ማሕበር ረዲኤትን ምዕባለን ኤርትራ by- Kahsay Ehdego

    ማሕበር ረዲኤትን ምዕባለን ኤርትራ ዝተባሃለ ግብረ ሰናይ ማሕበር ንነዊሕ ዓመታት ኣብ ማዓስከራት ስደተኛታት ኤርትራወያን ሓገዝ ከበርክት ዝጸነሐን ዘሎን ማሕበር ምዃኑ ዝፍለጥ ኮይኑ ኣብ 2015ን ው’ን ከምቲልሙድ ዕማማቱ ብ ዕለት 8ን 9ን ንሓሰ 2015 ኣብ ማዓስከር ማይዓይኒ ንሽማግለታትን ናይ ሓርነት ስንኩላንን ድሕሪ ሰፊሕ ልዝብን ምምይያጥን እዞም ዝስዕቡ ሓገዛት ዓዲሉ፡፡ ፉሉይ ረዲኤት ዝድልዮም ዝነበረ ድማ […]

ፍትሓተ ህግደፍ ዘ ኣቡነ ኣንጦንዮስ …ስለ ምንታይ? August 11,2016

    ጸሓፊ-ሳክትዚም! ፍትሓተ ህግደፍ ዘ ኣቡነ ኣንጦንዮስ …ስለ ምንታይ? ገና ብኣግኡ ብ1991 እዩ ኢሳይያስ ኣብ ጉዳይ ሃይማኖትን መራሕቲ ሃይማኖትን መርገጺኡ ከነጽር ዝጀመረ:: ገለ ለዋሃት መስቀል ኣቦና ኣቡነ ኣንጦንዮስ ክሳለም ምስረኣዩ “ኣማኒ” ክብሉዎ እንከለው፡ ገሊኦም ከኣ ጠንቋሎ ማይሸግሊን ሃበሮን እንዳረቑሑ ብጠንቆልቲ ከምዝኣምን ይዛረቡ፡፡ እቲ ሓቂ ግን ክንይኡ እዩ፡፡ ኢሳይያስ ብሃይማኖትን ህላወ ኣምላኽን ዘይኣምን (Pagan or […]

Can the EriMedrek and the United Eritrean Democratic Front placate the opposition?

” Moving forward by honouring the past“   By Fesseha Nair Managing conflicts requires far-sigheted leadership. Are the leaders of the Erimedrek and the UEDF well prepared to do this job? How much are they free partisan politics? The role of facilitator must be clarified based on the concepts of neutrality and impartiality.   The […]

ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI

ግሃድኤ – ሕድሪ ጨንፈር ጀርመን ብ6 ነሓሰ 2016 ጨንፈራዊ ኣኼባኦም ኣሰላሲሎም።  ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ሕድሪ ጨንፈር ጀርመን ብ6 ነሓሰ 2016 ጨንፈራዊ ኣኼባኦም ኣሰላሲሎም። ኣባላት ጨንፈር ንዝቐረበሎም ኩነታት ውድብን ኣተሃላልዋ ደምበ ተቓውሞ ብሓፈሻን ብዕምቆት ድሕሪ ምግምጋሞም ነቲ ህጹጽ ኣኼባ ባይቶ ዝወሰዶ ስጉምቲ ኣወንታዊ መፍትሒ ምዃኑ ተቐቢሎሞ። ከምኡውን ብጻይ በርሀ ተኽልዝጊ ወኪል አሰናዳኢ ጉባኤ ኣብ […]

ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI

– ንኡስ ጨንፈር ግሃድኤ-ሕድሪ ሆላንድ ኣኺብኡ ዛዚሙ ንኡስ ጨንፈር ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ሆላንድ ብዕለት 07. 08. 2016 ኣብ ከተማ ሮተርዳም ኣኼብኡ ከምዘካየደ ካብቲ ከተማ ዝተላእከልና ርጡብ ሓበሬታ የነጽር። ንኡስ ጨንፈር ሆላንድ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ሆላንድ ዝነብሩ ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ፡ ነበርቲ አባላት ውድብን ሓደስትን ዝተኻፈልዎ ሰፊሕ ኣኼባ ምንባሩ ውሃብ ቃል ወሲኹ ይሕብር። ድሕነት […]