www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2016/0707MS6-03AT.pdf
መን ኢዩ ኣለም ግይቶኣም [ወዲ ጀነራል ጎይቶኦም] ብዑመር መሓመድ[ኑግበ] 06/08/2016
ገዲም ተጋዳላይ ኣለም ጎይትኦም ካብ ኣብኡ ጎይትኦም ኣብ ከረን ካብ ሓንቲ ክትሰርሕ ኢላ ንኤርትራ ዝኣተውት ግርዞ ትግራይ ኣብ ከረን ተወሊዱ ዝዓበየ ፡ኤርትራዊ ኒሕ ዘይብሉ ልሙስ ኤትራዊ ኢዩ።ኣለም ምስ ጎበዘ ብዝሓደሮ ሃገራዊ ስምዒት ልክዕ ከም ኩሉ ኤርትራዊ ንሜዳ ወረደ፡ናብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ከኣ ተሰሊፊ።ተጋዳላይ ኣለ ብዝነበሮ ድኩም ግድኒ ናይ ተመርካክነትን ምእዙዝነትን ምራሕቲ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ቀልጢፎም […]
Festival Frankfurt 2016
http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2016/0507DP6-03AT.pdf
ጨንፈር ሽወደን ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ዕዉት ሰሚናር ኣካይዶም
http://gereger.com/data/media/eoS7IrMV2.pdf
ርክብ ምስ ተጋዲላይ ሓሚድ ሳልሕ ምኽትል መራሕ ሳልሰይቲ ክፍሊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራን ሓዯ ካብቶም ቀዲሞት ሰልፈኛታቱን፣
http://gereger.com/data/media/9UnYJXdpr.pdf
ቅርዓት ኤርትራ- ልሳን ህዝቢ ኮይኖም ባና ሓርነት ዘርኣዩ ጋዜጠኛታት ኤርትራ August 5, 2016
Freedom fighter jornalists,you all pay heavy price. sallina.com
ሳቮያ ደላዪ ፍትሒ ሆላንድ!ከም ወትሩ ሃገረ ሆላንድ ንህግደፍን መዳኸርቱን ዝኸዉን ቦታ ኣይክህልዋን እዩ።ሃየ ከም ወትሩ ኣብ ጉዳይካ ተዓጠቕ ተሰለፍ
Gereger.com
ስርዓት ህግደፍ መንዩ እንታዩ ከመይ ከመዩ ስዉር ውዳቤኡን ኣብ ምጽናት ህዝቢ ኤርትራን ክፈልጥ ንዝደሊ ብተኸታታሊ ነዚ ጽሑፍ ብልቢ ከንብቦን ክምርምሮን ኣለዎ። ሳክቲዝም ታሪኽ ዘይኮነ ዘውግዕ ዘሎ ንጸላኢ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ምንታዩ ሃሪምና ከም ንቐትሎ’ዩ ብተወፋይነት ዝዕልመና ዘሎ።
ስርዓት ህግደፍ መንዩ እንታዩ ከመይ ከመዩ ስዉር ውዳቤኡን ኣብ ምጽናት ህዝቢ ኤርትራን ክፈልጥ ንዝደሊ ብተኸታታሊ ነዚ ጽሑፍ ብልቢ ከንብቦን ክምርምሮን ኣለዎ። ሳክቲዝም ታሪኽ ዘይኮነ ዘውግዕ ዘሎ ንጸላኢ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ምንታዩ ሃሪምና ከም ንቐትሎ’ዩ ብተወፋይነት ዝዕልመና ዘሎ። የቐንየልና ሳክቲዝም!!! እዚ ጽሑፍ ካብቲ ባሕሪ ናይ ደም ገበናት ስርዓት ህግደፍ ብጭልፋ ኢዩ። ኩሉ ንኽፈልጦን […]
ጃምላዊ ፍልሰት ወተሃደራት ስለምንታይ? Why mass killing national service member in Eritrea?
ጃምላዊ ፍልሰት ወተሃደራት ንስለምንታይ? | Sallina Official Site Feature Newsቪድዮ ወጋሕታጃምላዊ ፍልሰት ወተሃደራት ንስለምንታይ? August 3, 2016 0 4 SALLINA.COM|BY SALLINA
ላዕለዎት ወትሃደራውያን ሰበ ስልጣን ግብጽን ስዑዲ ዓረብን ዘትዮም Radio Erena: 03 August 2016
ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሌተናንት ጀነራል ማሕሙድ ሓጋዚ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ግብጺ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ምብጻሕ ከምዝፈጸመ መርበብ ሓበሬታ ኣሕራም ገሊጹ። እቲ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ በዓል ስልጣን ግብጺ፣ ብሰኑይ 1 ነሓሰ ናብ ሪያድ ድሕሪ ምእታዉ ምስ ስዑዳዊ መዘንኡ ሌተናት ጀነራል ዓብዱራሕማን ቢን ሳልሕ ኣል ቡንያ ብምርኻብ ኣብ ዝተፈላለዩ ወትሃደራውይን ጸጥታን ጉዳያት ዘትዩ። እቲ ሻውዓይ […]