ኤርትራ፣ ካብ ቀንዲ ግዳያት ዘይሕጋዊ ምስግጋር ገንዘብ ምዃና ተሓቢሩ Radio Erena: 28 July 2016

  ብዛዕባ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ገንዘብን ሽበራን ብዝምልከት ዞባዊ ዓውደ ዘተ ኣብ ኣስመራ ተኻይዱ። እቲ ብመንግስቲ ኤርትራን ሓባራዊ ዕዳጋ ማእከላይን ምብራቕን ኣፍሪቃ ማለት ኮሜሳን ተወዲቡ ካብ 26 ክሳብ 28 ሓምለ ዝተኻየደ ዞባዊ ዋዕላ፣ ብዛዕባ’ቲ ኤርትራ ንእትርከበን ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ ዓቢ ብድሆ ኮይኑወን ዘሎ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ገንዘብ፣ ሳዕቤናቱን መግቲኢታትን’ዩ ዘትዩ። ኣብዚ ዋዕላ፣ ንኮሜሳ ዝወከሉ ሓያሎ ወጻእተኛታት ተሳቲፎም። […]

ኣብ ዶብ ኤርትራን ሱዳንን ጽኑዕ ሓለዋን ተፍትሽን ይካየድ ምህላዉ ተገሊጹ Radio Erena: 29 July 2016

  ኣብ ዶብ ኤርትራን ሱዳንን ጽኑዕ ሓለዋን ተፍትሽን ይካየድ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ተሰነይ ሓቢሮም። ሓያሎ ኣሃዱታት ሰራዊት ኣብቲ ከባቢ ተዋፊረን ከምዘለዋ ዝሓበሩ እቶም ምንጭታት፣ ጠንቒ’ዚ ንኣስታት ሓደ ሰሙን ቀጺሉ ዘሎ ጽዑቕ ተፍትሽኝ ሕለዋን ንጹር ከምዘይኮነ ኣገንዚቦም። እንተኾነ፣ መንግስቲ ሱዳን ናብ ኤርትራ ዝመለሶም ኤርትራውያን ተሰነይ ቅድሚ ምእታዎም ንዝሃደሙ 10ታት ኤርትራውያን ንምህዳን ዝካየድ ዘሎ ስርሒት […]

ንኽቕየር ናብ ባንክ ዝተመልሰ ባጤራ ናቕፋ ግብሪ ክኸፈለሉ ዘገድድ ሓድሽ ሕጊ ወጺኡ Radio Erena: 29 July 2016

መንግስቲ ኤርትራ፣ ንኽቕየር ናብ ባንክ ካብ ዝተመልሰ ባጤራ ናቕፋ ግብሪ ክኸፈለሉ ዘገድድ ሓድሽ ሕጊ ኣውጺኡ። እቲ ብብወግዒ ዘይተሓበረ ሕጊ ምኽፋል ግብሪ፣ ነቶም ካብ 100 ሽሕ ናቕፋ ንላዕሊ ዝመለሱ ጥራይ ዝምልከት ምዃኑ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። እቶም ምንጭታት ብዝልኣኽዎ ዝርዝራዊ ሓበሬታ መሰረት፣- – ካብ 100 ሽሕ ክሳብ 500 ሽሕ ናቕፋ ኣብ ባንክ ዘለዎም ክልተ ካብ ሚእቲ፣ – […]

Hillary Clinton accepts the nomination for Presidency – Democratic National Convention

  Hillary Clinton has accepted the Democratic party’s presidential nomination Thursday night in Philadelphia, making history as the first woman to be chosen to run for the highest office in the land by a major party in the United States. “Today, we’ve reached a milestone in our nation’s march toward a more perfect union: The […]

ኤርትራዊ ሃገራዊ ስምዒታት ኣልሚሱ፡ ልኡላዊ መሬት ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዘውረደ ስርዓት፡

  ስርዓት ህግደፍ ፍጥር ካብ ዝብል ኣትሒዙ፡ ካብ ፖለቲካዊ ማዕበያኡን ደርባዊ ባህሪኡን ብምንቃል፡ ብዙሕ ኣዝዩ ብዝሑ ንሓድነት ህዝብታት ኤርትራ ዝበታትን ኣዕናዊ ፖሊስታት እናተግብረ’ዩ መጺኡ። ናብ’ዚ ሕጂ በጺሕዎ ዘሎ ደረጃ ንምብጻሕ፡ ተወዳዳሪ ዘይብሉ ከም ቃሕታኡ ዝዕንድረሉ ፖለቲካዊ ስልጣን ንምጭባጥ ከሎ ገና ንጉጅላዊ ረብሓታቱ ዘገልግል ባይታ’ዩ እናንጸፈ መጺኡ። ካብ ግዜ ብረታዊ ቃልሲ ኣትሒዙ፡ ንመሰሉ ዝከላኸል ንቑሕ ሕብረተ-ሰብ […]