ኣብ ሓያሎ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝተራእየ ሕማም ሸሮኽ ኣብ ኤርትራ’ውን ንሓያሎ ሰባት ከምዘጥቕዐ ይግለጽ ኣሎ። ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣትሒዙ፣ ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ፣ ዘየቋርጽ ውጽኣት ብምስዓብ ኣካላት ዘድክም ሕማም ዘጥቕዖም ሰባት ናብ ሆስፒታል ከምዝተወስዱን፣ ሰብ ሞያ ሕክምና ከኣ እቲ ሕማም፣ ሸሮኽ ወ ኮሌራ ምዃኑ ከምዝረጋገጹን ዝበጽሓና ሓበሬታ የመለክት። እዚ ብጉድለት ጽሬትን ጥዕንኡ ብዘይተረጋገጸ መግብን […]
“ዝተፈላለዩ ጉጅለታት የመን ኣብ ኤርትራን ዓደንን ሰልጢኖም፣” ጋልፍ ኒውስ Radio Erena: 21 September 2016
ኣብ የመን ኣንጻር ሑቲ ዝዋግኡ ዘለዉ፣ ኣብ ትህጢ መንግስቲ የመን ዝተጠርነፉ ዝተፈላለዩ ጉጅለታት፣ ብሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ዝተመወለ፣ ኣብ ኤርትራን ዓደንን ዝርከብ ወትሃደራዊ መዓስከራት ስልጠናታት ይወስዱ ምህላዎም፣ ካብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዝመሓላለፍ ማዕከን ዜና ጋልፍ ኒውስ ኣረጋጊጹ። እቲ ማዕከን ዜና፣ ንህሉው ኩነታት ናይቲ ኣብ የመን ዝካየድ ዘሎ ውግኣት ኣምልኪቱ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፣ […]
ናይ ኤውሮጳ ሚስጥራውያን ሲቪል ሰሇይቲ ይቐልዑ! ክፍሉ ዛናን ባህልን ስሙር ዯሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ September 22, 2016
http://gereger.com/data/media/XQUAHTGKv.pdf
The Horn of Africa country hosts more than 743,000 refugees and asylum seekers from neighbouring countries
By Aaron Maasho ADDIS ABABA, Sept 21 (Reuters) – The European Investment Bank is set to lend Ethiopia $200 million to build two industry parks that will employ 30,000 refugees in a move aimed at curbing migration to Europe, the bank said on Wednesday. The Horn of Africa country hosts more than 743,000 refugees and […]
ጸብጻብ ዕለት 8.9.2016 ኣብ በርሊን ዝተኻየደ „ዘተ“ ብጉዳይ ኤርትራ ብፍረወይኒ ሃብተማርያም 10.09.2016
http://gereger.com/data/media/M7n4lRTDe.pdf
ኣብ ስርሒት መዕጥር ሓላፊ ተቐቲሉ፡ ክልተ ቆሲሎም፡ ማኪና ድማ ተቓጺላ
www.erifront.com/operation_meetir_and_results
ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዙላ ዝርከቡ ዜጋታትና፡ብሰንኪ ሕማቕ ኣታሓሕዛ፡ ሞትን ምንጽልላው ሓዯጋ ሞትን የጋጥሞም ኣሎ።
ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዙላ ዝርከቡ ዜጋታትና፡ብሰንኪ ሕማቕ ኣታሓሕዛ፡ ሞትን ምንጽልላው ሓዯጋ ሞትን የጋጥሞም ኣሎ። ካብ ፈቐዶ ከተማታት ሃገርና ብምግፋፍ ታኣሲሮም፡ ካብ ዕለት 13/04/2016 ኣትሒዞም ናብ ቤት ማእሰርቲ ዙላ፡ ዝመጹ ሚኢትን ሓሰርተ ክልተን(112) መንእሰያት ዜጋታትና ፡ብሕማቕን ሰብኣውነት ዝጎዯሎ ኣታሓሕዛን፡ክሳቐዩ ድሕሪ ምጽናሕ፡ንስቓዮም መሊሱ ዘጋድድ፡ ብሰንኪ እኹል ሕክምና ዘይምርካብ፡ናብቲ ቤት ማእሰርቲ ብዝኣተወ ተላባዒ ሕማም ውጽኣት፡ ዝኸበዯ ስቓይን ምንጽልላው […]
ኣማኒኤል ኢያሱ ንምጽላም ካብ ተበገስካ ንመልስኻ ሰምዓዮ፡፡ ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ፡ ብበርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን
www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2016/0709BO6-03AT.pdf
ምእንተ’ቶም ጨካናት ሓራምዝ፡ ዝሓለፉ መሳኪን ኣጓብዝ September 6, 2016
http://http://www.sacttism.com
ኢትዮጵያስ መንግስትን ሕግን ኣሎዋ። ንሕናኸ? ብ ብርሃነ ገብረመድህን
ኢትዮጵያስ መንግስትን ሕግን ኣሎዋ። ንሕናኸ? ብ ብርሃነ ገብረመድህን ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ብዛዕባ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ብመራኸቢ ብዙሓን ውሑድን ብዙሕን ክዝረብ ከምዝቐነየ ኩልና ዝተኸታተልናዮ ጉዳይ ኢዩ። በብዕለቱ ንዘጋጥም ዝነበረ ፍጻሜታት ካብ ምትሕልላፍ ክሳዕ ንባህርያት ናይቲ ሓፈሻዊ ተርእዮ ኣብ ምትንታን በብዓይነቱ መግለጺታት ክቐርብውን ተዓዚብና። ብፍላይ ብዛዕባቲ ጉዳይ ኣፍልጦ ኣለና ዝብሉ ዝተፈላለየ ጥሙሕ ዘለዎም ካብታ ሃገር ወጻኢ ዘለዉ […]