ካብ ጅዳ ናብ ኣስመራ ብመንገዲ ኣየር ኤርትራ ዝተበገሱ ገያሹ ንመዓልታት ይደናጎዩ Print Email Radio Erena: 08 July 2016

  መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ካብ ጅዳ- ኣስመራ ንዝመላለሱ ገያሹ ንመዓልታት የደናጉዮም ምህላዉ ተሓቢሩ። መንገዲ ኣየር ኤርትራ ዝጥቐሙ ገያሹ፣ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣትሑዞም ካብቲ ኣቐዲሙ ዝተመደበ ግዜ ክሳብ ሓሙሽተ ሰዓታት ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ጀዳን ርያድን ክጽበዩን፣ ኣብ ገለ እዋናት ከኣ ክሳብ ሰለስተ መዓልታት ይመላለሱን ምህላዎም ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብታ ሃገር ሓቢሮም።   ገያሾ መዓልታዊ ናብ መዓርፎ […]

ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI

  ደምዳሚ መግለጺ 4ይ ስሩዕ ኣኼባ  ማእከላይ ባይቶ ግሃድኤ-ሕድሪ፡ ማእከላይ ባይቶ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ (ግሃድኤ-ሕድሪ) 4ይ ስሩዕ ኣኼብኡ ካብ ዕለት 01 ክሳብ 05 ሓምለ 2016 ኣካይዱ፡፡ ማእከላይ ባይቶ ግሃድኤ-ሕድሪ ኣብዚ  ንሓሙሽተ መዓልታት ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼብኡ፡ ዝሰርዖም ኣርእስተ ኣጀንዳታት፡ ዓለማዊ፡ ኣህጉራዊ፡ ዞባውን ከባብያውን፡ ሃገራውን ኩነታት፡ ናይ ነብሲ-ወከፍ ፈጻሚ ኣካል ቤት ጽሕፈታቱ ዝቐረበ ናይ 6ተ ኣዋርሕ […]

ሰፊሕ ህዝባዊ ጻዊዒት ንኩሎም ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን- ሰሜን ኣመሪካ

    ገበን ኣብ ልዕሊ ሰብኣውነት ኣብ ኤርትራ ይፍጸም ከምዘሎ ኣመልኪቱ ብመርማሪት ኮሚሸን ሕ. ሃ ዝቐረበ ጸብጻብ: ቅኑዕነቱ ኣመልኪትና ደገፍና ንምግላጽን ጻዕርና ናብ ዝለዓለ ጥርዙ ንምስግጋርን: መቐጸልታ ጀኔቫ ሰፊሕ ህዝባዊ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኒው- ዮርክ ክካየድ መጸዋዕታና ነቕርብ:: ንኣተገባብራ አፈጻጽምኡ ዝምልኸት “ንኩሉ ዝሓቁፍ: ናይ ህዝቢ ብህዝቢ ዝእለ” ኮይኑ : ዝርዝራቱ ኣብ ቀረባ እዋን ክንገልጽ […]

Why This Time’s Different for the Border Clashes Between Ethiopia and Eritrea Samuel Ramani Wednesday, July 6, 2016

    On June 12, an uneasy peace between Ethiopia and Eritrea that had lasted 16 years came to a dramatic end, as border clashes claimed 200 Ethiopian lives and an unknown number of Eritrean casualties. While both countries blamed each other for escalating hostilities, the causes of current tensions differ markedly from those underpinning […]

ፖሊስ ኢጣልያ ብምስግጋር ስደተኛታት ዝጠርጠሮም 25 ኤርትራውያን ቀይዱ Radio Erena: 06 July 2016

    ፖሊስ ኢጣልያ ብምስግጋር ስደተኛታት ዝተጠርጠሮም 25 ዜጋታት ኤርትራን 12 ዜጋታት ኢትዮጵያን ሓደ ኢጣልያውን ከምዝቀየደ ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን። እቶም ተቐይዶም ዘለዉ 38 ጥርጡራት፣ ካብ ሱዳን ክሳብ ኢጣልያ ስደተኛታት ኣብ ምስግጋር ክነጥፉ ከምዝጸንሑ’ዩ ፖሊስ ኢጣልያ ዝገልጽ። ገሊኦም ከኣ ክሳብ ኣካላት ደቂ ሰብ ኣብ ምሻጥን ሓሲሽ ኣብ ምስግጋርን ዝተዋፈሩ ምንባሮም እቲ ክሲ ይጠቕስ።   […]

Astonishing moment Eritrean migrant emerges from inside a SUITCASE after terrified train passengers heard moans coming from inside the luggage as it entered Switzerland

    An Eritrean migrant was caught hiding inside a suitcase after terrified train passengers heard moans coming from the bag as it entered Switzerland. The six-foot man had squeezed himself into the case and was wheeled onto a train in Milan, disguised as his friend’s luggage. But the discomfort took its toll after 45 […]