By Aaron Maasho ADDIS ABABA, Sept 21 (Reuters) – The European Investment Bank is set to lend Ethiopia $200 million to build two industry parks that will employ 30,000 refugees in a move aimed at curbing migration to Europe, the bank said on Wednesday. The Horn of Africa country hosts more than 743,000 refugees and […]
ጸብጻብ ዕለት 8.9.2016 ኣብ በርሊን ዝተኻየደ „ዘተ“ ብጉዳይ ኤርትራ ብፍረወይኒ ሃብተማርያም 10.09.2016
http://gereger.com/data/media/M7n4lRTDe.pdf
ኣብ ስርሒት መዕጥር ሓላፊ ተቐቲሉ፡ ክልተ ቆሲሎም፡ ማኪና ድማ ተቓጺላ
www.erifront.com/operation_meetir_and_results
ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዙላ ዝርከቡ ዜጋታትና፡ብሰንኪ ሕማቕ ኣታሓሕዛ፡ ሞትን ምንጽልላው ሓዯጋ ሞትን የጋጥሞም ኣሎ።
ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዙላ ዝርከቡ ዜጋታትና፡ብሰንኪ ሕማቕ ኣታሓሕዛ፡ ሞትን ምንጽልላው ሓዯጋ ሞትን የጋጥሞም ኣሎ። ካብ ፈቐዶ ከተማታት ሃገርና ብምግፋፍ ታኣሲሮም፡ ካብ ዕለት 13/04/2016 ኣትሒዞም ናብ ቤት ማእሰርቲ ዙላ፡ ዝመጹ ሚኢትን ሓሰርተ ክልተን(112) መንእሰያት ዜጋታትና ፡ብሕማቕን ሰብኣውነት ዝጎዯሎ ኣታሓሕዛን፡ክሳቐዩ ድሕሪ ምጽናሕ፡ንስቓዮም መሊሱ ዘጋድድ፡ ብሰንኪ እኹል ሕክምና ዘይምርካብ፡ናብቲ ቤት ማእሰርቲ ብዝኣተወ ተላባዒ ሕማም ውጽኣት፡ ዝኸበዯ ስቓይን ምንጽልላው […]
ኣማኒኤል ኢያሱ ንምጽላም ካብ ተበገስካ ንመልስኻ ሰምዓዮ፡፡ ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ፡ ብበርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን
www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2016/0709BO6-03AT.pdf
ምእንተ’ቶም ጨካናት ሓራምዝ፡ ዝሓለፉ መሳኪን ኣጓብዝ September 6, 2016
http://http://www.sacttism.com
ኢትዮጵያስ መንግስትን ሕግን ኣሎዋ። ንሕናኸ? ብ ብርሃነ ገብረመድህን
ኢትዮጵያስ መንግስትን ሕግን ኣሎዋ። ንሕናኸ? ብ ብርሃነ ገብረመድህን ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ብዛዕባ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ብመራኸቢ ብዙሓን ውሑድን ብዙሕን ክዝረብ ከምዝቐነየ ኩልና ዝተኸታተልናዮ ጉዳይ ኢዩ። በብዕለቱ ንዘጋጥም ዝነበረ ፍጻሜታት ካብ ምትሕልላፍ ክሳዕ ንባህርያት ናይቲ ሓፈሻዊ ተርእዮ ኣብ ምትንታን በብዓይነቱ መግለጺታት ክቐርብውን ተዓዚብና። ብፍላይ ብዛዕባቲ ጉዳይ ኣፍልጦ ኣለና ዝብሉ ዝተፈላለየ ጥሙሕ ዘለዎም ካብታ ሃገር ወጻኢ ዘለዉ […]
መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ካብ ኣርሜንያ ናይ መጓዓዝያ ነፋሪት ብኽራይ የምጽእ Radio Erena: 06 September 2016
ብሰንኪ ናይ ነፈርቲ ጸገም ተደጋጋሚ ምድንጓየት ከጋጥሞ ዝጸንሐ መንገዲ ኣየር ኤርትራ ካብ ኣርሜንያ ኤየር ባስ ኤ 320 ዝዓይነታ ነፋሪት ብኽራይ የምጽእ ምህላዉ መርበብ ሓበሬታ ኣቭየሽን ኣፍሊጡ። መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ በብእዋኑ ከጋጥሞ ብሰንኪ ዝጸንሐ ክሳራታትን ቴኒካዊ ጸገማት ነፈርትን ተደጋጋሚ እዋን ጠቕሊሉ ስርሑ ደው ከብል ከምዝተገደደ ዝዝከር ኮይኑ፣ ካብ 2014 ንደሓር ከኣ ካብ ኢስት […]
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ -ሕድሪ حيدرى – جبهة الإنقاذ الوطني الإرترية
ቃል ሓዘን ብጻይና ገዲም ተቓላሳይ እስማዒል ሱለማን ኣሕመዲን ኣብ መበል 62 ዕድሚኡ ብዕለት 29 ነሓሰ ኣብ ሃገረ ጀርመን ከተማ ኑርንበርግ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩና። ብጻይ እስማዒል ኣሕመዲን ለዋህ፡ መትከላዊ፡ ውፉይ፡ ዝተዋህቦ ዕማም ብግሉጽነት ኣብ መዕለቢኡ ዘብጽሕን፡ ናይ እንካን ሃባን ተውህቦ ዝነበሮ አዝዩ ፍቱውን ክቡርን ዝነበረ ብጻይ እዩ። አብ ኩሉ ንጥፈታት ውድብ ብሓፈሻ አብቲ ደሞክራስያዊ […]
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT-HIDRI
ብግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ኣብ ከተማ ኡስተርሱንድ ሃገረ ሽወደን ሰፊሕ ህዝባዊ ሰሚናር ተኻይዱ። ብዕለት 27/08/2016 ካብ ሰዓት 12:00 ክሳብ ሰዓት 16:00 ኣብ ኡስተርሱንድ እትበሃል ከተማ ካብ ስቶክሆልም ኣስታት 520 ኪ’ሜተር ሪሒቓ እትርከብ ከተማ ኣገዳሲ ህዝባዊ ሰሚናር ከም ዝተኻየደ ካብ’ቲ ቦታ ዝበጽሓና ሓበሬታ የነጽር። እቲ ህዝባዊ ሰሚናር፡ ሃገራዊ ጉዳያት ኣልዒሉ ካብ ዝዘተየሎም አርእስትታት፡ ሃለዋት […]