ዝበዝሐ ሃገራት ኣብ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፣ ኣብ ኤርትራ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ይፍጽም ኣሎ ንዝብል ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ከምዝድግፋ ገሊጸን Radio Erena: 21 June 2016

  ሎሚ 21 ሰነ ኣብ ጄኔቫ ኣብ ዝተጋብአ መበል 32 ስሩዕ ኣኼባ ባይቲ ሰብኣዊ መሰላት ዝተሳተፋ ሃገራት፣ መብዛሕተን ነቲ ብመርማሪት ኮሚሽን ዝቀረበ ኣብ ኤርትራ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ይፍጸም ኣሎ ዝብል ጸብጻብ ከምዝድግፋ ኣረጋጊጸን። ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ዝፈጸሙ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ናብ ፍርዲ ክቀርቡ ንዝብል እማመ’ውን ደጊፈን። ኣቦ መንበር መርማሪት ኮሚሽን ነቲ ብ8 ሰነ ዝቀረበ፣ […]

Eritreans in Israel protest regime, celebrate Israeli democracy ‘For a march like this one we would already be dead in Eritrea’; asylum seekers take to Tel Aviv’s streets in protest of their regime.By Arutz Sheva Staff First Publish: 6/21/2016, 6:26 PM

ዝተፈላለያ ናይ ዜና ምንጭታት ኣብ እስራኤል ዝወዓለ ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ በቶም ተባዓት ደቂ ህዝቢ  ዘንጎድጉድ ድምጾም ንኸተማ ተልኣቪቭ መሊኦማ  ውዒሎም ክብል ገሊጹ።ከምኡውን መብዛሕቱ  ህዝቢ ሰማያዊት ቖቢዕ ጌሮም ከምዝወዓሉ ገሊጹ።ንስርዓት ህግድፍ ብትሪ ከም ዝቃወሞን ንሕቡራት መንግስታት ውን መከራ ህዝብና የብቅዕ ቪቫ ጀነቫ እናበሉ ነቲ ኣብዚ ድሕሪ ኽልተ መዓልቲ ኽካየድ ተመዲቡ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ ደገፉም ኽገልጽ ውዒሎም። Hundreds of Eritrean asylum-seekers […]

መጸዋዕታ ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቭ 23 ሰነ 2016

ንቅሎ ናብ ጀነቫ ደለይቲ ፍትሒ ካብ ሙሉእ ዓለም ኩቡር ኤርትራዊ ደላይ ፍትሒ ኣብ ሙሉእ ዓለም ዘለኻ: ኣንጻር እቲ ንህዝብና ኣብ ጸልማትን ኣብ ሐዘንን ንኽነብር ፈሪዱዎ ዘሎ ውልቀ መላኺ ብትሪ ተቃውሞኻ ከተስምዕ ጸኒሕካ ኢካ፡  እምበኣርከስ ነቲ መጀመርታ ኩሉ ጊዝየ  መጨረሽታ ስለዘለዎ እዚ ሕጂ ኣብ ጀነቫ ዝካየድ ዘሎ ምሽብሻብ ውን ሐደ ካብቲ ካብ ሙሉእ ዓለም ዝውሕዝ ዝሎ ተቃውሞታት […]

Eritrea Foreign Minister: “Political Prisoners are all Alive and in Good Hands” By Anthony Lattier | www.rfi.fr | June 20, 2016

https://soundcloud.com/radiofranceinternationale/eritrean-foreign-minister-osman-saleh It is a massive and continuous exodus for several years. Part of the Eritrean population has already fled the country with Nigeria is the first provider of refugees in Europe. Many of them die on the way. The Eritrean government rarely speaks to foreign media. On a visit to Paris, the Eritrean Minister of […]