More than 120 bodies washed ashore near Libyan city

Scores of bodies of people who drowned trying to cross the Mediterranean were found around Sabratha city in July.     More than 120 bodies of people who died trying to cross the Mediterranean to Europe washed up around Sabratha city in western Libya in July, the city’s mayor said. Hussein Thwadi said on Sunday […]

Types of Slavery in Africa

  Whether slavery existed within sub-Saharan African societies before the arrival of Europeans is a hotly contested point between Afrocentric and Eurocentric academics. What is certain is that Africans were subjected to several forms of slavery over the centuries, including chattel slavery under both the Muslims with the trans-Saharan slave trade, and Europeans through thetrans-Atlantic […]

ናይ መርድእ ምልክታ፡ ኣብ ጐደና ዝልጥፍ፣ 5000 ናቕፋ ክቕጻዕ ተወሲኑ

  ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ.  ኣብ ዕለት 19 ሓምለ 2016 ንጻዕቂ መርድእ ኣብ ኤርትራ ብዝምልከት ኣኼባ ኣካይዱ። ትሕዝቶ ናይቲ ኣኼባ ዝዓበየ ክፋሉ እዚ ህዝቢ ሓዘን ተረኺቡ እናተባህለ ካብ ናብ ዝንቀሳቐሶ ዘሎ ንምዕጋት እንታይ ይገበር ኣብ ዝብል ዛዕባ ነበረ። በዚ መሰረት ናይ መርድእ ምልክታ ኣብ ናይ ምልክታ ሰሌዳታት ይኹን ጐደናታት ንኸይልጠፍ ዝእግድ መምርሒ ሰነድ ቊጽሪ 56 ኣዋጅ ኣመሓላሊፉ […]

ዝተመስረሔ ትምዩን ታሪኽ!!

    ዳርጋ 80% ታሪኽ ሻዕብያ፡ ኣብ ባይታ ብግብሪ ዝተፈጸመ ዘይኰነስ፡ ብተልመዴን ደረስቲ ዝተቐናበረ ፈጠራ’ዩ። ብዛዕባ’ዚ፡ ኣፍና ደም ክሳብ ዝወጽእ ሓቢርና’ና። እቶም ፈሊጦም ዝደቀሱ እሞ፡ ሓርማዝ ክትንቕንቘም’ውን ተስፋ ዘይብሎም ክንሰግሮም። ዝበዝሕ ኤርትራዊ፡ ብፍላይ “ወለዶ ናይ ሕማመይ” ግን ተረዲእዎ-ሲ፤ ድሮ “ቡል-ሺት!” ኢሉ ዓዲ ይገድፈሎም ኣሎ። ከም መቐጸልታ፡ ናይቲ ብዙሕ ግዜ እነቕርቦ ቀሊል ዝመስል ጭብጥታት፡ ነዛ ቀሪባ […]

እዚ ጽሑፍ ብሳክቲዝም ናይ ጥፍኣት ስነ ሓሳብ ዝተጻሕፈን ዝተዘርገሓን ካብብቲ ብዙሕ ስዉር ሚስጢራት ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ኢዩ።by,Micheal Embaye

    ነዚ ሓቀኛን ሚስጢራውን ጽሑፍ ናብ ኩሉ ክበጽሕን ህዝቢ ክፈልጦን ሼር ምግባር ሓላፍነት ኩልና ኢዩ። ሳክቲዝም ንቕትለት ሳምሶም ወዲ ቀሽን ፍቕረን ከመይ ከመይ ነበረ ኣብ ቀረባ ግዜ ነቲ ሓደገኛ ሚስጢር ናብ ህዝቢ ክዝርግሖ ምኻኑ ሓቢሩ ኣሎ። እዚ ጽሑፍ ብሳክቲዝም ናይ ጥፍኣት ስነ ሓሳብ ዝተጻሕፈን ዝተዘርገሓን ካብብቲ ብዙሕ ስዉር ሚስጢራት ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ኢዩ። ብሳክትዚም […]

ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ካብ ዘለና ድኻማት ወጺእና፡ ጸላኢና ኣሊና ህዝብን ሃገርን ከነድሕን፡ ክፉት መድረኻት ፈጢርና ጸገማትና ክንፈትሕን ዓቕሚና ኣላፊና ክንሰርሕ ከም ዝግባእ ተሓቢሩ።

ኣንጻር መላኺ ስርዓት ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ቃልሲ እንርከብ ሓይልታት፡ ሓሊኹ ዝሕዘና ዘሎ ውሽጣዊ ጸገማት ፈቲሕና ህዝብና ካባና ዝጸበዮ መልሲ ክህንብ መታን ክንበቅዕ፡ ክፉት መድረኻት ፈጢርና ክንዛተ፡ ተመሳሳሊ ዕላማታት ዘለና ኣብ ሓደ ክንመጽእ፡ እቶም ፍልልይ ዘለና ከኣ፡ ፍልልይና ብደሞክራስያዊ ኣገባብ ኣመሓዲርና ዓቕሚታትና ኣላፊና፡ ሓቢርናን ተኸባቢርናን ክንቃለስ ይግባእ ክብል፡ ደሞክራስያውያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ) ናብ መስራቲ ጉባኤ […]