ምያዝያ ዕስራን ክልተን ንሰራዊት ሕድሪ 22 ምያዝያ ንሰራዊት ግሃድኤ-ሕድሪ (ሰራዊት ሕድሪ) መዓልቲ ዝኽሪ ስዉኣቱ ንህዝባዊ ሓርነት ኢያ፡፡ ሰራዊትን ኣባላትን ግሃድኤ-ሕድሪ በቲ ኣብ ሙሉእ ዓለም ተዘርጊሖምሉ ዝርከቡ መስመራት ቃልሶም ኣቢሎም ሰፍ ዘይብል መስዋእቲ ይኸፍሉ ኣለዉ፡ በቲ ናይ ትግባረ ሓይሉ ዝኾነ ሰራዊት ሕድሪ ኣቢሉ ዝኽፈል ዘሎ ዋጋ ሓርነት ግን መዳርግቲ ኣልቦ ኢዩ፡፡ ስለ ዝኾነ ኢና ከኣ ኣብ […]
መብርሂ 15 ውድባት ኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብዛዕባ እቲ ብዕለት 19/04/2016 ብሽድሽተ ውድባት ዝወጸን ኣብ መራኸቢ ብዙሓን ዝተዘርገሐን ጽሑፍ።
www.gereger.com/data/media/SxRZuTUq3.pdf
ደለይቲ ፍትሒ ኣብ እስራኤል ን ህ.ግ.ድ.ፍ ኣብ ቅልውላው የእትዮሞ እርከቡ 04/22/2016
ደቂ እዛ ሓላል መርየት ኣጆኩም ኩሉ ግዝየ ኣይኮነን ጸልማት ኣብቲ መጨረሽታ በርሃን ከም ዘሎ ኣይንጠራጠርን። እዚ ትገብርዎ ዘለኹም ሞያ ኻኣ ናይ ብሓቂ ዝምስገን ስራሕ እዩ ኣብዚ ግዝየ እዚ መንእሰይ ንሃገሩ ሓቢሩ ክሰርሕን አሂን ሚሂን ኢሉ ኻኣ ነዚ ህግድፍ ጀሚሩዎ ዘሎ ጎስጓስ ብትብዓት ከምኽቶ ኣገዳስን እዋናዊን እዪ፡፡ህ.ግ.ደ.ፍ ኣብዚ እዋን እዚ ንዓለም ከእምን ከም ቀደሙ ኽሕሱ ወይም […]
Eritrean Opposition towards a win -win solution
http://english.farajat.net/archives/10279
ናይ ህዝቢ ኣኼባ ንፖለቲካዊ ሰሚናር ምስ ሓው ዶር. ማሓመድ ብርሃን ኢድሪስ ኣብ ከተማ ኮለን (Köln)።
ዝኸበርኩምን/ክንን ኣሕዋትን ኣሓትን ደቂ ሃገር፡ ደለይቲ ለውጢ ንደሞክራሲያዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ …! እምባኣር‘ከስ፡ ሽማግለ ህዝባዊ ምንቅስቃስ NRW ንቀዳም ዕለት 07. 05. 2016. ዓ.ም.ፈ.፡ ሰፊሕ ፖለቲካዊ ሰሚናር ኣዳልዩ ኣሎ። ሽማግለ ህዝባዊ ምንቅስቃስ NRW፡ ነዚ ፖለቲካዊ ሰሚናር ከዳሉ፣ ህዝቢ ክዕድም፣ ዘገደዶ ምኽንያት፡ ብኽቡር ሓው ዶር. ማሓመድ ብርሃን ኢድሪስ ዝምራሕ ፖለቲካዊ ሰሚናር ንህዝቢ NRW ከአንግድ ተዳሊዩ ስለዘሎ እዩ። […]
Drought in Eritrea: Hunger despite government denials From the sectionAfrica
Image captionEritreans risk all to cross their heavily mined and guarded border to seek sanctuary in Ethiopia The drought and famine that is devastating the Horn of Africa is affecting more than 12 million people. Yet one country in the region, Eritrea, says it has escaped the crisis, reaping a bumper harvest earlier this […]
ወፍሪ ሓመድ ድበ ንጉጅለ ምልኪ April 22, 2016
http://sallina.com/?p=4988
ኤርትራውያን ስደተኛታት ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ቃራና መንገዲ
http://themigrantproject.org/ti/erittreanrefugeesinuk/ Gereger.com
Somali refugee ‘All my friends have died’ BBC News All india hedline All india hedline
ቃል ሓዘን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ዞባ አውሮጳ
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ -ሕድሪ جبهة الإنقاذ الوطني الإرترية – حيدرى ብጻይና ገዲም ተገዳላይ ኣልኣዛር ቀለተ ዘርኤ ብዝሓደሮ ሕማም ምኽንያት ብቀዳም ዕለት 16. 04. 2016 ብምዕራፉ ዝተሰምዓና መሪር ሓዘን እናገለጽና፡ እቲ ኹሉ ዘይሰኣኖ ኣምላኽ ንተጋዳላይ ኣልኣዛር ቀለተ ኣብ መንግሰተ ሰማያዩ ክቅበሎ፡ ንክቡራት ተጋደልቲ ስድራቤቱን ብጾቱን ከኣ ጽንዓት ክህቦም […]