When Greece began its deportations of refugees to Turkey on April 4 under a deal between the EU and Ankara, Europe’s semi-panicked leaders began to think the worst of the migration crisis was over. But another problem was quietly re-emerging: In the first three months of 2016, 18,795 refugees attempted to make the […]
መንግስቲ ኤርትራ ኣብ መበል 58 ኣብ ስሩዕ ዋዕላ ኮሚሽን ኣፍሪቃ ንሰብኣዊ መሰላት ብትሪ ተነቒፋ Radio Erena: 12 April 2016
መንግስቲ ኤርትራ ኣብ መበል 58 ኣብ ስሩዕ ዋዕላ ኮሚሽን ኣፍሪቃ ንሰብኣዊ መሰላት ብትሪ ተነቒፋ። ኣብቲ ካብ 6 ክሳብ 20 ሚያዝያ ኣብ ጋምብያ ከተማ ባንጁል ዝጋባእ ዘሎ ዋዕላ፣ ጋዜጠኛታት ብዘይ ዶብ፣ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ምብራቕን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዝኣመሰሉ ኣህጉራውያንን ዞባውያንን ትካላት፣ ነቲ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ዜጋታቱ ዝፍጽሞ ዘሎ ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ብትሪ […]
ተኽለዝጊ ዑቕባልደት (ወዲ ዑቕባልደት) መን እዩ?
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣብ ውሽጢ ካብ ህዝብን ሰራዊትን ክመጽኦ ንዝኽእል ተቓውሞ ብኣጋ ብምቕጻይ፣ ኣብ ወጻኢ ‘ውን ህዝቢ ሰሚሩ ንኸይቃወሞ ብምክፍፋል ዕድመ ስልጣኑ ንምንዋሕ ዝጥቀመሉ ቀንዲ መሓውር ስለያ እዩ። ኣብ ወጻኢ ነዚ ዕላማ’ዚ ከገልግሉዎ ባዕሉ ዘዋፈሮም ብስም ስደተኛታት ዑቕባ ሓቲቶም ብስቱር ንማሕበረሰብ ኤርትራውያን ዝስልሉ ሃሱሳት ከምዘለዉ ድማ ናይ ደባባይ ምስጢር እዩ። ይኹን ‘ምበር ብደለይቲ […]
መንነት ኤርትራ ንምርግጋጽ ኣብ ዝተኻየደ መሪር ቃልሲ ራሕሪሑና ዝሃደመ ጀጃዊ ሕጂ ወሃብን ከልካልን መንነት ክኸውን የምሕረሉ ዶ?
www.gereger.com/data/media/vbySq6hU9.pdf
ኣብርሃለይ ክፍለ እዮብ (ብር/ጀነራል)፡ ኣብ ብላክ ሊስት ኣብ ተ.ቁ 65 ተመዝጊቡ ይርከብ፡ ፡ ብ1973 ናብ ጅብሃ ዝተሰለፈ
www.gereger.com/data/media/25P8CbFzR.pdf
መንነቱ ዘይተነጸረ ኤርትራዊ ኣብ እስራኤል ሞይቱ ተረኺቡ Radio Erena: 11 April 2016
እቲ ብ4 ሚያዝያ፡ ኣብ ተል ኣቪቭ ጎደና ኪቡጽ ጋልዮት፡ ጥቓ ኣደራሽ ፓናሮማ ሞይቱ ዝተረኸበ ኣብ ክሊ ዕድመ 25 ዓመት ዝርከብ መንእሰይ፡ ንኣማውታኡ ብዝምልከት ዛጊት ዝተፈለጠ ነገር የለን። እቲ መንእሰይ፡ ኣብ ክሳዱ ገመድ ኣትይዎ ኣብ ትሕቲ ገረብ፡ ተንበርኪኹ’ኳ እንተተረኸበ፡ እቶም ነቲ ኩነታት ዝረኣይዎ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር፡ ንኣማውታኡ ዝምልከት ንጹር መረዳእታ ከም ዘይብሎምይገልጹ እቲ ዝተሓንቀሉ ገመድ […]
ወፍሪ ድሕነት ብሰንሰሎማይ ሰላም ኣብ ሃገር
እዛ ኣርእስቲ ይኹን ካብ እዚ ቀጺለ ምስኩነታትና እንዳኣዛመድኩ ከቕርቦ ወሲነ ዘለኹ ጹሕፍ ካብ ወፍሪ ድሕነት እትብል መጽሓፍ ብኣታኽልቲ ሓጎስ ዝተጻሕፈት ዝረኸብኩዎ ኢዩ ካብ መጽሓፍ ሓንቲ ዓለም ናይ መምህር ኣማኑኤል ሳህለ’ውን ፈይ ከብለላ መደብ ኣለኒ ንቐጽል በሉብኣፍደገ ዝኽኣለ ይጉየ ክጎዪ ዘይክእል ይሳለ ዝተሸኽለ ይተኣለ (ካብ መጽሓፍ ወፍሪ ድሕነት ብኣታኽልቲ ሓጎስ) እቲ ዝነበረ ኣካይዳ ቃልሲ ተገምጊሙ ከድምዕ […]
ሓድነት ኤርትራዉያን ንፍትሒ – ዓባይ ብሪጣንያ Eritrean Unity for Justice – United Kingdom
http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2016/1004CSB6-04AT.pdf
Public Calling to all Political & Civic Organizations in Support of the Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea 2016
As the Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea continue to research and work diligently in regards to the Human Rights issues in Eritrea; we Eritreans residing in North America, will continue to support the Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea in 2016, just as we successfully did last year in […]
Yemane Gebremeskel Speaks Untruth
Yemane Gebremeskel broke his five-day silence with untruth. It has been five days since Eritrean government forces killed conscripts in broad daylight in Asmara, the capital city of Eritrea. Over the last five days, the information minister of the Eritrean regime was silent and so was his government. Today he tweeted, “Eritrean arch-enemies and […]