ናይ ቍጠባን ሰላምን ሰረት፡ ናይ ውልቀሰብ መሰል ምሕላው ስለዝኾነ፡ ብዘይ ቅድመኩነት ክኽበር ይግባእ። ኣብ ዘለናዮ ግዜ ኣዚዩ ብዙሕ ኣህዛብ ሕብረተሰብ ዓለም ኣብውግእን ስደትን ይርከብ። ጠንቂ ናይዚ ኵሉ ጸበባ፡ ሽሕኳ ብዙሕ ረቛሒታት ክህሉ እንተተኻእለ፡ እቲ ዋናን፡ዓቢይ ጊደ ዘለዎ ግን፡ ብስሱዓት ርጉማት መራሕቲ፡ ስልጣኖም ንምብሓት ኢሎም፡ ኣብልዕሊ ሰባት ዝገብርዎ ዓፈና መሰል ደቂ ሰባት ኢዩ። እዘን ኵለን […]
Eritrea, a small nation on the Horn of Africa, is one of the most isolated countries in the world.
It’s very rare for Western journalists to go to Eritrea. FRANCE 24 has just spent a week there. Although often accompanied by government “minders”, our reporters tried to find out why thousands of Eritreans flee their country every month, despite there being neither war nor famine. Along with Syria and Afghanistan, Eritrea is one […]
ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ መንእሰያት ናብ ኤርትራ ክዛወሩ ይዕደሙ፣ ኣብ ኤርትራ ዝነብሩ መንእሰያት ከኣ ናብ ታዕሊም ክወርዱ ይጽውዑ Radio Erena: 13 May 2015
ምምሕዳራት ከተማ ኣስመራ፣ ናብ ታዕሊም ዘይወረዱ መንእሰያት፣ ኣብ ዝሓጸረ ናብ ክብገሱ ጻውዒት የቕርባ ምህላወን ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ምምሕዳር ዕዳጋ ሓሙስ ብ10 ዝለጠፎ መጸዋዕታ ከም ኣብነት ስኢሎም ዝሰደዱ እቶም ምንጭታት፣ ኩሎም’ቶም ንታዕሊም ዘይወረዱ ደቂንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን መንእሰያት ናብ ናይ ታዕሊም ቦታ ንኽብገሱ ንቀዳም 28 ግንቦት ንግሆ ሰዓት 6፣00 ኣብ ቀጽሪ’ቲ ምምሕዳር ክርከቡ የመልክት። […]
አድመ ፡ ንሰፊሕ ህዝባዊ – ዘተ
ከም ኤርትራውያን መጠን፡ ህዝብናን ሃገርናን፡ ኣብ ኣዝዩ ጽንኩርን፡ ተሪርን እዋን፡ ከም እንርከብ፡ ንኩልና ብሩህ ጥራሕ ዘይኮነ፡ ኣዝዩ ኣሻቓሊ ውን’ዩ ። ኩነታትና ካባና ሓሊፉ፡ ንዓለም ውን ኣታሓሳሳቢ ኮይኑ’ሎ። ሃገርና ምስላ ተደዊኑ ባዲማ፡ ህዝብና ውላዱ ስኢኑ ዘኽቲሙ፡ መንእሰያትና ተስፋ ቆሪጾም፡ እግሮም ናብ ዝመርሖም ተበታቲኖም፡ ኣብ ድያስፖራ እንነብር፡ ደለይቲ ፍትሒን ለውጥን ውን፡ ሓቢርና ዓቕምታትና ኣወሃሂድና፡ክንምክት ስለ […]
ታሪኻዊ መጸዋዕታ ንታሪኻዊ ዘተ
Svensk-eritreansk Samarbetsorganisation För demokratiutveckling
መጠንቀቅታ ንኹሉ ብምኽንያ ት ፖለቲካዊ ሽግር ኤርትራ ፍቓድ ዝወሰደ ብፍላይ ከኣ ንሓተትቲ ዑቁባ ስደተኛታት ኤርትራውያን ኣብ ሃገረ ሽወደን ደገፍትን ወከልትን ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ፡ ብምኽንያት መበል 25 ናጽነት ሃገረ ኤርትራ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ኣብ ሶልና ሃለን ቀዳም ዕለት 14 ግንቦት 2016 ካብ ሰዓት12.00 ክሳብ ወጋሕታ ኣብ ዝግበር ዳንኬራ ፡ ንዝኸዱ ሓተቲ ዑቁባ ስደተኛታት፣ ካብዚ ስርዓት ነፍሶም […]
የኤርትራ መንግስት አሰልጥኖ የላካቸው የሽብር ተላላኪዎች በቁጥጥር ስር ዋሉ አዲስ አበባ፣ ግንቦት 3፣ 2008 (ኤፍ.ቢ.ሲ)
የኤርትራ መንግስት አሰልጥኖ የላካቸው የሽብር ተላላኪዎች በቁጥጥር ስር ዋሉ። የብሄራዊ መረጃና ደህንነት አገልግሎትና የፌዴራል ፖሊስ የፀረ ሽብር የጋራ ግብረ ሃይል ለፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት በላኩት መግለጫ፥ እነዚህ የሽብር ተላላኪዎች ኤርትራ ውስጥ በሻዕቢያ የሽብር ስልጠና ሲሰጣቸው የቆዩ መሆናቸውን ገልፀዋል። ከመነሻ እስከ መድረሻቸው ድረስም በብሄራዊ የመረጃና ደህንነት አገልግሎት የክትትል ጥላ ስር የነበሩ ናቸው ተብሏል። የኤርትራ መንግስት ተላላኪዎቹ […]
ፍሉይ መጽናዕታዊ ሰነድ ኣብ ሞንጎ መሪሕነት ህግደፍን ፖሊስን፣ ጸጥታን ምክልኻልን ዝተራእየ ፍሉይ ግርጭትን ሳዕቤናቱን።
ምንጭታት ስሙር ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ፣ ፍሉይ መጽናዕታዊ ሰነድ ኣቕሪቦም ኣለዉ። ትሕዝትኡ ኣብ ሞንጎ መሪሕነት ህግደፍን ፖሊስን፣ ጸጥታን ምክልኻልን ዝተጋህደ ፍሉይ ግርጭትን ዘኸተሎ ሳዕቤንን ዘቃልዕ ሰነድ እዩ። ምኽንያቱ ብሰንኪ ዘይሕጋዊ ኣሰራርሓ ኣብዘን ትካላት ነንሓድሕዶም ዘይምርድዳእን ምትህልላኽን ኣስዒቡ። ስለዚ እቲ ዝተራእየ ግርጭት ፍሉይ ምኽንያት ሒዙ እቲ ቅልውላው ዓብዩ ከምዘሎ ብመርትዖ ዘረጋግጽ እዋናዊ ሰነድ እዩ። ዉፉያትና ነዚ ኣገዳሲ […]
“ትሕቲ ዕድመ’የ” ኢሉ ኣብ ሽወደን ዑቕባ ዝሓተተ ኤርትራዊ፣ ብፈተነ ጾታዊ ዓመጽ ተኸሲሱ Radio Erena: 11 May 2016
ማዕከን ዜና ደልይሊ መይል ኣብ ናይ 10 ግንቦት ትሕዝትኡ ኣቕሪብዎ ብዘሎ ጸብጻብ መሰረት፣ እቲ ወዲ 15 ዓመት’የ ኢሉ ዑቕባ ድሕሪ ምሕታቱ ምስ ካልኣዩ ኣብ ትሕቲ ሓንቲ ስድራ ክእለ ዝተወሰነሉ ኢሳቕ ዓንዳይ ዝተባህለ ኤርትራዊ፣ ኣባል እቲ ተዓቝብሉ ዝነበረ ስድራ ንዝኾነት ጓል 10 ዓመት ቆልዓ፣ ጾታዊ ዓመጽ ከካይድ ፈቲኑ ተባሂሉ’ዩ ተኸሲሱ። እታ ስማ ዘይተጠቕሰ ጓል 10 […]
ኤርትራ፣ ኣብ ናይ ዕደና ዕዳጋ ድሕሪ ምጽንባራ፣ ዓመታዊ ናብ ወጻኢ እትልእኮ ነገራት (exports) ኣስታት 533 ሚልዮን ዶላር ከምዝበጽሐ ተሓቢሩ Radio Erena: 10 May 2016
ኤርትራ ናብ ወጻኢ ሃገራት እትልኮ ነገራት (ሰደድ-exports)፣ ዓመታዊ ኣስታት 533 ሚልዮን ዶላር ከምዝበጽሐ ኣብ ቁጠባ ሃገራት መጽናዕቲ ዘካይድ ኣህጉራዊ ትካል The Observatory of Economic Complexity (OEC) ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ብዝርዝር ኣስፊርዎ ብዘሎ ሓበሬታ፣ እቲ ኣስታት 528 ዶላር፣ ናብ ወጻኢ ሃገራት ዝልኣኽ ዘሎ ዝተፈላለየ ማዕድናት ክኸውን እንከሎ፣ እቲ ዝተረፈ ኣስታት 5 ሚልዮን ከኣ ከም ቡንን […]