ኣንጻር ‘ቲ ብመርማሪት ኮሚሽን ዝቐርብ ጸብጻብ ዘመተ ንምውዳብ ወከልቲ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ፓሪስ ርክባት የካይዱ Radio Erena: 21 April 2016

  ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ኣብ መፋርቕ ሰነ 2016 መበል 32 ስሩዕ ዋዕላ ንምክያድ ምድላዋት ኣብ ዝገብረሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስቲ ኤርትራ ኣንጻር እቲ ብመርማሪት ኮሚሺን ዝቐርብ ጸብጻብ ንምቕዋም፣ ብመንገዲ ኤምባሲታት ካብ ደገፍቱ ዝእከቦ ዘሎ ክታማት ብዝልዓለ ክሰርሓሉ ጻዕርታት የካይድ ኣሎ። ነዚ ንምስላጥ፣ ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕን ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ ኣቶ የማነ ገብርኣብን ኣብ ኤውሮጳ […]

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ -ሕድሪ حيدرى – جبهة الإنقاذ الوطني الإرترية

ምያዝያ ዕስራን ክልተን ንሰራዊት ሕድሪ 22 ምያዝያ ንሰራዊት ግሃድኤ-ሕድሪ (ሰራዊት ሕድሪ) መዓልቲ ዝኽሪ ስዉኣቱ ንህዝባዊ ሓርነት ኢያ፡፡ ሰራዊትን ኣባላትን ግሃድኤ-ሕድሪ በቲ ኣብ ሙሉእ ዓለም ተዘርጊሖምሉ ዝርከቡ መስመራት ቃልሶም ኣቢሎም ሰፍ ዘይብል መስዋእቲ ይኸፍሉ ኣለዉ፡ በቲ ናይ ትግባረ ሓይሉ ዝኾነ ሰራዊት ሕድሪ ኣቢሉ ዝኽፈል ዘሎ ዋጋ ሓርነት ግን መዳርግቲ ኣልቦ ኢዩ፡፡ ስለ ዝኾነ ኢና ከኣ ኣብ […]

ደለይቲ ፍትሒ ኣብ እስራኤል ን ህ.ግ.ድ.ፍ ኣብ ቅልውላው የእትዮሞ እርከቡ 04/22/2016

ደቂ እዛ ሓላል መርየት ኣጆኩም ኩሉ ግዝየ ኣይኮነን ጸልማት ኣብቲ መጨረሽታ በርሃን ከም ዘሎ ኣይንጠራጠርን። እዚ ትገብርዎ ዘለኹም ሞያ ኻኣ ናይ ብሓቂ ዝምስገን ስራሕ እዩ ኣብዚ ግዝየ እዚ መንእሰይ  ንሃገሩ ሓቢሩ ክሰርሕን አሂን ሚሂን ኢሉ ኻኣ ነዚ ህግድፍ ጀሚሩዎ ዘሎ ጎስጓስ ብትብዓት ከምኽቶ ኣገዳስን እዋናዊን  እዪ፡፡ህ.ግ.ደ.ፍ ኣብዚ እዋን እዚ ንዓለም ከእምን ከም ቀደሙ ኽሕሱ ወይም […]

ናይ ህዝቢ ኣኼባ ንፖለቲካዊ ሰሚናር ምስ ሓው ዶር. ማሓመድ ብርሃን ኢድሪስ ኣብ ከተማ ኮለን (Köln)።

ዝኸበርኩምን/ክንን ኣሕዋትን ኣሓትን ደቂ ሃገር፡ ደለይቲ ለውጢ ንደሞክራሲያዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ …! እምባኣር‘ከስ፡ ሽማግለ ህዝባዊ ምንቅስቃስ NRW ንቀዳም ዕለት 07. 05. 2016. ዓ.ም.ፈ.፡ ሰፊሕ ፖለቲካዊ ሰሚናር ኣዳልዩ ኣሎ። ሽማግለ ህዝባዊ ምንቅስቃስ NRW፡ ነዚ ፖለቲካዊ ሰሚናር ከዳሉ፣ ህዝቢ ክዕድም፣ ዘገደዶ ምኽንያት፡ ብኽቡር ሓው ዶር. ማሓመድ ብርሃን ኢድሪስ ዝምራሕ ፖለቲካዊ ሰሚናር ንህዝቢ NRW ከአንግድ ተዳሊዩ ስለዘሎ እዩ። […]

Drought in Eritrea: Hunger despite government denials From the sectionAfrica

Image captionEritreans risk all to cross their heavily mined and guarded border to seek sanctuary in Ethiopia   The drought and famine that is devastating the Horn of Africa is affecting more than 12 million people. Yet one country in the region, Eritrea, says it has escaped the crisis, reaping a bumper harvest earlier this […]