1 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ትማሊ ብደረጃ ዓለም ተዘኪሩ ውዒሉ። ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት፣ ኣብ ከም በዓል ኤርትራ፣ ኩባን ሰሜን ኮርያ ዝኣመሰላ ሃገራት ብሰልፍን ካልእ ንጥፈታትን ዝዝከር ደኣ ይኹን’ምበር፣ እዘን ሃገራት እተን ቀንዲ መሰል ሰራሕተኛታት ዘይክበረለን ሃገራት ምዃነን ጸብጻብ ትካላት ሰብኣዊ መሰላት የመልክት። ኣብ ኤርትራ መሰል ሰራሕተኛታት ኣይክበርን ጥራይ ዘይኮነ፣ ከም መልዕሎ ወይ ጥሮታን […]
ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ ስራሕ ዝተባረሩ ኣስታት 50 ሽሕ ሰራሕተኛታት ኣብ ዘካየድዎ ተቓውሞ ሓይሎ ኣውቶቡሳት ኣቓጺሎም Radio Erena: 02 May 2016
ኣብ ስዑዲ ዓረብ ብዘይ መሰል ካብ ስራሕ ዝተባረሩን ንሽዱሽተ ወርሒ ደሞዞም ዘይተኸፍሉ ኣሳትት 50 ሽሕ ሰራሕተኛታት ኣብ ዘካየድዎ ተቓውሞ፣ ሓያሎ ኣውቶቡሳት ከምዘቓጸሉ ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን። እቶም መብዛሕቶም ሰራሕተኛታት ናይቲ ብ ትካል ቢንላደን ዝፍለጥ ኩባንያ፣ ብዘይዝኾነ መሰል ካብ ስራሕ ድሕሪ ምብራሮም ነናብ ዓዶም ክፋነዉ ምዃኖም ድሕሪ ምግላጹ’ዮም ነቲ ተቓውሞ ኣብ ድሮ ኣህጉራዊ መዓልቲ […]
ህቡብ ድምጻዊ ኪሮስ ኣስፋሃ ብዘካየዶ ዑደት ናብ እስራኤል ዓቢ ኣድናቆትን ተስፋን ካብ ህዝቢ እረኤ ኣሎ።
ኣናብስ ደቂ ኤረ ኣጆኩም ፡ኺሮስ ጅግና ወዲ ህዝቢ አንቜዕ ሓጎሰካ ኣብ ማእከል እቲ ውጹዕ ህዝብካ ዄንካ በቲ ርሱን ጊዝያዊን እዋናውን ድምጽካ ዘንጎድጉድ መልእክቲ ሓዘል ዝፍኖ ዘሎ ደርፍታትካ ንከታተሎ ኣለና፣ ንመሓውር ህግደፍ ሕቆ ዝሰብር ስርሒት እነሆ ኣብ ተግባር ተምስኪሩ፡መንእሰይ እስራኤል ሓይሊ ሃገር መን ሙካኑ ውን እቲ ውዕሎኩም ኣመስኪሩ እዩ ስለዚ ቀጽልዎ። ብሰም unitederitreamedia – ከምኡ ውን […]
Facebook page vows to lift the lid on Eritrea’s secret reign of terror
An anonymous whistleblower claims to have new proof of human rights abuses, galvanising opposition online In a bid to upend years of secrecy in the country dubbed “Africa’s North Korea”, a new Facebook page is publishing documents claiming to show how the Eritrean government abuses its citizens. In just two months, SACTISM – Classified Documents […]
ርሑስ በዓል ፋሲካ ንኹሎም ኣመንቲ ክርስትና፣ ንኤርትራውያን ክርስትያን፡04/30/2016
ኣደይ ዘውዲ ዓሪፋ መስዋእቲ ኣማረ ወዳ ከይተነገረት ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም 30/04/2016
www.gereger.com/data/media/K3Z1yh3xE.pdf
A false narrative to make Ethiopians trust Isaias Afewerki By Dilwenberu Nega
www.tigraionline.com/articles/esat-false-narrative.html
Ethiopia, Where the Paris Climate Agreement Gets Real Peyton Fleming, Ceres | April 30, 2016 9:07 am
http://ecowatch.com/2016/04/30/solarkiosk-ethiopia-africa/
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ መበል 25 ዓመት ጽምብል ናጽነት ኤርትራ ንኽሳተፉ ንመራሕቲ ሃገራት ዓረብ ዕድመ የቕርብ Radio Erena: 29 April 2016
ፕረዚደንት ኤርትራ ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ኣብ መበል 25 ዓመት ጽምብል ናጽነት ኤርትራ ንኽሳተፉ ንሓያሎ መራሕቲ ሃገራት ዓረብ ዕድመ ከምዘቕረበ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ዜና ንሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቲ ፕረዚደንት ናብ መራሕቲ ስዑዲ ዓረብ፣ ቐጠር፣ ኢማራት ዓረብ፣ ግብጺ፣ ሱዳንን ካልኦትን ዕድመ ከምዘቕረበ ዘረጋጋጹ እቶም ምንጭታት፣ ካብቶም መራሕቲ ዝተዋህበ መልሲ ግና ዛጊት ከምዘይተፈልጠ ኣይረዲኦም። መንግስቲ ኤርትራ ምስቲ […]
ተክልዝጊ ዑቁባልደት ከይትስተር መሊስካ ትግተር
http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2016/2904DD6-01AT.pdf