http://www.gereger.com/data/media/etNyg2yjl.pdf
8/ መስከረም ድማ ይቕረ ድያ ክትብለልና ዋላስ ይቕረ ክንብለላ
ጸሎትን ቃልስን መስከረም ኣብ ድንግርግር ዝበለ ወጅሂ ተፈታዊት ወርሒ መስከረም ተስፋን ራህዋን ንዝቕጽላ ዓሰርተ ሓደ ኣዋርሕ ኣሃዱ ክትብል ካብ ክራማት ኤርትራ ተቐቢላ ባና ጸዳላ ናብ ገጽ ህዝቢ ኤርትራ ክትገብር ምእንታን ቑራዕ ሓምሊ ወጺኡ፡ ቁራዕ ጠስምን መዓርን ክመልእ፡ ንዳእቲ በረኸት ተቐሚጡ ክኹመር፤ ልዕሊ ኩሉ ድማ ህዝቢ ኤርትራ ናፍቖት ሰላሙን ራህዉኡን ኣብቂዑ፤ ሓቀኛ ዳንነት ዝረኽበሉ እዋን ንኽመጸሉ […]
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI
ኣፈታትሓ ግርጭት መሰረትን መሪሕነትን ኣይመርጽን። ብ ብርሃነ ገብረመድህን ዓለምና ብመሰረቱ መድረኽ ቃልሲ ስለዝኾነት ንፍሉይን ብዙሕ ውረድ ደይብ ዝጠልብን ዕላማ ጥራይ ዘይኮነስ ነታ ዕለታዊ ናብራኻ መሊኽካ ንኽትነብርውን እንተኾነ ዓቕምኻ ብዝፈቕዶ መጠን ዘዋጻኣካ መገዲ መሪጽካ ኢኻ ንናይ ሂወት ብድሆታት ክትሰግሮ እትጽዕር። ውልቃዊ ወይከኣ ስድራቤታዊ ሓላፍነት ስለዘለካ የዐውተኒ ብዝበልካዮ መገዲ ትጓየ። ጸገማት እንተኣጓነፈካ ከኣ ኣማራጺታት ተናዲ። ሓላፊ ስድራቤት […]
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI (ሽላ ጥልመት)
ሽላ ጥልመት ኣደራዕ ባርነት ምልኪ ናይ ባዕዳውያን ኣብ ገዛእ መሬትና ኣብ ዘንጠጠየሉ እዋን መታን ከጥዕምና ምታን ክርህወና ምረት ገድሊ ከምዉሁብ ወሲድካ ገንሽል ፍትሓውነት በረኻ ሰፊርካ ዘምጻእካዮ ሰላም ዝኣወጅካዮ ናጽነት ሽላ መንጢሉና ሽላ ጥልመት ክሕደት፡፡ ከም እዛ!! ኣብ’ቲ ግዜ ሰውራ ተቕቢሉ ሕድሪ ንሩሑ ወፍዩ ዘይኣተወ ’ብጓህሪ ወረ ነትን ዓመታት ናይ’ቲ ጨካናት ዘመን ክሓልፍ’ዩ እንዳበለ ፊት ከምዘይገጠመን […]
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI ሰናይ ክራማት እንዳ ኣሕለፈ ድርቂ ሓጋይ ዝጽበዮ ሕዝቢ ስርዓት ህግደፍ ነቲ ኣጥሚኻ ግዛእ ዝመትከሉ ዓንዳሪ ኣካይድኡ ግሁድ ብምግባር፡ ነዚ ዝቕጽል ዘሎ ጽቡቕ ክራማት ፍረ ንኽርከቦ ንሓረስቶት ሃገርና ኣብ ክንዲ ምትብባዕ እሞ ብኡ ኣቢሉ ብበረኸት ሕርሻ ንህዝብና ዘረጋግእ እቶት ዝኽዕብትን ብኡ መንጽር ድማ ዕዳጋታት ሃገርና ኣብ ምርግጋእ ተርኡ ዝጻወትን፡ ብምኽንያት […]
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI
ኣገዳሲ ሓቤረታ ንደለይቲ ፍትሒ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ ጨንፈር ስዊዘርላንድ ንዕለት 01/10/2016 ብላዕልዋይ ኣመራርሓ ዞና ኤውሮፓ ግሃድኤ – ሕድሪ ዝምራሕ ህሉው ኩነታት ውድብን ሰራዊትን ዝምልከት ሰፊሕ መብሪሂ ክህቡ ስለዝኮኑ፡ ኣብዚ ኩፉት ህዝባዊ ሰሚናር እዚ ኩሉ ጉዱስ ደላይ ፍትሒ ንኽሳተፎ ብክብሪ ንዕድም:: ዝጅምረሉ ሰዓት: 13:00 ድ/ቀ ንገብረሉ ኣድራሻ ኣብ: ሉዘርን Hinter Listrig 1 6020 […]
ኣብ ሓያሎ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝተራእየ ሕማም ሸሮኽ ኣብ ኤርትራ’ውን ንሓያሎ ሰባት የጥቅዕ Radio Erena: 22 September 2016
ኣብ ሓያሎ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝተራእየ ሕማም ሸሮኽ ኣብ ኤርትራ’ውን ንሓያሎ ሰባት ከምዘጥቕዐ ይግለጽ ኣሎ። ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣትሒዙ፣ ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ፣ ዘየቋርጽ ውጽኣት ብምስዓብ ኣካላት ዘድክም ሕማም ዘጥቕዖም ሰባት ናብ ሆስፒታል ከምዝተወስዱን፣ ሰብ ሞያ ሕክምና ከኣ እቲ ሕማም፣ ሸሮኽ ወ ኮሌራ ምዃኑ ከምዝረጋገጹን ዝበጽሓና ሓበሬታ የመለክት። እዚ ብጉድለት ጽሬትን ጥዕንኡ ብዘይተረጋገጸ መግብን […]
“ዝተፈላለዩ ጉጅለታት የመን ኣብ ኤርትራን ዓደንን ሰልጢኖም፣” ጋልፍ ኒውስ Radio Erena: 21 September 2016
ኣብ የመን ኣንጻር ሑቲ ዝዋግኡ ዘለዉ፣ ኣብ ትህጢ መንግስቲ የመን ዝተጠርነፉ ዝተፈላለዩ ጉጅለታት፣ ብሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ዝተመወለ፣ ኣብ ኤርትራን ዓደንን ዝርከብ ወትሃደራዊ መዓስከራት ስልጠናታት ይወስዱ ምህላዎም፣ ካብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዝመሓላለፍ ማዕከን ዜና ጋልፍ ኒውስ ኣረጋጊጹ። እቲ ማዕከን ዜና፣ ንህሉው ኩነታት ናይቲ ኣብ የመን ዝካየድ ዘሎ ውግኣት ኣምልኪቱ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፣ […]
ናይ ኤውሮጳ ሚስጥራውያን ሲቪል ሰሇይቲ ይቐልዑ! ክፍሉ ዛናን ባህልን ስሙር ዯሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ September 22, 2016
http://gereger.com/data/media/XQUAHTGKv.pdf
The Horn of Africa country hosts more than 743,000 refugees and asylum seekers from neighbouring countries
By Aaron Maasho ADDIS ABABA, Sept 21 (Reuters) – The European Investment Bank is set to lend Ethiopia $200 million to build two industry parks that will employ 30,000 refugees in a move aimed at curbing migration to Europe, the bank said on Wednesday. The Horn of Africa country hosts more than 743,000 refugees and […]