ግብጺ፣ ናብ ሃገራት ኤወሮጳ ንምስጋር ዝሓለኑ 10ታት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 400 ስደተኛታት ቀይዳ Radio Erena: 15 June 2016

  ግብጺ ሓዳስ መናሃርያ ስደተኛታት ኮይናትሉ ኣብ ዘላ እዋን፣ ሓለዋ ገማግም ባሕሪ እታ ሃገር ፣ ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ዝተበገሱ 10ታት ኤርትራውን ዝርከብዎም 445 ሰባት ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። ማዕከን ዜና ኣል ኣሕራም ኣብ10 ሰነ ብዘቕረቦ ጸብጻብ መሰረት፣ እቶም 267 ኣብ ገማግም ባሕሪ ካብ ዝእትርከብ ሮዜታ ዝተባህለ ቦታ ብጃልባ ቅድሚ ምብጋሶም’ዮም ተታሒዞም። እቶም 21 ካብዚኣቶም ኤርትራውያን ክኾኑኑ እንከለዉ፣ […]

ናብ ደቡብ ሱዳን ዝተላእከ ናይ መግቢ ረድኤት ብኤርትራ ይሓልፍ ኣሎ Radio Erena: 15 June 2016

  ውድብ መግቢ ዓለም ናብ ደቡብ ሱዳን ዝልኣኾ ህጹጽ ናይ መግቢ ሬድኤት ኣብ ወደብ ባጽዕ ተራጊፉ። እቲ ውድብ ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣጋጢሙ ንዘሎ ናይ መግቢ ዋሕዲ፣ ህጹጽ ረድኤት ንምልኣኽ ፖርት ሱዳንን ወደብ ባጽዕን’ዩ ከም ኣማራጺ ክጥቐመሉ ሓሳብ ኣቕሪቡ። ከም መፈተኒ ከኣ ኣስታት ሓደ ሽሕ ቶን ናይ ኣኽሊ ረድኤት ብወደብ ባጽዕ ክኣቱ ከምዝወሰነ እቲ ትካል ይሕብር። […]

ስዊዘርላንድ፣ ናብ ኤርትራ ክመላለሱ ንዝጸንሑ ሸውዓተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናይ ዑቕባ መሰሎም ኣሕዲጋ Radio Erena: 15 June 2016

ስዊዘርላንድ፣ ኣብታ ሃገር ዑቕባ ሓቲቶም ክነሶም ናብ ኤርትራ ክመላለሱ ንዝጸንሑ ሸውዓተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናይ ዑቕባ መሰሎም ኣሕዳጋቶም። መንግስቲ እታ ሃገር፣ ኣብ ስዊዘርላንድ ዑቕባ ዝተዋህቦም ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ ይመላለሱ ምህላዎም ዘረጋግጽ መርትዖ ከምዘሎ ብምጥቃስ፣ ናይ ዑቕባ መሰሎም ከሕድግ ምዃኑ ደጋጊሙ ከጠንቅቕ ጸኒሑ’ዩ። ’20 ደቓይቕ ዝተባህለት’ ጋዜጣ ኣብ ዘቕረብቶ ጸብጻብ ከኣ፣ መንግስቲ ስዊዘርላንድ፣ ካብ 2015 ኣትሒዞም ናብ […]

ICP Asks UN of Eritrea – Ethiopia & Tsorona, Weak Response from Ban’s UN By Matthew Russell Lee

UNITED NATIONS, June 13 — Amid new war reports between Eritrea and Ethiopia, on which the UN has previously failed, Inner City Press on June 13 asked Secretary General Ban Ki-moon’s Spokesman Stephane Dujarric about Tsorona. Dujarric had read many statements to begin the day’s briefing, including on Ban’s “brief” visit with glider pilots at […]

Eritrea, Ethiopia trade blame for border clashes By Aaron Maasho,Reuters 2 hours 38 minutes ago

  ADDIS ABABA (Reuters) – Eritrea and Ethiopia accused each other of starting clashes on Sunday between their soldiers in a border region, highlighting persistent tension over a boundary dispute that triggered war in 1998-2000. Ethiopia said the situation was calm on Monday, after a resident on the Ethiopian side reported the sound of explosions […]