http://assenna.com
Eritrean army conscripts ‘killed in Asmara escape bid’ 3 hours ago From the sectionAfrica
Image captionMany Eritreans flee to avoid long-term conscription into the army Security forces in Eritrea’s capital Asmara have killed several young conscripts who tried to escape the convoy they were travelling in, according to opposition media outlets. There were also civilian casualties after some of the recruits’ friends and family used a bus to […]
We are condemn Eritrea dictator government,for killing innocent people on 04/03/2016
The most common patterns of abuse prompting some to flee include open-ended military conscription; forced labor during conscription; arbitrary arrests, detentions, and disappearances; torture and other degrading treatment in detention;that’s why on 04/03/2016 the military act shoot to kill policy as soon as they tried to escape.The length of incarceration and type of physical abuse inflicted is […]
FORCED TO BE A SOLDIER IN THIS MILITARY DICTATORSHIP WAS AN “EXISTENCE IN HELL” Posted by Admin on Mar 17, 2016 in Featured, Newsletters
Meet Berihun, survivor from Eritrea Berihun describes his daily life as a “quest for survival”. Eritrea is a country in East Africa where the enjoyment of rights and freedoms are severely curtailed. Chaos has replaced rule of law. Last year, the United Nations Human Rights Council published a report accusing Eritrea’s government of […]
ኣብ ኣስመራ ዝተፈጸመ ቅትለትን ተወሳኺ ዝርዝራቱን::05/ ሚዝያዝያ/ 2016
ስሙር ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ፣ ኣብ ኤርትራ ከተማ ኣስመራ ኣብ ቅድሚ ብዙሕ ህዝቢ ብዕለት 03/ ሚያዝያ/ 2016 ካብ መካይን ዘሊሎም ከምልጡ ምስፈተኑ፣ ብጨካን ኣገባብ ብተመልከተለይ ኣብ ልዕሊ ንጹሃት መንእሰያት ዜጋታትና ብጥይት ሃሪሞም ዝፈጸሙዎ ገበን ኣንጻር ሰብኣዊ ሕልና ስለዝኾነ ሕጋውነት ዝጠሓሰ ተግባር እዩ። ከም ሳዕቤኑ ገለ ተቐቲሎም፣ ገለ ከምዝቖሰሉ ገለ’ውን ካብ ማኪና ናብ ጽርግያ ክዘሉ ምስፈተኑ […]
መቐጽልታ ካብ ሰነድ ናይ ሕ.መ. ምጣኔ ሃብታዊ ኲነታት ኣብ ኤሪትራ
http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2016/0504BR6-02AT.pdf
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI ውድብ ደምሓኩኤ መበል ዕስራን ሓደን ዓመቱ
ህዝቢ ኤርትራ ንገባቲ ስርዓት ህግደፍ ዓገብ ምባል ዝጀመረሉ፡ ካብ በረኻ ኣትዩ ክነሱ ንበረኸኛ ባህሪኡ ከንጸባርቕ ካብ ዝጀመረ ግዜ ምዃኑ ብሩህ ኢዩ፡፡ ነዚ ንምርግጋጽ ናይ ግዜ ሰውራ ከይጠመትና ካብ ጽባሕ መሬታዊ ናጽነት ኤርትራ ንድሓር ምስ እንዕዘብ ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ ምዕዛብ ኣኻልን ህያው ምስክርን ኢዩ፡፡ ውድብ ደምሓኩኤ እምበኣር ብኩሉ መዳያዊ ዓቕሚ ንህግደፍ […]
ጉልሻ ብምቅይያር ጸብሒ ኣይምቅርን ወዲ-ሰብ ኩሉ ግዜ ኣብ መስርሕ ለውጢ’ዩ ዝነብር።
ኩሉ መስርሕ ለውጢ ግን ኣወንታዊ’ዩ ማለት ኣይኮነን። ዝውስኖ ድማ ባዕሉ ወዲ-ሰብ’ዩ። ናብ ፖለቲካዊ ኩነታትና ምስ እንምለስ ንረኽቦ ሓቂ’ውን ንሱ’ዩ። ብፍላይ ገለ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ንቃለስ ኣለና ዝብሉ ፖለቲካዊ ውድባት፡ ብሓሳብን ብተግባርን ተኸባቢሮምን ተወሃሂዶምን ኣብ ክንዲ ምስራሕ፡ ካብኡ ውጽእ ብዝበለ መንገዲ ክኸዱ እንክትርኢ፡ ካን ኮይኑና መድሓኒት ከም ዝተግብረልና ኣብ ዕኒይኒይ ክነብር ትብል። ኣብ መስርሕ ተጋድሎና ተኣማሚንካን ተደጋጊፍካ […]
ድሕነት ህዝብን ሃገርን ልዕሊ ኩሉ መቐጸልታ ክፋል ሚላኖ 05 -4 ሕዳር 2016
www.gereger.com/data/media/BnVMDTTWd.pdf
UPDATE: ተወሳኺ ሓበሬታ ብዛዕባ ቶኽስን ቅዝፈት መንእሰያት ተዓለምትን ኣብ ኣስመራ ተኸሲቱ ዘሎ ወጥርን By assenna on April 4, 2016
ፋሽሽታዊ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ትማሊ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ማእከል ኣስመራ ኣብ ልዕሊ ‘ቶም ናብ ዓሰብ ገጾም ዝጋዓዙ ዝነበሩ ተዓለምቲ መንእሰያት ቶኽሲ ከፊቱ ምዉታትን ቁሱላትን ምስገበሮም ህዝቢ ኣስመራ ተቖጢዑ ነቶም ግዳያት ብምድጋፍ ምስቶም ሰራዊትን ተዓለምትን ተሓዋዊሱ ተቓውሞኡ ክገለጽን ከዕገርግርን ስለዘምሰየ፡ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ሓይልታት ጸጥታን ሰራዊትን ኣዋፊሩ ክሳብ ወጋሕታ ሰዓት ሓደ ግፋን ተፍትሽን […]