http:/http://hidri.net/wp-content/uploads/2016/06
Eritreans Protest Against Eritrea’s Dictatorship In Ramat Gan, Israel Tel Aviv, Israel Tel Aviv, Israel6/21/2016
http://ban.jo/News/Middle-East/20160621/Eritreans-Protest-Against-Eritreas-Dictatorship-In-Ramat-Gan-Israel-Tel-Aviv/
መጸዋዕታ ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቭ 23 ሰነ 2016
ንቅሎ ናብ ጀነቫ ደለይቲ ፍትሒ ካብ ሙሉእ ዓለም ኩቡር ኤርትራዊ ደላይ ፍትሒ ኣብ ሙሉእ ዓለም ዘለኻ: ኣንጻር እቲ ንህዝብና ኣብ ጸልማትን ኣብ ሐዘንን ንኽነብር ፈሪዱዎ ዘሎ ውልቀ መላኺ ብትሪ ተቃውሞኻ ከተስምዕ ጸኒሕካ ኢካ፡ እምበኣርከስ ነቲ መጀመርታ ኩሉ ጊዝየ መጨረሽታ ስለዘለዎ እዚ ሕጂ ኣብ ጀነቫ ዝካየድ ዘሎ ምሽብሻብ ውን ሐደ ካብቲ ካብ ሙሉእ ዓለም ዝውሕዝ ዝሎ ተቃውሞታት […]
ኣገዳሲ ሓበሬታ ብዛዕባ ሰላማዊ ሰልፊ ጀኔቫ ነቲ ኣብ 23 ሰነ 2016 ክካየድ ተወጢኑ ዘሎ ናይ ደለይቲ ፍትሒ ሰላማዊ ሰልፊ፡ህግደፍ እንተኽኢሉ ክኾልፎ ከም ዝደሊ ዘተሓታት ኣይኮነን።
http://genevademo.com/information%20to%20participants.html
Eritrea Foreign Minister: “Political Prisoners are all Alive and in Good Hands” By Anthony Lattier | www.rfi.fr | June 20, 2016
Eritrea Foreign Minister: “Political Prisoners are all Alive and in Good Hands” By Anthony Lattier | www.rfi.fr | June 20, 2016
https://soundcloud.com/radiofranceinternationale/eritrean-foreign-minister-osman-saleh It is a massive and continuous exodus for several years. Part of the Eritrean population has already fled the country with Nigeria is the first provider of refugees in Europe. Many of them die on the way. The Eritrean government rarely speaks to foreign media. On a visit to Paris, the Eritrean Minister of […]
“ካብ 2001 ኣትሒዞም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከቡ ጉጅለ 15ን ጋዜጠኛታትን ብሙሉኦም ብህይወት ኣለዉ፣” ሚ/ ጉ/ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ Radio Erena: 20 June 2016
Breaking News. ካብ መስከረም 2001 ኣትሒዞም፣ ንኣስታት 15 ዓመታት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከቡ ኤርትራውያን ፖለቲከኛታትን ጋዜጠኛታትን ብህወይት ከምዘለዉ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኣ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ገሊጹ። ኣቶ ዑስማን ምስ ሬድዮ ፍራንስ ኢንተርናሽናል ኣብ ዘካየዶ ቃለ መጠይቕ፣ ንሃለዋት’ቲ ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ ብቐጻሊ ዝሕተተሉ፣ ናይ ሽወደንን ኤርትራን ድርብ ዜግነት ዘለዎ ዳዊት ኢሳቕን፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ […]
ስለምንታይ ውግእ ኩናት…..???? ብ ሚካኤል እንባየ (ኣራንቺ) Posted: 3:02 pm, June 15, 2016 by ENSF-HIDRI
ስለምንታይ ውግእ ኩናት…..???? ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ንኹልና ዘሰንበደ ኣብ ግንባር ዓልቴና መረብ ብውገን መስሓል ኣኽራን ክሳብ ውሽጢ ጾሮና ዝኣተወ ከቢድ ውግእ ከም ዝነበረን ማዕሪኡ ሞትን መውጋእትን ምምራኽን ከም ዘጋጠመ: ነባሪ እቲ ከባቢ ካብ ቤቱን ዓዱን ከም ዝተፈናቐለን ዕንወት ከም ዘጋጠመን ክፍለጥ ተኻኢሉ ኣሎ። ስለምናታይ ኣብ ጽባሕ ምዝርጋሕ ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት እዚ ኩናት ተላዒሉ.? […]
Situation has sparked a massive exodus from Eritrea, which after Syria is the second largest source of migrants GULF NEWS
UN probe reports ‘horrific abuses’ in Eritrea Geneva: Eritrea’s government is responsible for systematic and widespread human rights abuses on an almost unprecedented scale, driving some 5,000 Eritreans to flee every month, a UN investigation said Monday. Wrapping up a year-long investigation, a UN commission of inquiry on the human rights situation in Eritrea […]