Eritrea: Von der Befreiung zur Unterdrückung Little is known about the current Eritrea.

2015 Book Edited by Katja Dorothea Buck and Prof. Mirjam van Reisen Language: German Published by EMW – Evangelisches Missionswerk in Deutschland e.V. ISSN: 1430-6530 (Translated from German) When the country gained its independence in 1993, the hopes were high that the country would gain a better and peaceful future for all, after the 30-year liberation […]

1 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ብደረጃ ዓለም ተዘኪሩ Radio Erena: 02 May 2016

  1 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ትማሊ ብደረጃ ዓለም ተዘኪሩ ውዒሉ። ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት፣ ኣብ ከም በዓል ኤርትራ፣ ኩባን ሰሜን ኮርያ ዝኣመሰላ ሃገራት ብሰልፍን ካልእ ንጥፈታትን ዝዝከር ደኣ ይኹን’ምበር፣ እዘን ሃገራት እተን ቀንዲ መሰል ሰራሕተኛታት ዘይክበረለን ሃገራት ምዃነን ጸብጻብ ትካላት ሰብኣዊ መሰላት የመልክት።   ኣብ ኤርትራ መሰል ሰራሕተኛታት ኣይክበርን ጥራይ ዘይኮነ፣ ከም መልዕሎ ወይ ጥሮታን […]

ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ ስራሕ ዝተባረሩ ኣስታት 50 ሽሕ ሰራሕተኛታት ኣብ ዘካየድዎ ተቓውሞ ሓይሎ ኣውቶቡሳት ኣቓጺሎም Radio Erena: 02 May 2016

  ኣብ ስዑዲ ዓረብ ብዘይ መሰል ካብ ስራሕ ዝተባረሩን ንሽዱሽተ ወርሒ ደሞዞም ዘይተኸፍሉ ኣሳትት 50 ሽሕ ሰራሕተኛታት ኣብ ዘካየድዎ ተቓውሞ፣ ሓያሎ ኣውቶቡሳት ከምዘቓጸሉ ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን። እቶም መብዛሕቶም ሰራሕተኛታት ናይቲ ብ ትካል ቢንላደን ዝፍለጥ ኩባንያ፣ ብዘይዝኾነ መሰል ካብ ስራሕ ድሕሪ ምብራሮም ነናብ ዓዶም ክፋነዉ ምዃኖም ድሕሪ ምግላጹ’ዮም ነቲ ተቓውሞ ኣብ ድሮ ኣህጉራዊ መዓልቲ […]

ህቡብ ድምጻዊ ኪሮስ ኣስፋሃ ብዘካየዶ ዑደት ናብ እስራኤል ዓቢ ኣድናቆትን ተስፋን ካብ ህዝቢ እረኤ ኣሎ።

ኣናብስ ደቂ ኤረ ኣጆኩም ፡ኺሮስ ጅግና ወዲ ህዝቢ አንቜዕ ሓጎሰካ ኣብ ማእከል እቲ ውጹዕ ህዝብካ ዄንካ በቲ ርሱን ጊዝያዊን እዋናውን ድምጽካ ዘንጎድጉድ መልእክቲ ሓዘል ዝፍኖ ዘሎ ደርፍታትካ ንከታተሎ ኣለና፣ ንመሓውር ህግደፍ ሕቆ ዝሰብር ስርሒት እነሆ ኣብ ተግባር ተምስኪሩ፡መንእሰይ እስራኤል ሓይሊ ሃገር መን ሙካኑ ውን እቲ ውዕሎኩም ኣመስኪሩ እዩ ስለዚ ቀጽልዎ። ብሰም unitederitreamedia – ከምኡ ውን […]

Facebook page vows to lift the lid on Eritrea’s secret reign of terror

An anonymous whistleblower claims to have new proof of human rights abuses, galvanising opposition online In a bid to upend years of secrecy in the country dubbed “Africa’s North Korea”, a new Facebook page is publishing documents claiming to show how the Eritrean government abuses its citizens. In just two months, SACTISM – Classified Documents […]