፍን ሽወደናውያን ጋዜጠኛታትን ዝተሳተፍዎ ናይ ዘተን ክትዕን መድረኽ ተኻይዱ

  ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ደገፍቲ መንግስትን ሽወደናውያን ጋዜጠኛታት ዝተሳተፍዎ ናይ ናይ ዘተን ክትዕን መድረኽ ብ14 ሰነ ኣብ ከተማ ስቶኮልም ከምዝተኻየደ ወኪል ሬድዮ ኤረና ካብታ ከተማ ሓቢሩ። እቲ ‘ብላንክ ስፖት’ ብዝተባህለ ናይ ሜድያ ማአከል ዝተዳለወ ናይ ዘተ መኣዲ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ተቐይዶም ዝነበሩ ማርቲን ሽብየን ዮሃን ፐርሾንን ዝተብሃሉ ክልተ ሽወደናውያን ጋዜጠኛታት፣ ኣብ ምጥባቕ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከቡ […]