መጠንቀቕታ ንኹሎም ሓተቲ ዑቕባ ከም ዝፍለጥ ኣብ 2014 ኣቐዲሙ ዝወጸ መጠንቀቕታ ምንባሩ ዝዝከር’ዩ።እዚ ተዳጋጋሚ ዝወጽእ ዘሎ መጠንቀቕታ ተግባራዊ ንክኸውን በይ-ኤርያ ኤርትራውያን ንደሞክራሲያዊ ለውጢ: ነዚ ጉዳይ ብዕቱብ ሒዙ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ሰብ መዚ ኢምግረሽንን ሆምላንድ ሰኩሪቲን (department immigration and homeland security) ብምትሕብባር: ነቶም መሰል ዑቕባ ሓቲቶም ክነሶም 2% ዚኸፍሉን ናብ ዓዲ ዝመላለሱን ንምልላይን ስጉምቲ ንምውሳድን ዕዉት […]
ኤርትራ፣ ካብ ቀንዲ ግዳያት ዘይሕጋዊ ምስግጋር ገንዘብ ምዃና ተሓቢሩ Radio Erena: 28 July 2016
ብዛዕባ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ገንዘብን ሽበራን ብዝምልከት ዞባዊ ዓውደ ዘተ ኣብ ኣስመራ ተኻይዱ። እቲ ብመንግስቲ ኤርትራን ሓባራዊ ዕዳጋ ማእከላይን ምብራቕን ኣፍሪቃ ማለት ኮሜሳን ተወዲቡ ካብ 26 ክሳብ 28 ሓምለ ዝተኻየደ ዞባዊ ዋዕላ፣ ብዛዕባ’ቲ ኤርትራ ንእትርከበን ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ ዓቢ ብድሆ ኮይኑወን ዘሎ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ገንዘብ፣ ሳዕቤናቱን መግቲኢታትን’ዩ ዘትዩ። ኣብዚ ዋዕላ፣ ንኮሜሳ ዝወከሉ ሓያሎ ወጻእተኛታት ተሳቲፎም። […]
ኣብ ዶብ ኤርትራን ሱዳንን ጽኑዕ ሓለዋን ተፍትሽን ይካየድ ምህላዉ ተገሊጹ Radio Erena: 29 July 2016
ኣብ ዶብ ኤርትራን ሱዳንን ጽኑዕ ሓለዋን ተፍትሽን ይካየድ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ተሰነይ ሓቢሮም። ሓያሎ ኣሃዱታት ሰራዊት ኣብቲ ከባቢ ተዋፊረን ከምዘለዋ ዝሓበሩ እቶም ምንጭታት፣ ጠንቒ’ዚ ንኣስታት ሓደ ሰሙን ቀጺሉ ዘሎ ጽዑቕ ተፍትሽኝ ሕለዋን ንጹር ከምዘይኮነ ኣገንዚቦም። እንተኾነ፣ መንግስቲ ሱዳን ናብ ኤርትራ ዝመለሶም ኤርትራውያን ተሰነይ ቅድሚ ምእታዎም ንዝሃደሙ 10ታት ኤርትራውያን ንምህዳን ዝካየድ ዘሎ ስርሒት […]
ንኽቕየር ናብ ባንክ ዝተመልሰ ባጤራ ናቕፋ ግብሪ ክኸፈለሉ ዘገድድ ሓድሽ ሕጊ ወጺኡ Radio Erena: 29 July 2016
መንግስቲ ኤርትራ፣ ንኽቕየር ናብ ባንክ ካብ ዝተመልሰ ባጤራ ናቕፋ ግብሪ ክኸፈለሉ ዘገድድ ሓድሽ ሕጊ ኣውጺኡ። እቲ ብብወግዒ ዘይተሓበረ ሕጊ ምኽፋል ግብሪ፣ ነቶም ካብ 100 ሽሕ ናቕፋ ንላዕሊ ዝመለሱ ጥራይ ዝምልከት ምዃኑ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። እቶም ምንጭታት ብዝልኣኽዎ ዝርዝራዊ ሓበሬታ መሰረት፣- – ካብ 100 ሽሕ ክሳብ 500 ሽሕ ናቕፋ ኣብ ባንክ ዘለዎም ክልተ ካብ ሚእቲ፣ – […]
ኩነታት ኤርትራ ኣብ ነውጺ’ዩ ዘሎ
ዕላል ምስ ኤልሳ ፍሳሃየ ጆሽዋ
Hillary Clinton accepts the nomination for Presidency – Democratic National Convention
Hillary Clinton has accepted the Democratic party’s presidential nomination Thursday night in Philadelphia, making history as the first woman to be chosen to run for the highest office in the land by a major party in the United States. “Today, we’ve reached a milestone in our nation’s march toward a more perfect union: The […]
2016 ﯾوﻟﯾو 27 رﺋﯾس اﻟﻣﺟﻠس اﻟوطﻧﻲ اﻹرﺗري ﻟﻠﺗﻐﯾﯾر اﻟدﯾﻣﻘراطﻲ ﺗﺻرﯾﺢ ﺻﺣﻔﻲ yhwrX3URc.pdf
ጋዜጣዊ መግለጺ… ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ..27 ሓምለ 2016 www.gereger.com/data/media/yhwrX3URc.pdf
ጋዜጣዊ መግለጺ… ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ..27 ሓምለ 2016.
www.gereger.com/data/media/O8D5MSe60.pdf
حملة ايطالية للتوعية من مخاطر الهجرة غير الشرعية Italian campaign warns would-be migrants against travelling to Europe
The Italian government has launched an awareness campaign aimed at would-be migrants considering travelling from Africa to Europe.
ERITREAN PROGRESSIVE PARTY
http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2016/2707SPP6-04AT.pdf