ካብ 7- ከተማታት ኤርትራ፡ 32 ኣመንቲ ምስልምና ተኣሲሮም።

ጸጥታዊ ስርዒት ኤርትራ፡ ኣብ ሸውዒተ ከተማታት ኤርትራ ኣብ ሓዯ ግዜ ተዋፊሮም፡ ሰላሳን ክልተን (32) ዜጋታትና ከምዝኣሰሩ ተረጋጊጹ ኣሎ።ዕለተ ፍጻሜ ማእሰርቲ፡ ብዕለት 24/ 08/ 2016 ብዝተወዯበ ኣገባብ ኣብ ሓዯ ግዜ እዮም ተኣሲሮም። እዞም ካብ ሽውዒተ (7) ከተማታት ተጨውዮም ዝተኣስሩ ብዝሖም ሰላሳን ክልተን (32) እዮም። ኩሎም ድማ ኣመንቲ ምስልምና ዜጋታትና እዮም። ምኽንያት መእሰሪኦም ክሳብ ሕጂ ዝተረጋገጸ ነገር […]

ናይ ህይወት ኣድሕን ረዲኤት እትህብ ጃልባ፣ መንነቶም ካብ ዘይተፈልጠ ዕጡቓት መጥቃዕቲ ወሪዱዋ radio erena

  ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ንዘጋጥሞም ስደተኛታት ናይ ህይወት ኣድሕን ረዲኤት እትህብ ጃልባ፣ መንነቶም ካብ ዘይተፈልጠ ዕጡቓት መጥቃዕቲ ወሪዱዋ። እቲ ብሓካይም ብዘይዶብ እትውነን ናይ ህይወት ኣድሕን ጃልባ፣ ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ትብገሰሉ ኣብ ዝነበረት እዋን’ዩ፣ ብዕለት 17 ነሓሰ መጥቃዕቲ ወሪዱዋ።   ኩሎም’ቶም ኣብታ ጃልባ ዝነበሩ ሰራሕተኛታት ህይወት ኣድሕን ሓካይም ብዘይዶብ፣ ዝኾነ ጉድኣት ከምዘይወረዶም፣ […]

ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI

ዕንባባ ወርሒ ነሓሰ ግሃድኤ-ሕድሪ ሆለት፡ አብ ኤላት ደቂ ሰባት ኣብ መነባብሮ ሂወቶም ዝጎደሎም ንኽምልኡ ላዕልን ታሕትን ክብሉ ግድነት ኢዩ፡፡ በዚ መሰረት ንሕና ኤርትራውያን ብስርዓት ህግደፍ ዝወርደና ዘሎ ኩሉ መዳያዊ ዓመጽ ብፖለቲካዊ ዓይነ-ሕልና ብምጥማት ዘዝዓቕምና ንምግባር ዝተበገስና ዉሑዳት ኣይኮናን፡፡ ውዳቤታትና ድማ ብሰለማዊ ምንቅስቓስ፡ ብቢሄራዊ ውዳበ፡ ብሃይማኖታዊ ጥርናፈ፡ ብሃገራዊ ህዝባዊ ወጽዓ ብምስትንታንን ብካልእ መዳይን በብዘለናዮ ዓገብ ምባል […]