ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI 2ይን ናይ መወዳእታ ክፋል

እዚ ዕላል ምስ ፋዘር!!! ክቡራት ተኸታተልቲ እዛ ቃለ መሕትት ምስ ፋዘር ብምኽንያት ስራሕን ቴክኒካዊ ጸገማትን ንልዕሊ 2 ሰሙን ተደናጉያ ትዝርጋሕ ምህላዋ ይቕረታ እንዳሓተትኩ፡ ንገለ ነጥብታት ናይ ቀዳማይ ክፋል ብምዝኽኻር እንሀት እታ 2ይቲ ክፋል ይዝርግሓ፡፡ ፠ ኩነታት ህዝብናን ሃገርናን ዕረፍቲ ዝህብ ብዘይ ምዃኑ ብዛዕባ ዕርፍቲ ሓሲበ ኣይፈልጥን፡፡ ፠ ኣብ እንገብሮ ዘለና ቃልሲ ካብ ካልኦት ውድባት ተፈሊና […]

ናጽነት ሃይማኖታት ኤርትራ ኣብ እትርከበን 16 ሃገራት ኣብ ሕማቕ ኩነታት ከምዘሎ ተገሊጹ

ናጽነት ሃይማኖታት ኤርትራ ኣብ እትርከበን 16 ሃገራት ኣብ ሕማቕ ኩነታት ከምዘሎ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ኣመሪካ ገሊጹ። እቲ ትካል ዓመታዊ ኣብ ዘውጽኦ ኣህጉራዊ ጸብጻብ፣ ጉጅለታት ዳዒሽ፣ ኣልሸባብ፣ ኣልቃዒዳን ቦኮ ሓራምን፣ ኣብ ልዕሊ ኣመንቲ ካልኦት ሃይማኖታት ዝህብዎ ፍርዲ ሓደ ካብቲ ኣቓልቦ ዓለም ዝሰሓበ ዘሕዝን ፍጻሜታት እኳ እንተኾነ፣ ሓያሎ መንግስታት’ውን ኣብ ልዕሊ ኣመንቲ ዝተፈላለየ ሃይማኖታት ዘውርድዎ ዘለዉ ግፍዒ […]

ላዕለዎት ሓለፍቲ ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ኣብ ሃገረ ጥልያን ተሪፎም!!Sacttism ሳክቲዝም

BREAKING NEWS ሳክቲዝም     ሳክቲዝም ካብ እሙናት ምንጭታት ከምዘረጋገጾ ብዕለት 05/08/2016 ንፍሉይ መንግስታዊ ስራሕ ናብ ዓዲ ጥልያን ዝተለኣኹ ክልተ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ንኣዛዚዞም መጀር ጀነራል ተኽላይ ሃብተስሉስ ጠንጢኖም ተሪፎም፡፡ ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ዘማሓድረን ዳርጋ ኩለን ነፈርቲ ካብ ስራሕ ወጻእ ብምኻነን፡ ዓቕሚ ሰቡ ብስደትን ኩብለላን እንዳተመናመነ ኣብ ኣዚዩ ኣሰካፊ ደረጃ በጺሑ’ሎ፡፡ ብፍላይ ኣብ እዋን […]

ስደተኛታት፡ ኣብ ሊብያ ዘሕልፍዎ ዘለው ህይወት ዘባህርር’ዩ።

ኣዳላዊ ትካል ዜና ፈረንሳ “ኤይ ኤፍ ፒ” ትርጉም ፈነወ ረድዮ ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ ኣህጉራዊ ትካል “ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል” ከም ዘረጋገጾ ብደርዘናት ዝቑጸሩ ኤርትራውያን ሓተቲ ዕቑባ፡ ኣብ ኢድ ጨካናት ኣሰጋገርቲ ወዲቖም፡ ይሳቐዩ ኣለው። እቲ ስቅያት ዓይኒ የብለይ ስኒ የብለይ መግረፍቲ፡ ጾታዊ ዓመጽ፡ ክጸምኡ ክጠምዩ ምግባር፡ ካብ’ዚ ንላዕሊ ከኣ ክሳብ ምቕታል ዝበጽሕ’ዩ። ንኣብነት ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ እዞም […]