ኣብ ሞንጎ ህዝብና ዘይምትእምማን ክነግስ ካብዝገብሩ ጉዳያት ቀንዲ፡ ኩለን መሓውራት ጸጥታ ካብ ዝነኣሰ ክሳብ ዝዓበየ ዘካይድዎ ስውር ናይ ሓበሬታ ምእካብ መስርሕን ውዳቤታትን እዩ፡፡ እቶም ካልኦት ሚስጢራዊ መገድታት ሓዲግና ንሎሚ ብዛዕባ ተፍትሽ መንበሪ ገዛን ቤ/ጽሕፈትን ዝምልከት ገለ ክብለኩም፡፡ ስውር ተፍትሽ መንበሪ ገዛውትን ቤት ጽሕፈታትን መብዛሕትኡ እዋን ብጸላም ጽሞዋን ዝካየድ ኮይኑ ኩሎም ኣካላት ጸጥታ ማለት ወኪል […]
ሰላማዊ ሰልፊ ብደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ንደገፍ ንመርማሪት ኮሚሽን መሰል ሰብኣዊ መሰላት ኣብ አርትራ
ሰላማዊ ሰልፊ ብደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ንደገፍ ንመርማሪት ኮሚሽን መሰል ሰብኣዊ መሰላት ኣብ አርትራ ኣብ ቅድሚ ህንጻ ሕቡርታት መንግስታት ዓለም፡ ኣብ ከተማ ኒው ዮርክ እዩ። 27 ጥቅምቲ 2016 29 መስከረም 2016 መግለጺ፡ ንኣብ ስደት ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ ብኣሰናዳዊ ሽማግለ ሰላማዊ ሰልፊ ናይ ኒው ዮርክ ዝወጸ መግለጺ። ኣሰናዳዊ ሽማግለ ሰላማዊ ሰልፊ ኒው ዮርክ፡ ብልዕሊ 30 ከተማታት ናይ ሰምየን […]
Routinely ‘written off,’ Eritrea is rebounding and keen to achieve Global Goals, Minister tells UN
26 September 2016 – Telling the United Nations General Assembly that over the 25 years of Eritrea’s independence it has faced a “concerted onslaught” of difficulties – incessant hostility, occupation, and sanctions – the country’s Foreign Minister today said that resilient Eritrea and Eritreans, at home and abroad, were nevertheless able to fend […]
ምእንተ’ቶም ጨካናት ሓራምዝ፡ ዝሓለፉ መሳኪን ኣጓብዝ (ነጋዶ ፍቐረን ሳምሶንን) 5ይ ክፋል
ክቡራት ተኸታተልቲ! ድሕሪ ማህረምቲ ኮሎኔል ስምኦን ገብረድንግል ናብ ኩሎም አካላት መንግስትን ግንባርን ብዝወረደ ህጹጽ መምርሒ፡ ብጥቆማ ኣማሓዳሪ ን/ዞባ ዓረዛ መሓመድ ሓምድን ኣዛዚ ክ/ሰ 31 ኮ/ል ክብሮም ዳኘው (ወዲ ኣቸቶ)ን ኣብ ደብሪ ኣብነ መርቆርዩስ ከም ዝተረኸበ፡ ድሕሪ ገለ ናይ ተኹሲ ምልውዋጥ ነጋዳይ ሳምሶን ገረዝጊሄር (ወዲ ቀሺ) ብዕለት 19.10.2007 ካብ ኣባላት ክ/ሰ 31 ብዝተተኮሰ ጥይት ኣብ […]
ህጹጽ፡ ህዝባዊ ጻዋዒት፡ እዚ ዝስዕብ ህዝባዊ ጸዋዒት፡ ነቲ ኣብ ኒው-ዮርክ፡ ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ንኣብ ሙሉእ ዓለም፡ ብፍላይ ድማ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዝነብሩ ደለይቲ ለውጢ ኤርትራውያን፡ ንምዝኽኻር እዩ
መግለጺ ሓዘን ሓውናን ብጻይናን ዝዀነ ዑስማን ኣሕመድ ኣባል ምምሕዳር ናይ ኤርትራ ማሕበር ኣካለ ጽጉማን መደበር ከሰላ ሎሚ ዕለት 26-09-2016 ዓ.ም. ብሕማም ምኽንያት ካብዛ ዓለም ብሞት ስለ ዝተፈልየና መሪር ሓዘን እስምዓና።
http://gereger.com/data/media/XKstKnAKy.pdf
ንነገራት ኣጋኒንካ ምቕራብ ንሓቂ ክልውጥ ኣይክእልን።
መገዲ ሓቂ ምስትኽተል ኣብ ምድሪ የኽብረካ ኣብ ሰማይ ከኣ የጽድቐካ። እቲ ምንታይ ኣብ እትገብሮን እትዛረቦን ነገራት ንኻልኦት ብዘይግቡእ ከተኽፍእን ከተጸብቕን ዘይኮነስ ብፈሪሃ እግዚኣብሄር ተመሪሕካ ብቕንዕናን ብንጽህናን ከተከናውኖ ከምዝግባኣካ ፈሊጥካ ስለእትጓዓዝ ኢዩ። ኣብ ልዕሌኻ ክፍጸም ዘይትደልዮ ነገር ኣብ ልዕሊ ካልኦት ንኸይትፍጽሞ ብርቱዕ ጥንቃቐ ስለትገብርውን’ዩ። እዚ ግና ኩሉ ዝዕደሎ ጸጋ ስለዘይኮነ ኣብዛ ንኹሉ ነገራት ጸይራ እትነብር ዓለም […]
We were forced to work for Western-run mine, say migrants who fled Eritrea Bemnet Negash
www.yahoo.com/news/were-forced-western-run-mine-migrants-fled-eritrea-111338460–finance.html
ሕዝቢ ተዋሕዶ: ኣቦኹም ፓትርያርክ እንጦንዮስ ኣበይ ኣለዉ?
ኣብ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ፥ ኣቦ ኩሉ ክኾኑ፥ ነታ መንበር ቅዱስ ማርቆስ ሓዋርያ መተካእታ ክኾኑ፥ ብመሪሕነት መንፈስ ቅዱስ ተመሪጾም “ይግብኦ” ኢልኩም ጸሊኹምዝመረጽክምዎም ኣቦኹም ፓትርያርክ እንጦንዮስ ኣበይ ኣለዉ? ይትረፍ ክንድእም ዝኾኑ ቅዱስ ኣቦ ኩልና ኣጥፊእካ፥ ሓንቲ በጊዕ ጠፊኣቶ ዘይደሊ ሰብ የለን። እሞ ደኣ እዚ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት፡ ኣቦ ነቶም ዝወለድዎም ደቆም በዲለ እየ እሞ ይቕረበሉለይ […]
September 23, 2016 (KHARTOUM) – Sudan’s Federal Ministry of Health on Friday announced that Blue Nile State is free of watery diarrhea after dozens of people died of the disease in the state.
ኣብ ኤርትራ’ውን እቲ ሕማም ሓያሎ ሰባት የጥቕዕ ምህላዉ ሰብ ሞያ ጥዕና እኳ እንተረጋገጹ፣ ሚኒስትሪ ጥዕና ግና ዝኾነ መግለጺ ይኹን ህዝቢ ክጥንቐቐሉ ብዛኦባ ዝግባእ መብርሂታት ኣይሃበሉን። ሕማም፣ ሸሮኽ ወ ኮሌራ ምዃኑ (radio erena) A child receives an oral cholera vaccine dose in the South Sudan capital, Juba (Medair Photo) According to the Under-secretary of the […]