People-smuggling ‘kingpin’ Mered Medhanie extradited to Italy 9 hours ago From the section Europe

An Eritrean man believed to be at the heart of the operation to smuggle migrants from Africa to Europe has been extradited to Italy, prosecutors say. Mered Medhanie, known as The General, was held in Sudan in May and was flown to Rome on Tuesday. Britain’s National Crime Agency said he is thought to have […]

ክልንተን ኣብ ደሞክራት ፓርቲ ተወዳዲራ ሎሚ ሕጽይቲ ኮይና ተመራጻ 6/7/2016

ንመጀመርታ ጊዝየ ኣብ ኣመሪካ ኣብ ናይ ደሞክራሲ ፓርቲ ተወዳዲራ ምስ ረፓብሊካን ንፕረሲደንት ህጽይቲ ኮይና ዝተመረጸት ተባዕ ጓል ኣንስተይቲ ኣብ ግብሪ ዘመስከረት ሄለሪ ራድነም ክልንተን ኢያ።ናይ ደቂ ኣንስትዮ ማዕርነት ከኽበር ኣለዎ ኢላ ንውጹዐት ኣሐትና ኣብ ሙሉእ ዓለም ዝርከባ አቲ ዘላዓለ ኣስተዋእጽኦ ኣበርኪታ ኢያ. Clinton Calls Nomination Historic Moment For Nomnee!!!  

ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT- HIDRI

 ድሃይ ጀነራላትን ሞኮነናትን ህግደፍ ኣብ እዚ ቅነ ብ/ ጀ ሃብቱ ተኽለሚካኤል (ሲንስ ብዝብል ሳጓ ዝፍለጥ) ከምኡ’ውን ኣዛዚ ክፍለ ሰራዊት 32ን ዝኾነ ወዲ ቁማርጂ (ቅጫ ) ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ስርዓት ህግደፍ ኣትዮም ምህላዎም ምንጭታት ግሃድኤ-ሕድሪ ካብ ኤርትራ ይሕብሩ ኣለዉ፡፡ ምንጭታት ግሃድኤ-ሕድሪ ይሕብርዎ ከም ዘለዉ ብ/ጀ ሲንሰ መኮነን ጎስጓስን ሓበሬታን ምክልኻል ብምዃን ምስ እቲ ቅድሚ ክልተ ዓምት […]

ልኡኽ መንግስቲ ነርወይ ብዛዕባ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላትን ዋሕዚ ስደተኛታትን ንምዝርራብ ኣስመራ ኣትዩ Radio Erena: 01 June 2016

  ከም መቀጸልታ ናይቲ ሃገራት ኤውሮጳ ብዛዕባ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላትን ዋሕዚ ስደተኛታትን ብዝምልከት ምስ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ንምዝርራብ ወኪላተን ናብ ኣስመራ ዝልኣካ ዘለዋ፣ ወኪል ነርወይ’ውን ኣብ ኣስመራ ዑደት የካይድ ኣሎ። እቲ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ነርወይ ዝተመርሐ ልኡኽ ነርወይ፣ ብዛዕባ’ቲ ንነርወይ ሓደ ካብ ዓበይቲ ጉዳያት ኮይኑዋ ዘሎ ዋሕዚ ስደተኛታት ኤርትራን ንምግታኡ ዘሎ ተኽእሎታትን ንምዝርራብ’ዩ ብ31 […]

ፕረዚደንት ኢሳይያስን ሰበ ስልጣናቱን ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ይፍጽሙ ምህላዎም ወይ ከኣ ዘይምህላዎም ዘረጋግጽ ጸብጻብ ኣብ 21 ሰነ ክቀርብ’ዩ Radio Erena: 31 May 2016

  ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝርከቦም ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ፣ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ይፍጽሙ ምህላዎም ወይ ከኣ ዘይምህላዎም ዘረጋግጽ መርትዖ ክትእክብ ዝጸንሐት መርማሪት ኮሚሽን፣ ድሕሪ 21 መዓልታት ጸብጻባ ናብ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጄኔቫ ከተቕርብ’ያ። እዛ ኮሚሽን ቅድሚ’ቲ ናብ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት እተቕርቦ ወግዓዊ ጸብጻብ፣ ሰነዳታ ኣብ 10 ሰነ ንህዝቢ ክትፍኑ ምዃና’ውን ይግለጽ ኣሎ። […]

መንግስቲ ሱዳን ግፋ ስደተኛታት ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን ኣሽሓት ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ከኣ ናብ ሊብያ ንምስጋር ይሸባሸቡ Radio Erena: 01 June 2016

  መንግስቲ ሱዳን ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ናይ ምግፋፍ መስርሕ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ኣሽሓት ስደተኛታት ናብ ሊብያ ንምስጋር ይዳለዉ ምህላዎም ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ሱዳን ሓቢሮም። መንግስቲ ሱዳን ኣብዚ ንኣስታት ክልተ ወርሒ ዘካየዶ ግፋ መብዛሕቶም ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም ልዕሊ 1200 ስደተኛታት ቀይዱ ምህላዉ’ውን እቶም ምንጭታት ጠቒሶም።   ኣብዚ መንግስቲ ሱዳን ዘካይዶ ዘሎ “ናብ ሊብያ ንምስጋር […]

A symbol of the migrant crisis you can’t ignore Emanuella Grinberg-Profile-Image1 By Emanuella Grinberg, CNN Updated 0245 GMT (1045 HKT) June 1, 2016

(CNN)The baby’s lifeless body is cradled in the arms of a German rescue volunteer. Little is known about the child pulled from the sea in a diaper: not its age, its gender or its parents. All that’s known is how the child died, according to the humanitarian organization that captured the image: Drowning in the […]

The Latest: Detained Migrants in Hungary Protest Conditions By THE ASSOCIATED PRESS BERLIN — Jun 1, 2016, 11:42 AM ET

  The Latest on Europe’s migration crisis (all times local): Police in Hungary say hundreds of migrants at a closed reception center in the southern city of Kiskunhalas are protesting conditions at the site and the slow bureaucracy dealing with their cases, but no violence has been reported. Police spokesman Zoltan Hurkecz said Wednesday that […]

UN Renews South Sudan Sanctions By THE ASSOCIATED PRESS UNITED NATIONS — May 31, 2016, 11:40 AM ET

    The U.N. Security Council has voted to renew sanctions on a number of individuals allegedly obstructing a peace agreement in South Sudan, where tens of thousands of people have been killed and millions displaced by over two years of fighting between the government and rebels. The resolution, approved Tuesday, extends sanctions for a […]