http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2016/1505GT6-03AT.pdf
ንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ፈጻሚ ኣካል جبهة اإلنقاذ الوطني اإلرترية الهيئة التنفيذية
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT ቃል መሪር ሓዘን زسالة تعصية ወ/ሮ ፋጥማ መሓመድ ኑረዲን ወላዲቱ ንተጋዳላይ መሓመድ ስዒድ ኢድሪስ መፍለስ፣ ብሓሙስ ዕለት 12 ግንቦት 2016 ኣብ’ታ ዝነብረላ ሃገር ሱዳን፣ ብሞት ካብ’ዛ ዓለም ተፈሊየናና። ብስም ኩሎም ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብሞት ክብርቲ ኣዲና ወ/ሮ ፋጥማ ዝተሰማዓና መሪር ሓዘን ብምግላጽ፣ ንብጻይ መሓመድ ስዒድ መፍለስን ንብምሉኣት […]
No improvement to human rights in Eritrea – Swiss
Swiss authorities, who were on a fact-finding mission to Eritrea, have said that the human rights situation in the country has not improved.A statement released in Addis Ababa on Monday quoted the Swiss authorities as saying that although there had been promises by Asmara that Eritrea would lower its required military service to a […]
ሰራሓተኛታት፡ ፍርያት ዕዮን መሰላትን ኣብ ናይ እዋና ኤርትራ፡-
www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2016/1405SAG6-01AT.pdf
ዕድመ ናብ ሕዝባዊ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ሊድስ ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን፡ ኣብ ከተማ ሊድስን ከባቢኣን እትነብሩ ኤርትራውያን ደቂ ሃገርና፡
ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ኣብ ከተማ ሊድስ ንዕለት 21 ግንበት 2016 ካብ ሰዓት 1:30 ድ.ቀ ክሳብ ሰዓት 5:00 ድ.ቀ ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ኣብዚ ኣኼባዚ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሕዝብናን ሃገርናን ክንዝቲን፥ ጸገማትና ክንፈትሓሉ ዘኽእል እማመ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ክንማኻኸረሉን ኢና። ቅድሚ ሕጂ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማት ኬድና ሕዝባዊ ኣኼባታት […]
ንጉስ ሓላው ዜጋ፡ ኣሞራ ሓላው ስጋ 12.05.16፡ ኣቦይ ሃብተማርያም ኣብራሃ።
www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2016/1305G6-03AT.pdf
ዲሞክራሳዊ ማሕበር መንእሰይ ኤርትራ ጨንፈር ጀርመን
ዲሞክራሳዊ ማሕበር መንእሰይ ኤርትራ ጨንፈር ጀርመን Eritreische Demokratische Jugendunion e.V. in Deutschland ኣገዳሲ ሓበሬታ ንደለይቲ ፍትሒ ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ኣብ መርበብ ሓበሬታ www.meskerem.net ብምኽንያት 25 ቡሩራዊ በዓል ናጽነት ኣብ ከለን/ ጀርመን :” ብሰሚናርን ምሽታዊ ሙዚቃን ወጋሕ ትበል ለይቲ ተዳልዩ ዘሎ መደብ : ብስም ጨንፈር ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራን: ጨንፈር ግንባር ሃገረዊ ድሕነት ኤርትራ […]
ዓንዲ ማእከል፡ መጻኢት ደሞክራስያዊት ኤሪትራ፡ ናይ ምጽሓፍ ኮነ ናይ ምዝራብ፡ መሰል ውልቀሰብ ምኽባር ኢዩ።
ናይ ቍጠባን ሰላምን ሰረት፡ ናይ ውልቀሰብ መሰል ምሕላው ስለዝኾነ፡ ብዘይ ቅድመኩነት ክኽበር ይግባእ። ኣብ ዘለናዮ ግዜ ኣዚዩ ብዙሕ ኣህዛብ ሕብረተሰብ ዓለም ኣብውግእን ስደትን ይርከብ። ጠንቂ ናይዚ ኵሉ ጸበባ፡ ሽሕኳ ብዙሕ ረቛሒታት ክህሉ እንተተኻእለ፡ እቲ ዋናን፡ዓቢይ ጊደ ዘለዎ ግን፡ ብስሱዓት ርጉማት መራሕቲ፡ ስልጣኖም ንምብሓት ኢሎም፡ ኣብልዕሊ ሰባት ዝገብርዎ ዓፈና መሰል ደቂ ሰባት ኢዩ። እዘን ኵለን […]
Eritrea, a small nation on the Horn of Africa, is one of the most isolated countries in the world.
It’s very rare for Western journalists to go to Eritrea. FRANCE 24 has just spent a week there. Although often accompanied by government “minders”, our reporters tried to find out why thousands of Eritreans flee their country every month, despite there being neither war nor famine. Along with Syria and Afghanistan, Eritrea is one […]
ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ መንእሰያት ናብ ኤርትራ ክዛወሩ ይዕደሙ፣ ኣብ ኤርትራ ዝነብሩ መንእሰያት ከኣ ናብ ታዕሊም ክወርዱ ይጽውዑ Radio Erena: 13 May 2015
ምምሕዳራት ከተማ ኣስመራ፣ ናብ ታዕሊም ዘይወረዱ መንእሰያት፣ ኣብ ዝሓጸረ ናብ ክብገሱ ጻውዒት የቕርባ ምህላወን ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ምምሕዳር ዕዳጋ ሓሙስ ብ10 ዝለጠፎ መጸዋዕታ ከም ኣብነት ስኢሎም ዝሰደዱ እቶም ምንጭታት፣ ኩሎም’ቶም ንታዕሊም ዘይወረዱ ደቂንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን መንእሰያት ናብ ናይ ታዕሊም ቦታ ንኽብገሱ ንቀዳም 28 ግንቦት ንግሆ ሰዓት 6፣00 ኣብ ቀጽሪ’ቲ ምምሕዳር ክርከቡ የመልክት። […]