ኤርትራውያን ኣሰጋገርቲ ኣብ ክለብ ኤምባሲ ሊብያ ይመላለሱ ምንባሮም ተገሊጹ radio eena

  መብዛሕትኦም ብምስግጋር ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዝለዓለ ዝህደኑ ዘለዉ ኤርትራውያን፣ ኣብ ሊብያ ኣብ ዝርከብ ብኤምባሲ ኤርትራ ዝውነን ክለብ ቤት መግብን ሻሂን ዝመላለሱ ምንባሮም፣ ኣካያዲ ናይቲ ክለብ ኤምባሲ ዝነበረ መንእሰይ ንሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጹ።   እቲ ብትካል ስደተኛታት ተታሒዙ ንኣስታት ሓደ ዓመት ኣብ ጠራቡሎስ ኣብ ዝለዓለ ቤት ማእሰርቲ ዝርከብ ኤርትራዊ መንእሰይ፣ ንሬድዮ ኤረና ኣብ ዝሃቦ ሰፊሕ ቃለመጠይቕ፣ ከም […]

18 ነሓሰ 2016 ዓቢ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኒው-ዮርክ!!!!!!!!!!!

    እዚ ኣብ ኒው-ዮርክ ዝግበር ሰላማዊ ሰልፊ “ህዝቢ ብህዝቢ” ዝዓላማኡ እትመርሕ ትሽዓተ ዝኣባላታ ንሰሜን ኣሜሪካ እትውክል፡ ኣሰናዳዊ ሽማግለ ተመሪጻ ኣላ። ዓላማኣ ጸገምን፡ ሽግርን፡ መከራን፡ ሃገርና፡ እትገልጽ፡ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ልዕሊ ህዝብና ንዝወርድ፡ ዘሎብሰበ ስልጣን ኤርትራ! ነቲ ብመርማሪት ኮምሽን፡ ዝቐረበ ጸብጻብ፡ ደገፋ፡ ንመራሕቲ ዓለም፡ ኣብ ዝተኣከብሉ፡ ግዜ፡ ብዓውታ፡ ንኸነስምዕ፡ እትመርሕ፡ ሽማግለ እያ። ኣብ ሰሜን […]

Prisoners and people at risk are those whose human rights have been violated or are under threat of violation.

Protect the Human (Amnesty international) Prisoners and people at risk are those whose human rights have been violated or are under threat of violation. In countries around the world, people’s lives are threatened because of who they are or what they believe. Thanks to the actions of Amnesty supporters like you, countless individuals have been […]

ኣብ መንጐ ሞትን ሕየትን ይሳሓግ ንዘሎ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ካብ ብርሰት ንምድሓንንምድሓን፡ ብናይ “ኣፍ ኣርክቡ” ናህሪ ንቃለስ!

ርእሰ ዓንቀጽ ኣብ መንጐ ሞትን ሕየትን ይሳሓግ ንዘሎ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ካብ ብርሰት ንምድሓንንምድሓን፡ ብናይ “ኣፍ ኣርክቡ” ናህሪ ንቃለስ!  ንልዕሊ ሓደ ዘመን ባዕዳውያንን ሕሱም መግዛእቶምን ክባራረየሉ ዝጸንሐ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ 25 ናይ ናጽነት ዓመታት’ውን ኣይጣዓሞን። ኣይጣዓሞን ጥራሕ ዘይኮነ ኣብ ልዕሊ’ቲ ብገዛእትን ብሓርነታዊ ኲናትን ዝተፋሕፈሐ ዝባኑ፡ ትንፋስ ዘይህብ መግዛእቲ ስርዓት ህግሓኤ/ህግደፍ ከኣ ዝያዳ ሓሲምዎ። እቶም […]

  ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI

                                        ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ብግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ–ሕድሪ ኣብ ከተማ ኡስተርሱንድ ሃገረ ሽወደን።   ኣህጉራውን ዞናውን ብፍላይ ድማ ኩነታት ሃገርናን ህዝብና ዘሕልፎ ዘሎ መሪር ሂይወትን ኣብ ግምት ዘእተወ እዋናውን ኣገዳስን ህዝባዊ ኣኼባ ብወኪል ግሃድኤ – ሕድሪ […]