ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ዝተጠርጠረ ኤርትራዊ ኣብ ኡጋንዳ ተቐይዱ Print Email Radio Erena: 25 July 2016

  ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ዝተጠርጠረ ኤርትራዊ ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተወ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቲ ምሕረትኣብ ስዮም ዝተባህለ ኤርትራዊ፣ ብዘይካ’ቲ ካብ ኤርትራ ናብ ኡጋንዳን ርዋንዳን ብዘይሕጋዊ መንገዲ ስደተኛታት ከሰጋግር ጸኒሑ ዝብል ክሲ፣ ብዓመጽ ደቂንስትዮ’ውን ተጠርጢሩ ከምዘሎ እተን ማዕከናት ዜና ገሊጸን። እተን ማዕከናት ዜና ብዘቕረብኦ ጸብጻባት፣ ሓያሎ ኤርትራውያን ነበርቲ ኡጋንዳ፣ ናብ ፖሊስ ጥርዓናት ከቕርቡ […]

ፖሊስ ሱዳን ኣብ ስዋኪን ዝሓዞም 20 ኤርትራውያን ንምምላሶም ምስ ኤምባሲ ኤርትራ ይዘራረብ Print Email Radio Erena: 25 July 2016

  መንግስቲ ሱዳን ብመንገዲ ስዋኪን፣ ብጃልባ ዝኣተዉ 20 ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ ንምምላሶም ምስ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ካርቱም ይዘራረብ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቶም ኣብ 16 ሓምለ ናብ ሱዳን ዝኣተዉ ኤርትራውያን ምስ ኣስገሮም ራሻይዳ 27 እኳ እንተነበሩ፣ ናይቶም 7 ሃለዋት ግና ኣይተፈልጠን። ኣብ ስዋኪን ኣብ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ ኣብ ዝጸንሕሉ፣ ንነፍሲ ወከፎም 3 ሽሕ ፓውንድ […]

ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI

    ኣየ እዚ ኣፈጣጥራናስ!!!!! ገሊኡ ዉሑድ ሰሪሑ ከም ምልኣኽ ተላምዶ ዘለኻ ቆልዓ፡ ዘይተመስገንኩ ኢሉ ክዓፍርን ከም ሕንጢት በጃኽን ብኹራ ከንፈሩ ከሕብጥን ትርእዮ፡፡ ገሊኡ ከኣ ዘውፈረኒ ከይገበርኩ ሰለም ምባል የለን እንዳበለ፡ ኣብ ገድልን መስገደሉን ሕጊግ ክብል ትርእዮ፡፡ ቃልስና ከኣ ድሓን ይእቶ ምስኩሎም ኣራኺቡና፡፡ ክቡራት ኣንበብቲ እዚ ሕጂ ነቕርበልኩም ጋሻ እዚ ዕላል፡ ግን ከኣ ብጻይ ኣብ […]

Urgent Repatriation Appeal For: Samrawit Repatriation

    URGENT REPATRIATION APPEAL In the early hours of Tuesday July 12th, a 19 year old Eritrean young woman was killed on the motorway in Calais in a hit and run incident as she was trying to reach her brother in London. The volunteers who knew Samrawit at The ‘unofficial’ Women’s and Children’s centre the […]

Eritrea based Ethiopian rebel group abandons armed struggle July 22, 2016 (ADDIS ABABA)

July 22, 2016 (ADDIS ABABA) – An Ethiopian armed opposition group, Afar People’s Party has returned home abandoning an arms struggle in pursuit of peace. Ethiopian soldiers (AFP) The leader of the opposition group Alo Aydahis and some 400 of its fighters laid down their arms and returned home after years of exile in arch- […]

Eritrean Refugees: The Pawns of European Interests GIGA Focus July 2016

  During the past decade, hundreds of thousands of Eritreans have fled to neighbouring countries to evade the state-prescribed forced labour of the indefinite national service. Now the EU is attempting to keep these people away from Europe by providing significant funding to the Eritrean and Sudanese regimes. The plans developed to date are not […]