ብኣተሓሕዛ እሱራት G15ን ጋዜጠኛታትን ዓለም ከተመስግነና ይግባእ።” ኣቶ የማነ ገብርኣብ Radio Erena: 18 July 2016

  ንልዕሊ 15 ዓመታት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝርከቡ ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስቲ ኤርትራን ጋዜጠኛታትን፣ ካልእ ዝኸፈአ ፍርዲ ብዘይምሃብና ዓለም ከተመስግነና ይግባእ፣ ክብል ኣቶ የማነ ገብረኣብ ገሊጹ። ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብ ምስ ጀርመናዊት ሬድዮ ኣብ ዝገበሮ ቃለመጠይቕ፣ መንግስቲ ኤርትራ ነቶም ጋዜጠኛታትን ደሞክራስያዊ ለውጢ ዝሓተቱ ሰበስልጣንን ብዘይሕግን ፍርድን ብኢሰብኣዊ ኣተሓሕዛ ቀዪዱዎም ክትብል ዓለም እንዳከሰሰቶ እንከላ፣ ካልእ ዝኸፈአ […]

UAE likely to be building a naval facility in Eritrea Jeremy Binnie, London – IHS Jane’s Defence Weekly 18 April 2016

  The United Arab Emirates (UAE) appears to be constructing a new port next to Assab International Airport in Eritrea, which could become its first permanent military base in a foreign country. Satellite imagery shows rapid progress has been made since work began sometime after September 2015. A square of coastline measuring about 250×250 m […]

Memo Submitted to. Date 2016-07-11

Swedish Government Swedish Parliament Human rights Institutes Dear Madams/Sirs, We, the undersigned representatives of Eritrean political and civil society organizations and community members residing in Sweden, have jointly decided to submit to you this urgent message regarding the latest resolutions of United Nations Human Rights Council based on the reports of the Commission of Inquiry […]

ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI

ውድባዊ ዕማም ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ኣኼባ ኣባላት ጨናፍር ኤውሮጳ 18 ሓምለ 2016!!   ዲሞክራስያዊ መስረሓት 4ይ ኣኼባ ባይቶን ውሳኔታቱን ውድብና ካልእ ስእሊን ኩሕሊን ንምቕባእ ብዙሕ ክበሃል ቀንዩ። ደድሕሪ ህቦብላ ክጋልብ ዘይመረጸ ውድብ፡ ንዝቐነየ ፍረ-ኣልቦ ህውተታ ኣቓልቦ ከይሃቦ እዩ ዝቐነየ። እንተኾነ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ንዝኽተሎ ህዝባዊ ጠመተ ቀዳምነት ብምሃብ መብርሂ ክህብ ግዴትኡ እዩ። እነሆ […]

ምልካዊ ስርዓት ብሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ተሰናቢዱ ኣይእለን። ስለዚ ግብራዊ ውቅዒት’ውን ከድልየና’ዩ

ኣብ’ዚ ሒዝናዮ ዘለና ዓመተ 2016፡ ንሕና ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ብርክት ዝበሉ ኣጋጣሚታት ምኽንያት ብምግባር፡ ነንሕድሕድና ክንደሃሀን ኢህን ምሂን ክንበሃሃልን ተራኢና ኢና። ገላ ካብ’ዞም ኣጋጣሚታት ንጭውያ ዜጋታትና ኣብ ምድረ-በዳ ሰሃራ፣ ምጥሓልን ሞትን ኣብ ባሕሪ ሜዲትራኒያን፣ ከምኡ’ውን ብምኽንያት ጽንብል መበል 25 ዓመት ሃገራዊ ነጻነት። ብይን ናይ’ዚ ብዘይዕረፍቲ ከሳቕየናን ከድምየናን ጸኒሑ ዘሎ ዓማጺ ጉጅለ ንምስማዕን ደገፍና ንመሃብ’ውን ከምኡ። […]

ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI

ኣባላት ውድባት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ- ሕድሪን ስምረት ምንቅስቃስ ንድሕነት ሃገርን ኣብ ስቱትጋርድ (ኮንቨርስትሃይም)     ናይ እዘን 2 ምሓዙት ውድባት ኣባላት ነበርቲ ስቱትጋርድን ከባቢኣን፡ ብቀዳም ዕለት 16 07 2016 ተራኺቦም ብሕባር ብህልዊ ክነታት ሃገሮም ብምምይያጥን  (ግሪል) ብምግባር ክዛነጉዑን ምውዓሎም ካብቲ ቦታ ዝመጸና ሓበሬታ የነጽር። እዞም ናይ እዚ 2 ምሓዙት ውድባት ኣባላት ዘካየድዎ ርክብ፡ ቤተሰቦም […]

ኣስመራ ኣብ መዝገብ ውርሻታት ዓለም ክትሰፍር’ያ Radio Erena: 15 July 2016

  ከተማ ኣስመራ ኣብ መዝገብ ውርሻታት ዓለምUNESCO ክትሰፍር ከምእትኽል ተሓቢሩ። እዚ ዝተሓበረ ካብ 10 ክሳብ 20 ሓምለ ኣብ ቱርኪ፣ ከተማ ኢስታምቡል ኣብ ዝጋባእ ዘሎ መበል 40 ዋዕላ ኮሚተ ውርሻታታት ዓለም ምዃኑ ኤምባሲ ቱርኪ ካብ ኣስመራ ሓቢሩ። ኤምባሲ ቱርኪ፣ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ኣብ ዘስፈሮ ጽሑፍ፣ እቲ ኣብ ኢስታምቡል ዝጋባእ ዘሎ ኤርትራ’ውን እትሳተፎ ዘላ ዋዕላ ኣብ፣ ጥንታዊ፣ […]