ብሰንኪ ናይ ነፈርቲ ጸገም ተደጋጋሚ ምድንጓየት ከጋጥሞ ዝጸንሐ መንገዲ ኣየር ኤርትራ ካብ ኣርሜንያ ኤየር ባስ ኤ 320 ዝዓይነታ ነፋሪት ብኽራይ የምጽእ ምህላዉ መርበብ ሓበሬታ ኣቭየሽን ኣፍሊጡ። መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ በብእዋኑ ከጋጥሞ ብሰንኪ ዝጸንሐ ክሳራታትን ቴኒካዊ ጸገማት ነፈርትን ተደጋጋሚ እዋን ጠቕሊሉ ስርሑ ደው ከብል ከምዝተገደደ ዝዝከር ኮይኑ፣ ካብ 2014 ንደሓር ከኣ ካብ ኢስት […]
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ -ሕድሪ حيدرى – جبهة الإنقاذ الوطني الإرترية
ቃል ሓዘን ብጻይና ገዲም ተቓላሳይ እስማዒል ሱለማን ኣሕመዲን ኣብ መበል 62 ዕድሚኡ ብዕለት 29 ነሓሰ ኣብ ሃገረ ጀርመን ከተማ ኑርንበርግ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩና። ብጻይ እስማዒል ኣሕመዲን ለዋህ፡ መትከላዊ፡ ውፉይ፡ ዝተዋህቦ ዕማም ብግሉጽነት ኣብ መዕለቢኡ ዘብጽሕን፡ ናይ እንካን ሃባን ተውህቦ ዝነበሮ አዝዩ ፍቱውን ክቡርን ዝነበረ ብጻይ እዩ። አብ ኩሉ ንጥፈታት ውድብ ብሓፈሻ አብቲ ደሞክራስያዊ […]
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT-HIDRI
ብግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ኣብ ከተማ ኡስተርሱንድ ሃገረ ሽወደን ሰፊሕ ህዝባዊ ሰሚናር ተኻይዱ። ብዕለት 27/08/2016 ካብ ሰዓት 12:00 ክሳብ ሰዓት 16:00 ኣብ ኡስተርሱንድ እትበሃል ከተማ ካብ ስቶክሆልም ኣስታት 520 ኪ’ሜተር ሪሒቓ እትርከብ ከተማ ኣገዳሲ ህዝባዊ ሰሚናር ከም ዝተኻየደ ካብ’ቲ ቦታ ዝበጽሓና ሓበሬታ የነጽር። እቲ ህዝባዊ ሰሚናር፡ ሃገራዊ ጉዳያት ኣልዒሉ ካብ ዝዘተየሎም አርእስትታት፡ ሃለዋት […]
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI
ናይ ካልእ ሃገር ዜግነት ብምግዛእ ኣብ ኤርትራ ዝነብሩ ኤርትራውያን ዜጋታት እሙናት ውሃበቲ ሓበሬታ ግሃድኤ-ሕድሪ ካብ ዝተፈላለየ ቦታታት ኤርታራ ከምዘረጋገጹልና ካብ እቶም ብዝተፈላለየ ምኽንያት ካብ ኤርትራ ናብ ስደት ክወጹ ዘይከኣሉ ዜጋታትና ግን ከኣ ሩኡይ ጽልኣት ኣብ ምሕደራ ስርዓት ህግደፍ ዘለዎም ብፍላይ ደቂ ተባዕትዮ መንእሰያት፤ ናይ ዝተፈላለዩ ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ናይተቓዉሞ ሓይልታት ኣባልነት መንቀሳቐሲ ወረቐት ብኣዝዩ ኩቡር […]
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI
ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ እስራኤል ብምሕሳም መግቢ ዝጀመረ ሕቶኦም ናብ ኣብ ቃልዕ ምሕዳር ተሰጋጊሩ!!! ኣብ ሆለት ዝተባህለ ቦታ መሬት እስራኤል ብዘይገበን ተዳጉኖም ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ትማሊ ባሕቲ ምስከረም 2016 ብሰሪ ምስ ደገፍቲ ህግደፍ ክግበረሎም ዘለዎ ናይ ቦታ ኣተሓሕዛ ፍልልይ ብምጥላቦም ን4 መንእሰያት ካብኣታቶም መላዓዓልቲ ብዝብል ክሲ፡ ንገለ ካብ ተቖጻጸርቶም ዝኾኑ እስራኤላውያን ብህግደፋዊ ሽርሒ ብምድላል ፖሊስ […]
ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ
www.gereger.com/data/media/H38GHoxP1.pdf
ናይ ሓዘን መግለጺ ብጻይናን መቓልስትናን እስማኤል ኣሕመዲን ሱለይማን ድሕሪ ነዊሕ ሕማም ብ ዕለት 29 – ነ ሓሰ 2016 ካብዛ ዓለም ተፈልዩ። እስማዒል ኣሕመዲን ኣብ መ ትከሉ ጸኒዑ ተቓሊሱ ዘቃልስ ዝነበረ ብጻይና፡ ግዲ ኡን ታሪኹን ብዝምልከት ክነስ ዕብ ኢ ና
http://gereger.com/data/media/6vgtDEShJ.pdf
ምስጋና ብሞት ክቡር በዓል ቤተይ ኣቶ ወልዱ ተ/ሚካኤል በዓልቲ ቤቱ ሉቺያ ወልዳይ ምስ ምሉኣት ስድራቤት. 30-08-2016 .
http://gereger.com/data/media/IdyTXrvMT.pdf
European ships rescue thousands of migrants off Libyan coast EMILIO MORENATTI,Associated Press 2 hours 9 minutes ago
OFF THE COAST OF LIBYA (AP) — Italian naval ships and vessels from non-government groups rescued thousands of migrants off the Libyan coast on Monday, the latest surge in desperate attempts to flee to Europe driven by war, poverty, and human traffickers. The dramatic operation took place just 21 kilometers (13 miles) north of the […]
ተመክሮ ህግደፍ ተመክሮ ዓመጽን ክሕደትን’ዩ
www.jeberti.com/a16/article%2026-08-2016.pdf