www.gereger.com/data/media/plWOgwSgU.pdf
Eritrean National Council for Democratic Change ENCDC – Toronto Branch Announcement The September 1st, 1961 Celebration
www.gereger.com/data/media/I3WvpdtUQ.pdf
ናይ ህይወት ኣድሕን ረዲኤት እትህብ ጃልባ፣ መንነቶም ካብ ዘይተፈልጠ ዕጡቓት መጥቃዕቲ ወሪዱዋ radio erena
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ንዘጋጥሞም ስደተኛታት ናይ ህይወት ኣድሕን ረዲኤት እትህብ ጃልባ፣ መንነቶም ካብ ዘይተፈልጠ ዕጡቓት መጥቃዕቲ ወሪዱዋ። እቲ ብሓካይም ብዘይዶብ እትውነን ናይ ህይወት ኣድሕን ጃልባ፣ ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ትብገሰሉ ኣብ ዝነበረት እዋን’ዩ፣ ብዕለት 17 ነሓሰ መጥቃዕቲ ወሪዱዋ። ኩሎም’ቶም ኣብታ ጃልባ ዝነበሩ ሰራሕተኛታት ህይወት ኣድሕን ሓካይም ብዘይዶብ፣ ዝኾነ ጉድኣት ከምዘይወረዶም፣ […]
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI
ዕንባባ ወርሒ ነሓሰ ግሃድኤ-ሕድሪ ሆለት፡ አብ ኤላት ደቂ ሰባት ኣብ መነባብሮ ሂወቶም ዝጎደሎም ንኽምልኡ ላዕልን ታሕትን ክብሉ ግድነት ኢዩ፡፡ በዚ መሰረት ንሕና ኤርትራውያን ብስርዓት ህግደፍ ዝወርደና ዘሎ ኩሉ መዳያዊ ዓመጽ ብፖለቲካዊ ዓይነ-ሕልና ብምጥማት ዘዝዓቕምና ንምግባር ዝተበገስና ዉሑዳት ኣይኮናን፡፡ ውዳቤታትና ድማ ብሰለማዊ ምንቅስቓስ፡ ብቢሄራዊ ውዳበ፡ ብሃይማኖታዊ ጥርናፈ፡ ብሃገራዊ ህዝባዊ ወጽዓ ብምስትንታንን ብካልእ መዳይን በብዘለናዮ ዓገብ ምባል […]
ጉዳም የኔታ ኣይተ ገብረኪዳን ደስታ መልሲ ወደባት ኤርትራ ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፊሊፖ) ሚላኖ ኢጣልያ…. ዕለት 19/08/2016 ፍልይቲ ሕታም
http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2016/2007GK6-06AT.pdf
“ሰባር ናኹራ” 19.08.16፡ ኣንታ ወዲ ሓወይ፡ ሎሚኸ ኣየእተኻላን? ቃል ናይቲ ክስመም ዝተፈረደ እሱር፡ (ኣላይ)
http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2016/2007G6-05AT.pdf
ኣኼባ ጨናፍር ማሕበር ኣካለ ጽጉማን ኤርትራ
www.gereger.com/data/media/MCm7OjUmh.pdf
ኤርትራውያን ኣሰጋገርቲ ኣብ ክለብ ኤምባሲ ሊብያ ይመላለሱ ምንባሮም ተገሊጹ radio eena
መብዛሕትኦም ብምስግጋር ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዝለዓለ ዝህደኑ ዘለዉ ኤርትራውያን፣ ኣብ ሊብያ ኣብ ዝርከብ ብኤምባሲ ኤርትራ ዝውነን ክለብ ቤት መግብን ሻሂን ዝመላለሱ ምንባሮም፣ ኣካያዲ ናይቲ ክለብ ኤምባሲ ዝነበረ መንእሰይ ንሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጹ። እቲ ብትካል ስደተኛታት ተታሒዙ ንኣስታት ሓደ ዓመት ኣብ ጠራቡሎስ ኣብ ዝለዓለ ቤት ማእሰርቲ ዝርከብ ኤርትራዊ መንእሰይ፣ ንሬድዮ ኤረና ኣብ ዝሃቦ ሰፊሕ ቃለመጠይቕ፣ ከም […]
ዓቢ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኒው-ዮርክ
18 ነሓሰ 2016 ዓቢ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኒው-ዮርክ!!!!!!!!!!!
እዚ ኣብ ኒው-ዮርክ ዝግበር ሰላማዊ ሰልፊ “ህዝቢ ብህዝቢ” ዝዓላማኡ እትመርሕ ትሽዓተ ዝኣባላታ ንሰሜን ኣሜሪካ እትውክል፡ ኣሰናዳዊ ሽማግለ ተመሪጻ ኣላ። ዓላማኣ ጸገምን፡ ሽግርን፡ መከራን፡ ሃገርና፡ እትገልጽ፡ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ልዕሊ ህዝብና ንዝወርድ፡ ዘሎብሰበ ስልጣን ኤርትራ! ነቲ ብመርማሪት ኮምሽን፡ ዝቐረበ ጸብጻብ፡ ደገፋ፡ ንመራሕቲ ዓለም፡ ኣብ ዝተኣከብሉ፡ ግዜ፡ ብዓውታ፡ ንኸነስምዕ፡ እትመርሕ፡ ሽማግለ እያ። ኣብ ሰሜን […]