http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2016/1004CSB6-04AT.pdf
Public Calling to all Political & Civic Organizations in Support of the Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea 2016
As the Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea continue to research and work diligently in regards to the Human Rights issues in Eritrea; we Eritreans residing in North America, will continue to support the Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea in 2016, just as we successfully did last year in […]
Yemane Gebremeskel Speaks Untruth
Yemane Gebremeskel broke his five-day silence with untruth. It has been five days since Eritrean government forces killed conscripts in broad daylight in Asmara, the capital city of Eritrea. Over the last five days, the information minister of the Eritrean regime was silent and so was his government. Today he tweeted, “Eritrean arch-enemies and […]
ጨንፈር ርያድ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ…. ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሰልፍና ሰፊሕ መግለጺ ንህበሉ ስለ ዝኾነ፡ ዕለት 8/4/2016 ሳዓት 8፡00
www.gereger.com/data/media/A6MN8ob10.pdf
ተሓጋገዝቲ ኣሳናዳኢት ሽማግለ ዞባ ምዕራብ አብ ኣመሪካ በይ ኤርያ ጨንፈር ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞኩራስያዊ ለውጢ
ኣባላት ተሓጋገዝቲ ኣሳናዳኢት ሽማግለ ዞባ ምዕራብ አብ ኣመሪካ በይ ኤርያ ጨንፈር ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞኩራስያዊ ለውጢ ኣኼባ ኣካይዳ ኣብዚ ኣኼባ ዘካየደቶ ዝሰርሓቶ ስራሕ ነብሳ መቂላ ንምዕራብ ዞቦ ኣመርካ ነዚ ካላኣይ ሃገራዊ ባይቶ ሰብ ከይተርፈና ኢላ ናይ ስራሕ ተሓታትነት ክህሉ ምእንቲ ንዞባ ምዕራብ ከምቲ ዝበጻሕናዮ ዝድለ ኣብ ኩሉ ምዕራብ ዞባ ኣመሪካ ኣባላት ባይቶ መንጸፍ ናይ […]
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI
ህግደፍ ሰሙን መመላእታ ኣብ ምቕዛፍ ሂወትን ኣብ ምዝራግ ናብራን ህግደፍ ካብ’ቲ ብሰለስተ ማዝያ 2016 ኣብ ልዕሊ መንእሰያትና ዝፈጸሞ ገበን ካብ ኣቓልቦ ህዝቢ ንምስዋር፡ ንምህዳምን፡ ንምርስሳዕን ብምሕላን፡ ብቐጥታ ኣብ ምፍራስ ገዛውቲ ቀሓውታ ካብ ረፋድ 04 ማዝያ / 2016 ጀሚሩ ክሳብ ክሳብ 05 ማዝያ ይቕጽሎ ከም ዝነበረ፣ ኣብ ዝሓለፈ ዜናዊ ንጥፈታትና ዘርዚርና ኔርና፡፡ እንሀ ከኣ እቲ […]
ዓገብ !!! ዓገብ ዘይ-ታሪኽኩም አይመዝገብ ቅልዕቲ ደብደበ ንአሕዋተይ መማስሕቲ መሬተይ ሰልፊ ናህደ ኤርትራ 9-5-2016
www.jeberti.com/a16/Ageb%20Ageb.pdf
ኣብ ከናዳ ዝርከቡ ኣባላት ግሃድኤ-ሕድሪ ሓዱሽ ስርርዕ ይገብሩ
ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ነበርቲ ከናዳ፡ ህዝብን ሃገርን ምድሓን ልዕሊ ኩሉ ዝብል መሪሕ ስነ-ሓሳብ ምርኩስ ብምግባር፡ ኣብ መወዳእታ ወርሒ መጋቢት ሓዱሽ ስርርዕ ጌሮም፡፡ እዞም ኣብ ከናዳ ዝርከቡ ተቓለስቲ እቲ ሓዱሽ ስርርዕ ዘድለዮም ምኽንያት ክገልጹ ከለዉ፡ ንዝሓለፍዎ ኣካይዳ ስርርዕ ብጉቡእ ድሕሪ ምምዛን እሞ ነቲ ዝነበረ ተኸቲሎም ነዚ ኣብ እዚ ሕጂ እዋን ክጭበጥ ዘለዎ ናይ ቃልሲ […]
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI 03 ማዝያ /2016/ ኣረመንነት ህግደፍ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ኣስመራ
ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ኣዋርሕ ካብ መላእ ኩርናዕ ኤርትራ ተገፊፎም ኣብ ጋሽ-ባርካ ክዕለሙ ከም ዝጸንሑ እሞ መደብ ናይ ኣስገዳድ እዋን ዕስክርነኦም ኣብ ዓሰብ ስለ ዝኾነ ማዝያ 03 / 2016 ብ 18 በጠሓት (ክፉታት ናይ ንብረት ዓበይቲ መካይን) ተጻዒኖም ዝግዕዙ ዝነበሩ ልዕሊ 4200 ዜጋታትና ዕራርቦ ኣብ ኣስመራ ምስ በጽሑ፡ እቲ ጉዑዞ ኣብ ትሕቲ ጽኑዕ ሓለዋ እኳ እንተ […]
Causes of flight in Africa: African autocrats are the origin of all emergency
www.epochtimes.de/politik/welt/fluchtursachen-in-afrika-afrikanische-autokraten-sind-der-ursprung-aller-not-a1319898.html