united we stand ስለምንታይ ናብቲ ኣብ ዕለተ ሓሙስ 23 ሰነ 2016 ኣብ ጀነቫ ዝግበር ሰለማዊ ሰልፊ ንመጽእ? ነታ ኣብ ኤርትራ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት እተጻሪ ኮምሽን ናይ ውድብ ሕብራት ሃገራት ደገፍና ሕብረትናን ንምርኣይ። 1. ኮምሽን ምጽራይ ናይ ውዱብ ሕብራት ሃገራት ኣብ ኤርትራ፡ ዕለት 23 ሰነ 2016 ንኻልይ ግዜኣ ጽሑፍ ጸብጻብ ናብ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ […]
መንግስቲ ሱዳን ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ መንግስቲ ኤርትራ ኣረኪቡ Radio Erena: 26 May 2016
መንግስቲ ሱዳን ናብ ሊብያ ንምስጋር እናተጓዓዙ ሒዘዮም ንዝበሎም ልዕሊ 400 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብዚ ሰሙን እዚ ናብ ኤርትራ ከምዝመለሶም ላዕለዋይ ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ካብታ ሃገር ኣረጋጊጹ። እቶም ድሮ መንግስቲ ኤርትራ ተረኪብዎም ዘሎ ኣምኢት ስደተኛታት ኣብይ ቦታ ተታሒዞም ከምዘለውይ ዛጊት ኣይተፈልጠን። እቲ ውድብ ኣብ መርበብ ሓበሬትኡ ብዘስፈሮ ጸብጻብ መሰረት፣ መንግስቲ ሱዳን ብዘይካ’ቶም ናብ ኤርትራ ዝመለሶም ኣማኢት […]
መንግስቲ ሱዳን ግፋ ኤርትራውያን ብዝልዓለ መልክዑ ይቕጽሎ ኣሎ Radio Erena: 27 May 2016
መንግስቲ ሱዳን ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ኤርትራ ጀሚርዎ ዘሎ ግፋ ብዝልዓለ መልክዑ ይቕጽሎ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ፖሊስን ሓይልታት ጸጥታን መንግስቲ፣ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ዝርከብሉ ከባቢታት ገዛ ገዛ እናኣተዉ ከይተረፈ ተፍትሽ የካይዱ ምህላዎም እቶም ምንጭታት ብተወሳኺ ኣፍሊጦም። ፖሊስ ሱዳን ነዚ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ኤርትራ ተኣዊጁ ዘሎ ግፋ እናተጠቕሙ፣ ካብ ስደተኛታት ብግቦን ካልእ ምኽንያታትን […]
ታሪኽ ይድገም ኣሎ !!! ንጠንቀቕ !!ወደባት ኤርትራ ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፈሊፖ) ሚላኖ ኢጣልያ ዕለት 25-05-2016 ትሕዝቶ ናይ ኤርትራ ሰሙናዊ ጋዜጣ ብዕለት 3/8/1944 ዝተርገሔት
www.gereger.com/data/media/njB50Fijf.pdf
መጸዋዕታ ንጉባኤ ኤሃባዲለ ጨንፈር ፍራንክፈርትን ከባቢን
ንቀዳም ዕለት 11.06.2016 ጉባኤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ጨንፈር ፍራንክፈርትን ከባቢን ኣብ ሳልባው ኒድ (ታሕቲ ተጻሒፉ ዘሎ ሙሉእ ኣድራሻ) ንሰዓት ክልተ ድሕሪ ቀትሪ (14:00 Uhr) ተመዲቡ ስለዘሎ ኩሉኹም ኣባላት ብተገዳስነትን ብሰዓቱን ክትሳተፍ ንዕድም። SAALBAU Nied Heinrich-Stahl-Straße 3 65934 Frankfurt am Main ብድሓን ምጹ ሽማግለ ጨንፈር ፍራንክፈርትን ከባቢን
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI ጀጋኑ ተጋደልቲ ሰፈዊት ሕድሪ ንግንቦት 24 ብመዋዕታንፍትሓዊቃልሲዘኪፋጹዋዊዒሎጹ
ጀጋኑ ተጋደልቲ ሰፈዊት ሕድሪ ብጹኽንያት ስፊዓት ደፊጊ ጹሉእ ብሙሉእ ካብሃገፊናኤፊትፈዝተሳዕረሉዕለትንብኣንሩ ከኣ ኤፊትፈ ሃገፊና ካብ ባዕዳዊ ገዛኢ ናብ ዲቕ ዝበለ ገባቲ ስፊዓት ክትሰጋገፊ ሀ ኢላ መቑሪ ዕለት ንዝኾነት ግንቦት 24 1991 ንጹዝካፈ ፍረ ንሓፊነት ጢዝቢ ኤፊትፈ ንጹብፊካት ኣብ ኣዝዩ ጽዑቕን ሰሕን ሓፊነታዊ ጹንቅስቓስ ቀንዮጹ ጀጋኑ ተጋደልቲ ሰፈዊት ሕድሪ ንኹሉ ጹንቅስቓስን ፕበድበድን ስፊዓት ጢግደፍ ብጹኽንት መበል 25 […]
ብሰላም ዕረፍ (ብተጋዳላይ ሰንሰሎማይ)
ብሰላም ዕረፍ (ብተጋዳላይ ሰንሰሎማይ ) ኣብ እዚ ውረድ ደይብ መሳልልሓርነት ናይ ገድልና ርኻብ ገሊኡስተጸውዩዘይውዳእ እንሕተቶ ዋጋእንኸፍሎሞባእ ትልሚተተሊሙ ስትራተጂ ወጺኡ ሮዶ ተጨዲዱ ናብ ዕንቊ ተሰኲዑ ክሰለም ኣብ ምንጻፍ ፍትሒ ንዚሮሰዓትክንጽበክንርኢ ኣፍናብኹፉቱ ባህግናብህንጥዩ ተግባሪ ብዓንዳ ርእሱ ደሙ እንዳዛረየ ዘከረ ሰማእታት ጠሊቡ ንፍትሒንበሩ ንሕልና ዕጠቑ ኢሉ! ካብ ደመ–ነብሲ ተሸሪቡ ምስርኣና! ንዘይ ምድባዩ እንዳተማታእና ነዛ ሕቑፊ እትኾኖ ናይ ኩላትና […]
Global Initiative to Empower Eritrean Grassroots’ Movement (GIEEGM) May 23, 2016
Dear Fellow Eritreans in the Diaspora Tomorrow is our country’s 25th independence anniversary. The independence of our country was achieved at the terrible cost of hundreds of thousands of its sons and daughters who have been martyred and maimed. Unfortunately, all the sacrifices made have failed to realize the dream of a better life […]
المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية الاريترية
ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ግንቦት 23, 2016
ህጹጽ ጻውዒት ንኹሎም ኣብ መላእ ኵርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን ክቡራት ኣብ ውጻኢ ሃገራት ትነብሩ ኤርትራውያን ሃገርና ኤርትራ ጽባሕ መዓልቲ መበል 25 ዓመት ናጽነታ ከተብዕል እያ። ናጽነት ሃገርና ዋላ`ኳ ብኸቢድ መስዋእቲ ኣማኢት ኣሽሓት ክቡራት ደቃ ዝተረኽበ እንተኾነ፡ ሕማቕ ኣጋጣሚ ኮይኑ ግና ኩሉ ዝተኸፍለ መስዋእቲ ንህዝቢ ኤርትራ ናይ ዝሓሸ ህይወት ሕልሙ ከግህደሉ ኣይከኣለን። በዚ ኣብ ሃገርና […]