http://gereger.com/data/media/FswrmOPev.pdf
ኣብ ሊቢያ ስርከብ ኣምባሳደር ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ቤት ጽሕፈቱ ምስ መሳርሕቱ መንነቶም ብዘይተፈልጡ ሰባት ተሃሪሙ።
ዛጊት መንነቶም ዘይተፈልጡ ዕጡቓት፡ ኣብ ሊብያ ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ኤምባሲ ስርዓት ህግደፍ ማዕጾ ሰቢሮም ብምእታው፡ ዓብደላ ሙሳ ንዝተባህለ ኣምባሳደርን መሳርሕቱን ብከቢድ ሃሮሞም፡ ሰነዳትን ካልእ ንብረትን ሒዞም ከም ዝኸዱን ንኣል ጀብሃ ዶት ኔትን ኣዶሊስ ዶት ኔትን ብምጥቃስ ገዳብ ኒውስ ብ31 ሓምለ 2016 ኣብ ዘውጸኦ ዜና ሓቢሩ። ካብ 2010 ጀሚሩ ኣብ ሊብያ ዝርከብ ዳኒኤል ዝተባህለ ኤርትራዊ ብዝሃቦ […]
ዜና 01-08-2016- ኣብ ድፋዕን ደጀንን ተወዚዖም ዝነበሩ ልዕሊ 130 ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ንምልካዊ ጉጅለ ኢሳይያስ ራሕሪሖም ናብ ኢትዮጵያ ሰጊሮም።
ካብ ከተማታትን ገጠራትን ብኣስገዳድ ዝተኣኻኸቡ ኣስታት 27 ሽሕ ትሕቲ ዕድመ ኤርትራውያን ብሽፋን ክረምታዊ ማእቶት ካብ ትውልዲ ከባቢኦም ርሒቖም ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታት ብዘይዝኾነ ክፍሊት ኣብ ጉልበታዊ ዕዮ ተዋፊሮም ከምዘለዉ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራሲን ሰብኣዊ መሰላትን ገሊጹ። እዚ ተግባር ነቲ መርማሪ ኮሚሽን ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ኤርትራ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ይፍጽም’ዩ ንዜጋታቱ’ዉን ብባርነት የስርሕ’ዩ ክብል ዘቕረቦ ጸብጻብ ዘረጋግጽ ከምዝኾነ […]
ማህደረ ጥልመት ኢሳይያስ ሚስጢረ ቅትለት’ቶም ክልተ ነጋዶ ፍጻመ ሌ/ኮ ገረዝጊሄር ኣስመላሽ
http://sacttism.com/index.php/en-US/home-2/12-articles-cat-tig/18-1
ፍሉይ ኣሃዱ ሱዳን፣ ምስ ሊብያን ግብጺን ኣብ ዘዳውብ ሰሃራ ኣስታት 600 ስደተኛታት ቀይዱ Radio Erena: 01 August 2016
ፍሉያት ሓይልታት ሱዳን፣ ምስ ሊብያን ግብጽን ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ኣስታት 600 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ከምዝቐየዱ ኣዛዚ እቲ ኣሃዱ ኣፍሊጡ። እቲ መሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ዝተባህለ ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ ሱዳን፣ ኣብቲ ከባቢ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ገኒኑ ብምህላዉ፣ ብመንግስቲ ብዝተዋህቦ ትእዛዝ መሰረት፣ ምስቲ ኣብ ዳርፉር ዓስኪሩ ዝነበረ ሰራዊት ናብቲ ንሱዳን፣ ሊብያን ግብጽን ዘዳውብ በረኻታት ከምዝተዋፈረ ኣረዲኡ። ንሱ ናብ […]
23 ሃገራዊ ኣገልግሎት ብሃይማኖታዊ እምነቶም ተኣሲሮም
ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ኣብ ሓምለ 21/2016 ዓ.ም.ፈ. 23 ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ጸሊኹም ብምባል ከምዝኣሰሮም ካብ ኣሃዱታት ስሙር ደሞክራሲያዊ ግንባር ኤርትራ ዝመጸና ጽጹይ ሓበሬታ ኣረጋጊጹ። እዞም ተኣሲሮም ዝበሃሉ ዘለው 2 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከበኦም 23 መንእሰያት ብጀካ ተኸተልቲ እምነት ጴንጠ-ኮስታል ምዃኖም እንተዘይኮይኑ ካልእ ከእስሮም ዝኽእል ምኽንያት ውይ ገበን ከምዘይነበሮም እቲ ዝመጸና ሓበሬታ ብተወሳኺ ኣብሪሁ። ተኣኪብካ ብጾሎት ንኣምላኽካ ምስጋና ምቕራብ […]
ኣካያዱ ስራሕ ዘ ይሕጋዊ ዘራእቲ ሓሺሽ ተኣሲሩ። ሚስጥሩ ይቐሊዕ!!
http://gereger.com/data/media/kGRcSvHGL.pdf ባህሌን፣ ስሙር ዯሞክርሲያዊ ግንባር ኤርትራ
ቅኑዕ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ኣረኣእያን ዝወነነን ንለውጢ ዝወሰነን ተቓላሳይ ኣብ ትሕቲ ዝኾነ ይኹን ኩነታት ተስፋ ኣይቆርጽን
/http://gereger.com/data/media/ffzYXTKiQ.pdf
A VISIT TO THE ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT (ENSF-HIDRI) – RUSSOM MESFUN
It was time to stop by the camp of an opposition group on yet another side of the border. As was the case with the Democratic Movement for the Liberation of Eritrean Kunama (DMLEK), Eritrean National Salvation Front’s (ENSF) fighters in camouflaged uniforms are stationed here, with AK-47 assault rifles on their shoulders to […]
Stockholm demonstration 07/30/2016
Viva Stockholm,Work hard is silence,let your success be your noise. Gereger.com